ምእንቲ ምስማዕን ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓገዝን ጽቡቕ ስማዕቲን ምርካብ
ምስ ምስ CESaME44 - Collectif d'entraide pour la santé mentale des exilés
ኣዳላዊ LES EAUX VIVES EMMAUS , LES EAUX VIVES EMMAUSኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуእዚ ብ CESaME44 ዝፍለጥ ናይ ስነ-ኣእምሮ ክኢላታት፡ ነርስታትን መንጐኛታት ጥዕናን ዝሓቖፈ ጉጅለ ኮይኑ ፡ ንኣእምሮኣዊ ጥዕና ስደተኛታት ዝሕግዙን ዝድግፉን እዮም ምኽኣል ።
ምፍላጡ ዘገድስእዛ ጋንታ ኣብ ሎየር-ኣትላንቲክ travail en France ናብ ሓያሎ ቦታታት ትጓዓዝ፡Nantes ናንተስ፡ ሴንት-ናዛየር፡ Saint-Nazaire, ሻቶብሪያንትን Saint-Nazaire, ብሌንን Blain.እያ።
ኣብዞም እዞ ዝስዕቡ ንድማ ከም ትብል
- ፈለማ ስሩዕ ናይ ምእታው ሰዓታት ምስ ውልቃዊ ናይ ምቕባል ግዜ፣ ከምኡ’ውን ናይ ልዝብል ዘተን ወይ ናይ ጉጅለ ንጥፈታት ግዜ
- ሓባራዊ ዓውደ መጽናዕትታት ምስ ምዝገባ : ስነ-ጥበባዊ መግለጺ, ዮጋ, ናይ ዘተ ጉጅለታት, ምርዳእ ስርዓተ ጥዕና ፈረንሳ...ወዘተ
- ውልቃዊ ናይ ምስማዕን ስነ -ኣእምሮኣዊ ደገፍን ቃለ-መጠይቓት ምስ ስነ-ኣእምሮኣውያን ወይ ነርስ (3 ወይ 4 ቃለ-መጠይቓት እንተበዝሐ ንሓደ ሰብ)
- health mediation : ከከም ኩነታትካ ክንክን ከመይ ጌርካ ትረክብ፣ ጥዕና ኣብ ፈረንሳ ከመይ ከም ዝሰርሕ ፍለጥ...
ምፍላጥ ዘገድስ! ንኹሉ ክፉት ኮይኑ ኩሉ ድማ ብነጻ እዩ። ካልኦት ተሳተፍቲ፡ ንጋንታ CESaME44ን እቶም ንጥፈታት ዝካየደሎም ቦታታትን ከተኽብር ኣለካ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Av. Quentin Miglioretti, 44110 Châteaubriant, France
1 Rue de l'Île de France, 44600 Saint-Nazaire, France
39, bis Rue François Voltaire, 44600 Saint-Nazaire, France
1 bis Rue des Ajoncs, 44600 Saint-Nazaire, France
15 bis Pl. Edouard Normand, 44000 Nantes, France
3 Rue Amiral du Chaffault, 44100 Nantes, France
102 Rue Saint-Jacques, 44200 Nantes, France
Maison de Santé de Bellevue, 15 bis Bd Jean Moulin, 44100 Nantes, France
98 Rue Gambetta, 44000 Nantes, France
Chargement de la carte...
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
cesame44ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rouaa karimተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
killian douchetተርጓሚ/ሚት
shayanroushanተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት