ምርካብ ደገፍ ድሕሪ ስንባደ ዝሓሸ ህይወት ንምንባር
ምስ ምስ Association ECLAT 38
ኣዳላዊ Association ECLAT 38 ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansብዝኾነ ድሕሪ ስንባደኹም ዝመጽእ ጸቕጢ ጸገማት ( ብህረራ ሕልሚ ቀትሪ፡ ኣካላውን ኣእምሮኣውን ድኻም፡ ምትላል ወዘተ) ንዘለዎም ተነጽሎ ምግጣም ዝተመጣጠነን ብሕታዊን ደገፍ ምርካብ ።
ዕላማታት ድማ፤
- ግቡእ ናብ ክንክን ምእታው ምሕጋዝ
- ምስ ኩነታኩም ዝሰማማዕ ቦታታት ክቐንዑ
- ዳግም ርእሰ-ምትእምማን ዳግማይ ምጥራይን።
ኣዝዩ ዝገድስ ሓበሬታ! እዚ መስመር ’ ዚ ብመምርሒ በዓል ሞያ ወይ ወለንተኛ ጥራይ ’ ዩ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Grenoble, France
Chargement de la carte...
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ናይ ስነ ኣእምራዊ ሓገዝ፣
ብዛዕባ ናይ ጥዕናይ ጉዳይ ዝሳለጥ፣
ኣብ ሓኪም ኬድካ ምርኣይ ወይ ምምርማር፣
ጥዕና ህጻናትን ደቂ ኣንስትዮን
ምርካብ ስነ ኣእምሮኣዊ ሓገዝ
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
Aceምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
eclatኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rouaa karimተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
nora42ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
mspተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት