Panneau de gestion des cookies

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ዜጋታት ፈረንሳ

ዋጋ

ብነጻ

ምጥላብ ፍሉይ ሓገዝ ስንክልና ምስዘጋጥም ክህሉ ዘለዎ ሓገዝ (MDPH)

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці тому

እንታዩ’ዩ ?

ክፍሊ ቤት ስንኩላን ( MDPH ) ኣብ ነፍሲ ወከፍ ክፍሊ ዞባታት ንዝርከቡ ስንክልና ንዘጋጥሞም ሰባት፣ ፍሉይ ሓበሬታን ደገፍን ዝወሃበሉ መደብ እዩ፣ እዚ መአብ እዚ ን ስንኩላን ጥራይ ዝወሃብ ሓገዝ ይህብ።

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ክፍሊ MDPH ኣሎ። ንስንኩላን ምኽሪ ትህብን ገንዘባዊ aides financières ሓገዝ ትልህልወኩም እዩ።


ከመይ ንገብሮ?

ነፍሲ
ወከፍ ዞባ ን ኣብ ዞብኣ ርዝከቡ ስንኩላን ዝተፈላላየ፣ ሓገዝ ናይ ገንዘብን ከምኡ እውን ካልእ ሓገዛትን ትገብር እያ። ንእብነት እዞም ዝስዕቡ ገለ ካብኦም እዮም።

  • ናይ መንቀሳቐቂ ካርድ (CMI)
  • ናይ ስንኩላን ክፍሊት (AAH)
  • ሓገዝ ወይ ክፍሊት ን ስንክልና ዘለዎ ይጻን ተመሃራት ዝኽፈል ክፍሊት (AEEH)
  • ብ ሰብ ሞያ ጥዕና ዝወሃብ ሓገዝ ናይ ምኽሪ ምርካብ (ESMS)
  • ካሕሳ ናይ ስንክልና ምርካብ (PCH)
  • ፍሉይ መደብ ወይ ፕሮጀክት ናይ ስንኩላን ምክያድ (PPS)
  • ኣብ ሞያዊ ስርሓት ንኽሳተፉ / ስልጠና ምሃብ
  • ናይ ዝተፈላለየ መሰልቶም ምሕዳስ ፣ እገልግሎት ምሃብ (ACTP/ ACFP)
  • ምስቶም ስንኩላን ሓቢሮም ንዝነብሩ ሰባት፣ ናይ ምጥዋር መሰላቶም ምሕላው (AVPF)
  • ዝሰርሑ ምስ ዝኾኑ ፣ ዘሎ ናይ ስራሕ ኩነታት ብቕዓት ምሕላው(RQTH)...
  • ኣብዚ ብምጥዋቕ sur ce lien ብዝዓባ እቲ ሓገዝ ዝያዳ ክትፈልጡ ትኽእሉ ኢኹም
እንተደኣእቲ መሰል ይምልከተኩም ኮይኑ ንምፍላጥ ኣብዚ
ብምጥዋቕ ዘሎ ቀጥዒ ብምምላእ ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም Mesdroitssociaux.gouv.fr.

ኣገዳሲ!
ምስትካል MDPHክትራኸቡ ምስ እትደልዩ፣ ኣብ ናባኹም ዝቐረበ ኣድራሻ ንምርካብ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትውከሱ ትኽእሉ ኢኹም, cliquez ici "Information et orientation" ነቲ "maison départementale des personnes handicapées" ዝብል ጠውቕዎ

እንተደኣ ካብ እዚ ዝተጠቕሰ፣ ፋይናንሳዊ ሓገዝ ናይ ምርካብ መሰል ሃልይኩም ኮይኑ፣ መሰልኩም ን ደብዳቤ ብምልኣኽ ወይ እውን ብ ኢንተርኔትክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም። (እቲ 3 ደረጃታት እነሆ).

