ክትትል እዋን ጥንሲ ብግቡእ ምፍጻም
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ 8 місяців томуግቡእ ምክትታል ጥንሲ፡ እቲ ጥንሲ ጽቡቕ ይኸይድ ከምዘሎ ንምርግጋጽን ኣብ እዋን ጥንስን ሕርስን ጸገማት ከይፍጠርን ሓያሎ ሕክምናዊ ቆጸራታት የጠቓልል ኣዝዩ ኣገዳሲ መስርሕ እዋን ጥንሲ እዩ።
ቤተሰብ ወይ እውን ነፍሰጾር እዚ ምግባር ይከኣል ጥራይ ዘይኮነ እዚ ስስዕብ እውን ምክትታል
- ፈለማ ኣብ ሓፈሻዊ ሓኪምኪ ብምኻድ ፡ ሓኪም ማህጸን ወይ መሕረሲት ምውካስ።
- ከምኡውን ኣብ ሓደ ማእከል ጥዕና
- ብዓቢኡ ድማ ኣብ ሆስፒታል ብምኻድ።
ምፍላጡ ዘገድስ / ጥንስኺ ዝኾነ ፍሉይ ጸገም ከምዘይብሉ ንምርግጋጽ ብዝተኻእለ መጠን ቀልጢፍኩም ቀዳማይ ቆጸራ ክትሕዝዙ ይግባእ።
እዚ መድረኽ ዶክቶሊብ Doctolib.ናይ መጀመርታ ቆጸራምሓዝ እውን ይከኣል እዩ። ኣብ ጥቓኹም ዘሎ ቆጸራታት ንምርካብ "suivi de grossesse"ኢልኩም ብምጽሓፍ ድራሻኹም ምእታው ይግባእ ።
ንዝያዳ ሓበሬት ኣብ ኣንብቡ፡ እቲ Réfugiés.info ዝብል ናይ ሓቂ ወረቐት "Prendre un rendez-vous médical sur Doctolib" "ኣብ ዶክቶሊብ ሕክምናዊ ቆጸራ ውሰድ"።
ምፍላጡ ዘገድስ፣ ንጥንሲ ዝግበር ግዴታዊ ሕክምናዊ ቆጸራታት ብመድሕን ጥዕና 100% ይምለሱ (ብዘይካ እተን ቀዳሞት ክልተ ኣልትራሳውንድ 70% እየን ብሓገዝ ዝኽፈላ፣ እዚ ኣውን ስማዊ ክፍሊት ጥራይ እዩ)።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ቤት ጽሕፈታት
ብዛዕባ ናይ ጥዕናይ ጉዳይ ዝሳለጥ፣
ኣብ ሓኪም ኬድካ ምርኣይ ወይ ምምርማር፣
ጥዕና ህጻናትን ደቂ ኣንስትዮን
ቤተሰባዊ ጉዳያት
ብዛዕባ ናይ ጥዕና ጉዳየይ ዝሳለጥ ጉዳያት፣
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
elisa01ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
sevaተርጓሚ/ሚት
hendተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
shayanroushanተርጓሚ/ሚት
ahmad mrተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት