ምስ l'association AIDES - ምርካብ ንኽንክን ተላገብቲ ሕማማት - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ንኽንክን ተላገብቲ ሕማማት

ምስ ምስ l'association AIDES

ኣዳላዊ AIDES ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 mois

ቅልጡፍን ነጻን መርመራታት ምርመራ፡ "TROD" (Rapid diagnostic test) ዝበሃል፡ ንኤችኣይቪ (ቫይረስ ኤይድስ) VIHፍንጣጣ፡ la syphilis ሄፓታይተስ ሲን ሄፓታይተስ ቢንl'hépatite C et l'hépatite B. ነቕርብ።ምርመራ ምግባር ሓደ ተለኺፉ ድዩ ኣይተለኽፈን ክትፈልጥ የኽእለካ።

እዞም ፈተናታት ኣብ ቀጽርና ድሕሪ ቃለ መሕትት ወይ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ኣብ እንገብሮ ተግባራት ክካየዱ ይኽእሉ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ቅድሚ ምሳና ነቲ መርመራ ምግባር ምስምማዕኩም፡ ምስ ሓደ ዝገበርካዮ ቃለ መሕትት፡ ኣብ ኣገባባት ምትሕልላፍ ኤችኣይቪን ካልኦት ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማትን (ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት) ዘለኩም ፍልጠትን፣ ከተጠናቕቑ ከምኡ ውን ንሓደጋ ብከላ ዘለኩም ምቅላዕ ክትግምግምን የኽእለኩም። ኣገባባት ምትሕልላፍ ምፍላጥ ንነብስኻኹምን ንኻልኦትን ንምክልኻል ቅኑዕ ምርጫታት ክትገብር ዝበለጸ መገዲ እዩ።

  • . እንተደኣ ፈጺምኩም ፈተና ናይ ኤች ኣቪ ጌርኩም ዘይትፈልጡ ዄንኩም፣ እዚ እቲ እንኮ መገዲ ፣ኤች ኣኣይ ቪ ኣለኩምን የብልኩምን ዘነጽር መርመራ ምዃኑ ምርዳኣ።
  • እንተደኣ ነጋቲቭ ወይ ነጻ ኴንኩም፣ ብኸመይ ጽሑስ ጾታዊ ትክብ ትፍጽሙ፣ እንተወሓደ ኣብ ዓመት ሓንሳብ ኣፍልጦኹም ምሕያልን ዳግም መርመራ ምግባርን።
  • እንተደኣ ኣብ ናይ ጽምዲ ዓለም ኣለኹም፣ እቲ መርመራ ንኽልቴኹም እዩ ዝምልከት መታን ፣ ን ንሓባራዊ ውሕስነት።
  • እንተድደኣ ፣ ን በላሕቲ ነጋራት ተቕቃሊዕኩም ፣ ብፍላይ ድማ ከም እኒ ድራግ ዝኣመስሉ ፣ ብ መርፍእ ምስ ካልእ ሰብ ተወጋጊእኩም ትፈልጡ ኴንኩም፣ እቲ ዝነበለ መርመራ ናይ ኤችኣቪ ምግባር እውን ኣገዳሲ እዩ።
ኣገዳሲ ሓበሬታ
እቲ ናይ ኤችኣቪ መርመራ፣ ምስኡ እውን ናይ ወይቦ ፣ ወይ ካልእ( ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት) ክግበር ይከኣል እዩ።

DÉPISTAGE DU VIH/SIDA : ወይ መርመራ ናይ ኤኣቪ ኤይድስ

*VIH ኤች ኣኣይ ቪ ቫይረስ ንስርዓተ ምክምኻል ሕማማት ዘጥቕዕ ቻይረስ እዩ

ስለዝኾነ ድማ፣ ነቲ ዘጥቕዖ ሰብ ንበብግዜ ዝምዕብል መጥቃዕቲ ነቲ ናይ ስርዓተ ምክልሓል መስርሑ የቕዕዖም። (እዚ ማለት ድማ እቲ ሰብ ናይ
ሕማም ናይ ምክልኻል ሓይሉ ይጠፍእ)

* SIDA/AIDS ድማ ብሳዕቤን ናይቲ ቫይረስ ዝስዕብ ረኽሲ ወይ ሳዕቤን እዩ

ጉድለት ወይ ብኩራት፣ ናይ ክትትልን ብቑዕ ክንክንን ድማ፣ እቶም ህዋሳት ኣካላትና፣ ዘለዉ ናይ ምክልኻል ዋህዮታት፣ በብቑሩብ እናነከዮምን ዘይ ብቑዓት ኣናገበሮምን ይመጽእ። ስለዝኾነ ድማ ናይ ዓበይቲን ቀተልቲን ሕማማት እናኣቃልዐ ይመጽእ።ገለ ገለ ሕማማት ቀተልቲ እዮም ' ገለ ገለ ድማ ተበላለጽቲ' ኮይኖም ኣብ መስርሕ ምድኻል ምሉኦ እጃም የበርክቱ። ስለዚ ድማ እቲ ሰብ ብብዙሕ ሕማማት ከም ዝቕቓዕ ምስ ኮነ ኤይድስ ኣማዕቢሉ ይበሃል ።

ኣገባብ `መርመራ ናይ ኤች ኣይቪ ኤይድስን ዝተፈላላየ እዩ

  • Test classique (ELISA) ዝቨሃል ልምዳዊ መርመራ (ELISA): እቲ ናይ ደም መርመራ መርመራ ኣብ ደም ጸረ-ኣካላት ምህላዎም ይደሊ፣ መርትዖ ረኽሲ። ድሕሪ ሽዱሽተ ሰሙን ሓደጋ ምውሳድ ፍጻመ እንተተፈጺሙ ዘተኣማምን እዩ: ድሕሪ ናይ መወዳእታ ሓደጋ ምውሳድ ፍጻመ ናይ 1 ወርሕን ፈረቓን ግዜ ሓሊፉ ክኸውን ኣለዎ።
  • ቅልጡፍ መርመራ rapide፦ TROD (Test rapide d’orientation diagnostique) እንተበዝሐ ኣብ 30 ደቓይቕ ውጽኢት ይህብ። ካብ ጫፍ ኣጻብዕቲ ዝተወስደ ውሑዳት ነጠብጣብ ደም ተጠቒምካ እዩ ዝሰርሕ። ካብቲ ናይ መወዳእታ ሓደጋ ምውሳድ ጀሚሩ ናይ 3 ወርሒ (12 ሰሙን) ግዜ ሓሊፉ ክኸውን ኣለዎ። እቲ ቅልጡፍ መርመራ ኣወንታዊ እንተኾይኑ፡ ብተለምዳዊ መርመራ መርመራ (ELISA) ክረጋገጽ ኣለዎ፡ እዚ ድማ ኣብ ላቦራቶሪ ወይ un CeGIDD (ነጻ ሓበሬታ፡ መርመራን መርመራን ማእከል) ይካየድ።
  • DEPISTAGE DES HÉPATITES : መርመራ ናይ ወይቦ

L’hépatite A እቲ ብ ኣይፐተሲ ኤይ ዝፍለጥ ወይቦ ፣ ብ VHA ዝተባህለ ቫይረስ ዝመጽእ ኮይኑ ፣ ተለጋቢ እዩ ፣ ኣብ ብጾታዊ ሕማማት ዘመድቦ ድማ ብ ናይ ኣፍ ወይ ኦራል ዝፍጸም ጾታዊ ርክብ፣ ስለ ዝላገብ እውን እዩ። ሄፓታይተስ ኤ ብኤችኤቪ ቫይረስ ዝመጽእ ኮይኑ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ብዝተበከለ መግቢ (ሸልፊሽ፡ ዝተበከለ ማይ) ብምውሓጥ ዝመሓላለፍ እዩ። ይኹን እምበር፡ ኣብ እዋን ኣፋዊ-መሃንቱስ ጾታዊ ርክብ (anulingus) እውን ብጾታዊ ርክብ ክመሓላለፍ ይኽእል።

L’hépatite B ብ VHB ዝበሃል ቫይረስ ዝመሓላለፍ ኮይኑ፣ ብቐሊል ዝመሓላለፍ እውን እዩ። ኣብ ፈረንሳ ንኣብነት፣ ብ ኣብ ብዝግበር ጾታዊ ርክብ ብምትሕልላፉ ዝተፈልጠ እዩ። ከምኡ እውን እዚ ማለት እቲ ሃይፐንተንሲስ ቢ ብ ኻልእ መገድታት እውን ክመሓላለፍ ዝኽእል እምበር ካልኦት ሲ ዓይነታት ወይቦ ብጾታዊ ርክብ እዮም ዝመሓላለፉ።

L’hépatite C እዚ ወይቦ እዚ ከም ብ ጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ወይቦ ኣይጥቐስን ኣይምደብን፣ እንተኾነ ኣብ ገለ ገለ ኣጋጣሚታት እቲ ብ ምትንኻፍ ደም ፣ ገለ ገለ እዋን ድማ፣ ብ

  • ወርሓዊ ጽግያት
  • ብ መቐመጫ ዝግበር ጾታዊ ርክብ
  • ብተጣቃምነት ናይ ድራግ መሳርሒታት ካልእን ክመሓላለፍ ይኽእል እዩ

Hépatite B et hépatite C : ብኸመይ እዩ እቲ መርመራ ዝግበር? ንዝብል ሕቶ ኣብ ዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ዝምርኮስ እዩ።

Hépatite B et hépatite C :

-

  • እንተደኣ ቅድሚ 1992 ዓም ካልእ ሰብ ደም ዝወሰደ ሰብ ምስ ዝኸውን
  • - እንተደኣ ኣብ ኣብ ምውሳድ ድራን ሓሽሽን ዝሳተፍ ኮይኑ፣ እዚ ድማ ምስ በላሕቲ ነገራት ምትእስሳር ክህልዎን ብእኡ ዝመጽእ ሳዕቤናትን ዝተቓልዐ ስለ ዝኸውን።
  • እንተደኣኣ ዓቢ ተኻይድሉ ዝተፈጥ ኮይኑ እቲ ሰብ
  • ብ ኸብድቲ ሕምማምት ተጠቖዑ ኣብ ሕክምና ነዊሕ ዝደቀሰ እንተኾይኑ።
  • እንተደኣ ወላዲቱ በቲ ሕማም ዝተለኽፈት ወይቦ B ወይ C ኮይና
  • እንተደኣ ወለዲ በቲ ሕማም ወይቦ B ወይ C ዝተጠቅዑ ኮይኖም
  • እንተደኣ ገለ ካብ ኣባላት ቤተሰብ B ወይ C በቲ ሕማም ተጠቒዖም
  • እንተደኣ acupuncture ማለት ብ መውጋኣቲ መርፍእ ዝካየድ ክትትል ወሲዱ ዝፈልጥ ኮይ ኑ እቲ ሰብ
  • እንተደኣ ተወቂጡ ኔሩ ኮይኑ
  • እንተደኣ ኣብ ይህወቱ ተኣኣሲሩ ዝፈልጥ ኮይኑ እቲ ሰብ
  • እንተደኣ ኣብ እዋን ቁልዕነተቱ ብኸቢድ ሕማማ ይሳቐ ኔይሩ ወዘተ ።

ብሙሉእ ምስጢር ዕቁብ እዩ

  • ሓበሬታ፡ ኮንዶም፡ ጀል፡ ከምኡ’ውን ንጉድኣት ዝቕንሱ ንዋት
  • ቅልጡፍ መርመራ ኤችኣይቪ (ቫይረስ ኤይድስ)
  • ቅልጡፍ መርመራ ኤችሲቪ (ሄፓታይተስ ሲ)
  • ቅልጡፍ መርመራ ኤችቢቪ (ሄፓታይተስ ቢ)
  • ናይ ኤችኣይቪ ባዕላዊ መርመራ።
መርመራ ክትገብር ኣብ ዝደለኻሉ እዋን ጾም ምህላው ኣየድልን እዩ።

ንኹሎም ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት (ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት:chlamydiae, gonocoques, etc ክላሚድያ፡ ጎኖኮከስ ወዘተ) እውን ኣብ ቤተ-ፈተነ ከተማ ወይ ኣብ CEGIDD. ክምርመሩ ይምከር

ኣብ ፈረንሳ መርመራ ናይ ምግባር ዩ ናይ ኤች ኣይ ቪ፣ ወይቦን ነጻ ዕድል ኣሎ VIH, IST et hépatites :

  • እቲ ብ CEGIDD (ማለት ኣም መመርመሪ ማእከላት[
  • ኣብ ማእከላት ሕክምና(ብዘይ ናይ ሓኪም ወረቐት )
  • ኣብ ኣከባቢኹምናይ መመርመሪ ምእከል AIDES ዝርከብ (TROD), ማለት ማእከል ህጹጽ መርመራ
  • እቲ መርመራ ናይ ኤች ኣይ ቪ ናብ ተመርመርቲ HIV ደገፍ ዝህብ እዩ

እንተደኣ እቲ ውጽኢት መርመራ ፖስቲቭ ኮይኑ፣ ኣብ ኩሉ መሰላትኩም ናይ ሕክምና ይኹንካልእ ክንተሓበረኩም ኢና፣ "Rompre l'isolement" et "Être accompagné". ማለት ተነጽሎን ገለልተነትን ከይስመዓኩም ከነሰንየኩም ኢና ።

ከመይ ንገብሮ?

ምርካብ ኣብ ከባቢኹም ዝርከብ ናይ ኤይድስ AIDES l መመርመሪ ማእከላት። ፣ ንምርካብና ኣይትጠራጠሩ ኣይትሰከፉ ።

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 2 Avenue Fontaine Argent, 25000 Besançon, France
  • 03 81 81 80 00
  • delegation25@aides.org

  • 38 Rue Salle le Comté, 59300 Valenciennes, France
  • 03 27 30 22 12
  • valenciennes@aides.org

  • 2 Rue du Bleu Mouton, 59800 Lille, France
  • 03 28 52 05 10
  • lille@aides.org

  • 8 Rue d'Après Mannevillette, 76600 Le Havre, France
  • 06 29 40 11 03
  • lehavre@aides.org

  • 1 Route de Nangis, 77000 Melun, France
  • 09 52 58 68 62

  • 2 Allée Montesquieu, 77186 Noisiel, France
  • 01 60 06 05 05

  • 7 Rue Carnot, 93000 Bobigny, France
  • 01 75 62 50 00
  • bobigny@aides.org

  • 22 Rue Suger, 93200 Saint-Denis, France
  • 01 41 83 81 60
  • saintdenis@aides.org

  • 122 Avenue Jean Jaurès, 95100 Argenteuil, France
  • 01 39 80 34 34
  • argenteuil@aides.org

  • 55 Rue Volant, 92000 Nanterre, France
  • 01 47 21 89 58
  • nanterre@aides.org

  • 3 Rue Guillaumot, 75012 Paris, France
  • 01 53 33 01 55
  • paris12@aides.org

  • 36 Rue Dussoubs, 75002 Paris, France
  • 01 44 82 53 14
  • caarud75@aides.org

  • 20 Rue de Moscou, 75008 Paris, France
  • 09 53 16 50 25
  • paris8@aides.org

  • 25 Route de Brest, 29000 Quimper, France
  • 06 16 01 40 29
  • quimper@aides.org

  • 63 Rue du Maréchal Foch, 56100 Lorient, France
  • 06 16 01 40 29
  • lorient@aides.org

  • 42 Rue Noémie Hamard, 53000 Laval, France
  • 02 43 49 24 43
  • laval@aides.org

  • 75 Avenue François Mitterrand, 72100 Le Mans, France
  • 02 43 23 96 71
  • lemans@aides.org

  • 11 Square Winston Churchill, 49000 Angers, France
  • 02 41 88 76 00
  • angers@aides.org

  • 20 Rue Baron, 44000 Nantes, France
  • 02 40 47 99 56
  • aides44@aides.org

  • 1 Boulevard Jeanne d'Arc, 86000 Poitiers, France
  • 05 49 42 45 45
  • vienne@aides.org

  • 9 Avenue Saint-Jean d'Angély, 79000 Niort, France
  • 05 49 17 03 53
  • deux-sevres@aides.org

  • 12 Rue des Boissières, 16000 Angoulême, France
  • 05 45 92 86 77
  • charente@aides.org

  • 25 Avenue Jean Jaurès, 01000 Bourg-en-Bresse, France
  • 04 74 24 64 34
  • bourg-en-bresse@aides.org

  • 11 Rue Paul Bert, 74100 Annemasse, France
  • 06 01 20 10 09
  • annemasse@aides.org

  • 18 Avenue de la Mandallaz, 74000 Annecy, France
  • 06 14 50 47 97
  • annecy@aides.org

  • 8 Rue Sergent Bobillot, 38000 Grenoble, France
  • 04 76 47 20 37
  • grenoble@aides.org

  • 51 Allée du Port, 24000 Périgueux, France
  • 05 53 54 32 01
  • dordogne@aides.org

  • 6 Quai de Paludate - Château Descas, 33800 Bordeaux, France
  • 05 57 87 77 77
  • gironde@aides.org

  • 3 Avenue Maréchal Harispe, 64100 Bayonne, France
  • 05 59 55 41 10
  • pays-basque@aides.org

  • 4 Avenue du 18ème Régiment d'Infanterie, 64000 Pau, France
  • 05 59 83 92 93
  • bearn@aides.org

  • 16 Avenue Etienne Billières, 31300 Toulouse, France
  • 05 34 31 36 60
  • toulouse@aides.org

  • 17 Avenue Julien Panchot, 66000 Perpignan, France
  • 04 68 35 57 36
  • perpignan@aides.org

  • 54 Avenue Georges Clemenceau, 34500 Béziers, France
  • 04 67 28 54 82
  • beziers@aides.org

  • 40 Rue de la République, 30900 Nîmes, France
  • 04 66 76 26 07
  • nimes@aides.org

  • 6 Rue Saint-Vincent, 30100 Alès, France
  • 04 66 30 55 58
  • ales@aides.org

  • 41 Rue du Portail Magnanen, 84000 Avignon, France
  • 04 90 86 80 80
  • aides84avignon@aides.org

  • 93 Boulevard de Strasbourg, 13003 Marseille, France
  • 09 64 42 13 16
  • aidesmarseille@wanadoo.fr

  • 24 Rue Amiral Nomy, 83000 Toulon, France
  • 04 94 62 96 23
  • toulon@aides.org

  • Rue de Spring, Marigot 97150, Saint-Martin
  • 05 90 58 65 23
  • apottier@aides.org

  • Av. du Lieutenant-Colonel Chandon, Saint-Laurent-du-Maroni, Guyane française
  • 05 94 27 94 25
  • stlaurentdumaroni@aides.org

  • 39 Rue Garnier Pagès, Fort-de-France 97200, Martinique
  • 05 96 60 96 59
  • bdhellin@aides.org

  • 9 Place Émile Zola, 21000 Dijon, France
  • 03 45 58 26 89
  • dijon@aides.org

  • 2 Avenue Gambetta, 88000 Épinal, France
  • 03 29 35 68 73
  • delegation88@aides.org

  • 19a Rue Engel Dollfus, 68200 Mulhouse, France
  • 03 89 45 54 46
  • delegation68@aides.org

  • 9 Place de L Hôpital, 67000 Strasbourg, France
  • 06 02 17 88 17
  • delegation67@aides.org

  • 7 Rue des Hautes Cornes, 80000 Amiens, France
  • 03 22 91 62 69
  • amiens@aides.org

  • 23 Rue du Fardeau, 76000 Rouen, France
  • 02 35 07 56 56
  • rouen@aides.org

  • 16 Boulevard d'Orient, 34070 Montpellier, France
  • 04 67 34 03 76
  • montpellier@aides.org

  • 3 Boulevard Longchamp, 13001 Marseille, France
  • 04 91 14 05 15
  • marseille@aides.org

  • 21 Rue des Primevères, 85000 La Roche-sur-Yon, France
  • 02 51 47 78 88
  • larochesuryon@aides.org

  • 16 Rue de Juvisy, 91200 Athis-Mons, France
  • 01 60 48 72 82
  • bmampouya@aides.org

  • 11 Rue Louise Michel, 94600 Choisy-le-Roi, France
  • 01 42 83 44 40
  • aides94@aides.org

  • 99 Rue de Meaux, 75019 Paris, France
  • 01 40 18 17 53
  • paris19@aides.org
Chargement de la carte...

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • zibelineተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • maddie bተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • shadiተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • aidesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles