Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምሕላን ዝሓሸ ስምዒት ክስምዓካን ጥዕና ኣእምሮኹም ምሕላይን።

ምስ ምስ Projet Point Virgule

ኣዳላዊ MADERA , Polaris 14, Yoga and Sport with Refugees, La Maison des Réfugiés, LOBA, Les Psys Nomadesኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 mois

ከም ከም ስፖርት፡ ስነ-ጥበብ፡ ዘተ፡ ወይ ምህናጽ ሞያዊ ፕሮጀክት ዝኣመሰሉ ናይ ጉጅለ ንጥፈታት፡ ዝሓሸ ስምዒት ንኽስምዓኩም ጥዕና ኣእምሮኹም ክትከላኸልን ይሕግዙ።

ተመሳሳሊ ድሕረ ባይታ ዘለዎም፡ ካብ ዝተፈላለየ ብሄራት ዝመጹ ሰባት ክትራኸብን ተመኩሮኹም ከተካፍልን ትኽእልም ኢኹም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምኽኣል ጸቕጥታት ናይ ምምሕዳር
  • ምርካብ ርእሰ ተኣማንነት ዳግማይ
  • ምምሕዳር ስምዒታትኩም ምርዳእን ።
ምፍላጡ ዘገድስ! እቶም ዓውደ መጽናዕትታት ከከም ድሌትን ሓሳባትን ነፍሲ ወከፍ ውልቀ ሰብ ዝተዳለዉ እዮም።

  • ዮጋ ፣ ሳዕስዒትን ናይ ምግባር ተኽእሎ።

  • ብቅዓት ድሌታትኩምን ክእለትኩምን ኣምልላይ
  • ምጽሓፍ ሲቪን CV, ናይ መሸፈኒ ደብዳቤን
  • ምርካብ ሞያዊ ጽላት ።

ከምኡውን ብዝተፈላለየ ናይ ጥበብ ኣገባባት ብስእሊ፡ ብጽሑፍ፡ ብትያትር....

ኣብ Île-de-Franceን Ardècheን ዓመት መጸ ናይ ጥዕና ሪትሪት ን፤

  • ምስ ካልኦት ሰባት ጽቡቕ ግዜ ምክፋል: ስፖርት: ጸወታ: ምብጻሕ: ምርኢት ፊልም...
  • ምምሕያሽ ፈረንሳ ተለማመድን ።

ከመይ ንገብሮ?

Lieu d'accueil

10B Rue Henri Ribière, 75019 Paris, France

Rue Voltaire, 75011 Paris, France

29, Boulevard Bourdon, 750014 Paris, France

Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • maderaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • mbmlተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • nikolተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት

Liens utiles