1 ብ ደብዳቤ ክትሓቱምስ እትደልዩ ፣par courrier ብቐዳምነት ቅጥዒ ማለት ce document, lብዚ ብምቕዋቕ ምልእዎ ኣሕቲምኩም en cliquant ici ብምምላእ፣ ናብ ኣብ ኣከባቢኹም ዘሎ ጨንፈር ናይ ስንኩላንቤት ዝሕፈት MDPH,ወይ እውን mairie ወይ ቤት ጽሕፈት CCAS (ማእከል ናይ ሶሻል)ክትሰድዎ ትኽእሉ ኢኹም።

እንተደኣ እቲ ስንክልና፣ ዕድመ ትሕቲ de 18 ዓመት ኮይኑ፣ እንተደኣ 18 ዓመት ኮይኑ ድማ፣ እቶም ኣማኸርቱ፣ ወይ ወኪላቱ ( (la personne chargée de sa protection)እቲ ዝከናኸኖ ሰብ እንተደኣ ወረቐት ዘለዎ ኮይኑ) ኣብ ምስላጥ መስርሕ ከሰንዮይኽእል።

2 ከምኡ እውን ምስ እቲ ፎርሙላ እዚ ዝስዕብ ነገራት ከተማልኡ ይግባእ። :

  • ሓደ ናይ መረጋገጺ ታሴራ (ኣብ ፈረንሳ መንበሪ ታሴራ፣ መዓልቱ ዘይወደቐ አሲፕሴ )
  • ሓደ ፎቶ ኮፒ ናይ መንበሪ ኣድራሻኹም እንተወሓደ ናይ 3 ዕድመ ዘለዎ። ( ን ኹሉ ኣብ እቲ ቤት ዝነብር attestation sur l'honneur ዝበሃል ወረቐት ኣድላዪ ምስ ዝኸውን) ;
  • ሓደ ናይ ሕክምና ሰትርፍኬት certificat médical እንተወሓደ ናይ ሓደ ዓመት ዕድመ ዘለዎ spécialement prévu pour les demandes MDPH ምስ መረጋገጺ (ናይ ስልንልና ብ ሓኪም ዝተፈረመ ኮይኑ ንዝርዝር ሓበሬትኡን፣ ናይ ኣመላልኣ ሓገዙን፣ ነዚ ዝስዕብ ብምጥዋቕ፣ ሓገዝ ናይ ኣመላላኡ ክትረኽኑ ትኽእሉ ኢኹም)en cliquant ici .
  • ሓደ ደያኑ ዝተፈረመ ናይ መሰል ስንክልና ተጠቓምነት ዘፍቅድ ሰነድ፣ ( ተረባሕነት መሰልክ ዘረጋግጽ).

እንተደኣ ዝያዳ ዝያዳ ሰነድ ዘድልየኩም ኮይኑ ክከም ኩናታትኩም ዝውሰን

ቅድሚ ምልኣኽካ ናይቲ ዝተመልአ ሰነድን ናይ ሕክምና ምስክር ወረቐትን ፎቶኮፒ ምግባር ይምከር።
  • 3 እቶም ሰነዳት (ዝተመልአ ቅጥዕን ደገፍቲ ሰነዳትን) ብዝተመዝገበ ደብዳበ ምስ ቅብሊት ምቕባልኩም ናብ MDPH ክፍልኹም ስደዱ።ኣብ ናይ ብሕቲ ካቶሊካዊ ትምህርቲ ክትሰርሑ ምስ እትደልዩ ፡ ካብ ኮለጅ ቅድመ ፍቓድ ክትረኽቡ ከድልየኩም

1 እንተደኣ ጠለብኩም ብ
ኢንተርኔት ክኸውን ደሊኽሞ፣ ብ ቐዳምነት ኣብ ኢንተርነት ንምስዳድ ዘኻለኩም ኣገባብ
ተኸተለ፣ እዚ ድማ ብ 2ደረጃታት ይሰላሰል።> ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ብምጥዋእ : la fiche Réfugiés.info "Scanner un document".

2 ናብ እንተርኔት ሳይትናይ MDPH en ligne ምኻድ ይከኣል። ጠለብኩም ንምቕራብ


ኣገዳሲ!
ኣብ ገለ ገለዞባታት እቲ ናይ ኢንተርኔት መስርሕ ዘይኣተወሉ ኣሎ። ስለዚ ዝኾነ ጸገም ምስ ዝህልወኩም ፣ ናብ ቤት ጽሕፈት እንዳ ስንኩላት MDPH ብ ቐጥታ ብምኻድ ምሕታት ይከኣል እዩ
  • ኣብ ክፍልኻ ጠውቕ (ብፍላጻታት ወይ በቲ ቁጽሪ ድሕሪኡ “rechercher”)።
  • ቀጺልና/ Se connecter". Login” ዝብል ጠውቕ።
  • ኣካውንት እንተዘይብልካ “créer mon compte”.“ዝብል ጠውቕ።
  • ድሮ ኣካውንት እንተሃልዩካ፡ ኢመይል ኣድራሻኻን ፓስዎርድካን ኣእቲኻ፡ ““se connecter”. ” ዝብል ጠውቕ።
ከምኡ ውን ናብ ኣካውንት ናይ compte FranceConnect.
> A lire : la fiche Réfugiés.info "Se connecter à un site avec FranceConnect".

3 ዶክመንትኹም ንዳውንሎድ ግበርዎ

MDPH ፋይልካ ምስ ተቐበለካ፡ ናይ ምቕባል ኣፍልጦ ይመጸካ።

ፋይልካ ምሉእ እንተዘይኮይኑን ሰነዳት እንተጎዲሎምን፡ MDPH ተወሳኺ ሓበሬታ ንኽሓተካ ኢመይል ክሰደልካ እዩ።ኣብ ነፍሲ ወከፍ MDPH፡ ሓያሎ ሰብ ሞያ (ሓካይም፡ ክኢላታት ስነ-ኣእምሮ ወዘተ) ነቲ ኩነታት ብምግምጋም ነቲ ጸገማት ምሉእ ብምሉእ ንምርዳእ፡ ከምኡ’ውን ግቡእ መልሲ ይሕብሩ።

መልሲ ንሕቶኹም ኣብ ውሽጢ 4 ወርሒ ፣ ብፖስታ ወይ ብቐጥታ ኣብ ውልቃዊ ቦታኹም ኣብ መርበብ ሓበሬታ MDPH ክትረኽቡ ኢኹም።


  • ፋይልካ ምሉእ እንተዘይኮይኑን ሰነዳት እንተጎዲሎምን፡ MDPH ተወሳኺ ሓበሬታ ንኽሓትት ኢመይል ክሰደልካ እዩ።.
  • ፋይልኩም ምስ ሰደድኩም ድሕሪ 4 ወርሒ መልሲ እንተዘይረኺብኩም፡ ሕቶኹም ከም "ተነጺጉ""rejetée" ይቑጸር፡ እዚ ማለት ድማ ​​ተነጺጉ ማለት እዩ።
ኣገዳሲ!
MDPH ፋይልካ ናብ ካልኦት ምምሕዳራት ከም CAF ናይ ምልኣኽ ሓላፍነት ኣለዎ።

ብድሕሪኡ’ከ ?

ምሕዳስናይ ተርባሕነትኩም መሰል ንምርግጋጽ፣ ካብ ና መወዳእት ክፍሊትኩም ዝዛዘመሉ ፣ ዘሎ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ዘሎ ቅድሚ 6 ኣዋርሕ ክትጠልቡ ይግባእ ።

ነዚሰነድ ምልእዎ le même formulaire que pour la première demande ድሕሪኡ“Je souhaite lerenouvellement de mes droits”.

እባ ዝብል ብምጥዋቕ ናይቲ እባ ካልኣይ (ደረጃ 2) ዝሰደድክምሉ እገባብ ብምግባር ስደድዎ።

እንተደኣ ኩናታትኩም ዘይተቐይሩን ፣ ተቀይሩን ምሕባር ኣይትረስዑ።.

