ምውሓስ ጓል ኣንስተይቲ ውላድኩም ካብ ሓደጋታት ምኽንሻብ ምክልኻልን
ኣዳላዊ Ofpra ኣቐድዲሙ ዝነበረ 8 місяців томуኦፍራ Ofpra ንጓልኩምግዳይ ምቑራጽ ክንሸባ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ክትከውን ኣብ ሓደጋ እንተሃልይዋ ክከላኸለላ ይኽእል እዩ (ሓደ ካብቲ ዝበዝሐ መልክዑ ክንሸባን ካልእም ክኸውን ይኽእል እዩ እዩ ) ።
ጓል ኣንስተይቲ ውላድኩም፣ ዋላ ኣብ ፈረንሳ እንተተወልደትን ንስኻ ባዕልኹም ወረቐት እተዘይብልኩም፣ ን ዓኣ ኢልኩም ክትሕሎ ምእንቲ ክትሓትት ትኽእል እያ። ድሕሪኡ ምስ ውላድኩ ናብ መበቆል ሃገርኩም ምምላስ ክልኩል እዩ።
ምቑራጽ ምኽንሻብ ብመሰረት ሕጊ ፈረንሳ ንሓያሎ ዓመታት ማእሰርቲ ይቕጻዕ።
ጓልካ ነዚ እንተተኸላኺላ፡ ኦፍፕራ ክሳብ ዕድመ እትበጽሕ ወይ ክሳብ ፈረንሳዊት እትኸውን ውሕስቲ ምዃና ከተረጋግጽ ኣለዋ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ቤት ጽሕፈታት
ብዛዕባ ናይ ጥዕናይ ጉዳይ ዝሳለጥ፣
ኣብ ሓኪም ኬድካ ምርኣይ ወይ ምምርማር፣
ጥዕና ህጻናትን ደቂ ኣንስትዮን
ቤተሰባዊ ጉዳያት
ብዛዕባ ናይ ጥዕና ጉዳየይ ዝሳለጥ ጉዳያት፣
ምስላጥ ጉዳያት ቤተሰበይ ጉዳይ መርዓ ውላድ ወዘተ፣
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
modernisation_protectionኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
cm_ofpraኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
sevaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
shayanroushanተርጓሚ/ሚት
ahmad mrተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት