Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ደገፍ ኣብ ናይ ኣብ ቱርስTours ዝሰምዕን ሰብ ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ

ምስ ምስ Psy Sans Frontières

ኣዳላዊ Psy Sans Frontières ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 20 jours

እዚ ንኣብ ስደት ንዝርከቡ ሰባት ዝሰማማዕ ኮይኑ ዝተዋደደ ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ፡ ንኣብነት ኣብዞም ዝስዕቡ ነተጋር ትኸውን ይኽእል ፤

  • ምርርካብ ደገፍ ስድራቤታዊ ምምኽኻር፡ ምስ ወለዲ ምምኽኻር ወይ ውልቃዊ ምምኽኻር
  • ምርካብ ናይ ስነ-ጥበብ ፍወሳ ዓውደ-መጽናዕትን ስነ-ኣእምሮኣዊ ፍወሳን ክፍለ ግዜታትን
  • ንሰብ ሞያን ወለንተኛታትን ዝኸውን ስልጠናታት ምሃብ።
ምፍላጡ ዘገድስ እቲ ናይ ስነ-ኣእምሮኣዊ ክንክን ቦታ፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ስንባደ፡ ፖለቲካዊ ዓመጽ፡ ከቢድ ስደት ዘጋጠሞም ኣብ ስደት ዘጋጠሞም ...
ከምኡውን ማሕበር ሳይ ሳንስ ፍሮንቲየርስ ኣብ ማእከላት መቐበሊ ኣጋይሽ እውን ንዘለዉ ሰባት ሰባት ይሰርሕ፡ CADA (ማእከል መቐበሊ ሓተትቲ ዑቕባ)፡ CHU (ማእከል ህጹጽ መንበሪ)...

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምኽኣል ብዛዕባ ጸገማትካ ክትዛረብ ምኽኣል፡ ክስማዕን ውልቃዊ ወይ ጉጅለ ምኽሪ ክትረክብን
  • ድሕሪ ስደት ዝመጽእ ስነ-ኣእምሮኣዊ ስንባደ ምክልኻል ወይ ምሕካም
  • ንደቂ ኣንስትዮ ግዳያት ጾታዊ ዓመጽ፡ ጾታዊ ምቑራጽ ወይ ግዱድ መርዓ ዝኾና ዝምጥን ደገፍ።
ምፍላጡ ዘገድስ ኣብ ጽምው ዝበለን ምስጢራዊን ቦታ ሓሳባት ትለዋወጥ።
ስነ-ኣእምሮኣዊ ምኽክር ሰኑይ ካብ ሰዓት 10 ንግሆ ክሳብ ሰዓት 2 ድሕሪ ቀትሪ፡ ሓሙስ ካብ ሰዓት 10 ንግሆ ክሳብ ሰዓት 6 ድሕሪ ቀትሪ፡ ዓርቢ ድማ ካብ ሰዓት 10 ንግሆ ክሳብ ሰዓት 4 ድሕሪ ቀትሪ ይካየድ። ኣብ ታሕቲ ናይቲ ገጽ ኣብ ካርታ ዘሎ ኣድራሻ ርአዩ።

  • ምርካብ ብጉጅለ ወይ ብውልቂ
  • ንዝስመዓኩም ጸቕጢ ከተመሓርዱ ምኽኣል፣ ርእሰ ተኣማንነት ኣጥርን ዝሓሸ ስምዒት ይስምዓካኩም ምግባር
  • ምግላጽ ብስነ-ጥበብ ኣቢልካ ንነብስኻ
ምፍላጡ ዘገድስ እቶም ዓውደ መጽናዕትታት ሶኒ ካብ ሰዓት 9፡30 ክሳብ 12፡30 ድሕሪ ቀትሪ፡ ረቡዕ ካብ ሰዓት 10 ክሳብ ሰዓት 6 ድሕሪ ቀትሪ፡ ዓርቢ ድማ ካብ ሰዓት 9፡30 ክሳብ ሰዓት 12፡30 ድሕሪ ቀትሪ ይካየድ። ኣብ ታሕቲ ናይቲ ገጽ ኣብ ካርታ ዘሎ ኣድራሻ ርአ።

  • ምእንቲ እቶም ዝተሰደዱ ሰባት ዝሓሸ ደገፍ
  • እዚ መደብ እዚ ምስ ድሌታት ውልቀሰባት ዝተመጣጠነ ብሕታዊ መደብ
  • ክእለትን ተመኩሮን ምክፋል።

ከመይ ንገብሮ?

ምሓዝ ንመጀመርታ ቆጸራ፡ ብ 02 47 64 15 44 ደውሉ ።

Lieu d'accueil

19, rue des Déportés, 37000 Tours, France

02 47 64 15 44

Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • Diane-PSFኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • arnis_0ተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • Lia08ተርጓሚ/ሚት
  • espoirተርጓሚ/ሚት
  • Guzelተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት

Liens utiles