ምስቲ ውሳነ እንተዘይተሰማሚዕኩም፡ ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ዕርቂ፡ ሓደ በዓል ሞያ ነቲ ውሳነ ነቲ ኣመልካኩም ይገልጹ።

መልሲ ምስ ረኸብካ 2 ወርሒ ናይ ዕርቂ ሕቶ ከተቕርብ ኣለካ። እቲ ናይ ዕርቂ ሕቶ ከምዝተቐበለካ ዘረጋግጽ ምዝጉብ ደብዳበ ናብ MDPH ክትሰድድ ኣለካ።

እቲ ነቲ ውሳነ መብርሂ ዝህብ ኣኼባ የዳሉ። ብድሕሪኡ ገና ምስቲ ውሳነ እንተዘይተሰማሚዕካ ምምሕዳራዊ ይግባይ ናይ ምቕራብ ኣማራጺ ኣለካ።

  • ምምሕዳራዊ ይግባይ: MDPH ነቲ ሕቶ ዳግማይ ይምርምሮ።

መልሲ ምስ ረኸብኩም እንተበዝሐ 2 ወርሒ ናብ ፕረዚደንት ኮሚሽን መሰላትን ርእሰ-ምሕደራን ስንኩላን (CDAPH) ምቕባልኩም ዝሕብር ምዝጉብ ደብዳበ ክትሰዱ ኣለኩም። ድሕሪኡ CDAPH ንዓኻ መልሲ ክህበካ 2 ወርሒ ኣለዎ። ካብ ምምሕዳር መልሲ ኣብ ዘይወሃበሉ እዋን እቲ ዝካታዕ ውሳነ ይዕቀብ።

  • ኣካታዒ ይግባይ: ምምሕዳራዊ ወይ ፍርዳዊ ቤት ፍርዲ ነቲ ሕቶ ይፈርዶ።

ድሕሪ ምምሕዳራዊ ይግባይ ምስ ውሳነ CDAPH እንተዘይተሰማሚዕኩም ኣብ ውሽጢ 2 ወርሒ ኣካታዒ ይግባይ ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም።ንዝተመዝገበ ደብዳበ ምስ ቅብሊት ኣፍልጦ ናብ ብቑዕ ቤት ፍርዲ (ንክሲካ ሓላፍነት ዝስከም ቤት ፍርዲ) ክትሰድድን ነቲ ሰነድ ምስቲ ዝካታዕ ውሳነ ክትሰዶን ኣለካ።

እቲ ሓላፍነት ዝስከም ቤት ፍርዲ ከከምቲ እትደልዮ ሓገዝ ዝተፈላለየ እዩ፤

- ምምሕዳራዊ ቤት ፍርዲ : RQTH፣ ሞያዊ መምርሒ፣ CMI መዕረፊ ኣውቶቡሳት።

- - ፍርዳዊ ቤት ፍርዲ፡ ቀዳምነት ዝወሃቦ ምንቅስቓስ ምትእትታው ካርድ (CMI)፡ ስንኩላን ምንቅስቓስ ምትእትታው ካርድ (CMI)፡ ኣበል ንስንኩላን ዓበይቲ (AAH)፡ ወሰኽ ንናጻ መነባብሮ (MVA)፡ ናይ ትምህርቲ ኣበል ንስንኩላን ህጻናት (AEEH)ን መመላእታታቱን፡ ምሕዳስ ናይ... ካሕሳ ኣበል (ACTP / ACFP)፣ ኣብ ገዛ ንዝርከቡ ወለዲ ዝኸውን ናይ እርጋን መድሕን፣ ናይ ስንክልና ካሕሳ ጥቕሚ (PCH)፣ ምስ ትምህርቲ ስንኩላን ተምሃሮ ዝተኣሳሰሩ ስጉምትታት፣ ናብ ሕክምናዊ-ማሕበራዊ ትካላትን ኣገልግሎታትን ዝቐንዑ።.

ኩሎም ኣብ ፋይልኩም ዘለዉ ሰነዳት ምሳኹም ኣቐምጡ: ፎቶኮፒ ደብዳቤታትኩም: ብኤምዲፒኤች MDPH, ዝተላእኩ ደብዳቤታት: ካብ ቤት ጽሕፈት ፖስታ: ኤምዲፒኤች: ሲዲኤፒኤች MDPH, de la CDAPH ከም ዝተቐበልኩም መረጋገጺ (ምስ ፖስታ: ዕለት እንተሃልይዎም)
ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
fatma bouhejbafatma bouhejbaምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
hichamhichamተርጓሚ/ሚት
utilisateur_2134382utilisateur_2134382ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት