ምኽኣል ድሕሪ ንግሆ ዝውሰድ ከኒና (ህጹጽ መከላኸሊ ጥንሲ) .
ምዕጋት ዘይተደልየ ጥንሲ ብህጹጽ እዚ መድሃኒት መከላኸሊ ዘይብሉ ጾታዊ ርክብ እንተፈጺምኩም፡ ብፍላይ ንጥንሲ ንምክልኻል ክትወስዶ እትኽእል መድሃኒት እዩ።
መድለዪ - Réfugiés.info
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 88 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምዕጋት ዘይተደልየ ጥንሲ ብህጹጽ እዚ መድሃኒት መከላኸሊ ዘይብሉ ጾታዊ ርክብ እንተፈጺምኩም፡ ብፍላይ ንጥንሲ ንምክልኻል ክትወስዶ እትኽእል መድሃኒት እዩ።
ብሕጋዊ መገዲ ምንጻል ጥንሲ፡ ወለንታዊ ምቁራጽ ጥንሲ (VTP) ተባሂሉ’ውን ዝጽዋዕ ኮይኑ፡ ቅድሚ ሕርሲ ጥንሲ ንምቁራጽ ዝግበር ሕክምናዊ ኣገባብ እዩ።ብዛዕብኡ ምፍላጥ
ምክያድ መርመራ ጥንሲ ጥንስቲ እንተኾይንኪ ክሕብረኪ ይኽእል እዩ። ሓያሎ ሜላታት ኣለዉ፡ መርመራ ሽንቲ ወይ መርመራ ደም።
ምርካብ ንተመኩሮ ስደት ዝውፈ ናይ ምስማዕን ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍን፡ ውልቃዊ ወይ ጉጅለ ምምኽኻር፡ ዓውደ-መጽናዕቲ ስነ-ጥበባዊ ፍወሳን ብሕታዊ ደገፍን።
ምርካብ ንሓደስቲ መጻእቲ ክንክን ጥዕና ምርካብ፡ መርመራ ጥዕና፡ ናብ ሰብ ሞያ ምውካስን ስርዓተ ክንክን ጥዕና ፈረንሳ ንምርዳእ ምሕጋዝን እዩ።
ምርካብ ኣብ መንጎ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ዝሓሸ ኣተዓባብያ ቆልዑ፡ ስምዒታዊ ህይወት፡ ጾታዊ ጥዕናን ምክልኻል ዓመጽን ሓበሬታን ደገፍን።
ምፍላጥ ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ፡ ምስማዕ፡ ደገፍ ጉጅለታት፡ ስነ-ጥበባዊ ፍወሳ
ምርካብ ሓኪምን ነርስን ፣ ኣብ እዋ፣ ቀዳም ንኹሉ ክፉት፣ ደገፍ መሰላት ጥዕና ምኽሳብ ክትክእሉ
ምኻድ ናይ ሓኪም ማህጸን ማለት ኣብ ጥዕና ደቂ ኣንስትዮ ዝነጥፍ ሓኪም እዩ።
ምምራጽ ዝተፈላላዩ መከላኸሊ ጥንሲ ንምክልኻል ጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ምክልኻል ።
ምግራር ፈተና ኤችኣይቪ፡ ሀርፐስ፡ ፓፒሎማቫይረስ... ብዙሓት ዝተፈላለዩ ሕማማት ኣለዉ፡ ገሊኦም ድማ ከበድቲ ክኾኑ ይኽእሉ።
ምርካብ ሓገዝ ኣንጻር ግዳይ ወይ ምስክር ዘቤታዊ ዓመጽ እንተኾንካ ብዛዕባኡ ምዝራብን በይንኻኹም ዘይምጽናሕን ኣገዳሲነቱን ምርዳእ።
ምቅላስ ምውጋድ ግዳይ ምኽንሻብ ስጋ ደቂ ኣንስትዮ ኮይንካ ወይ ግዳይ ክትከውን ኣብ ሓደጋ እንታይ ክትገብር ከምዘለክን ምፍላጥ
ምርካብ ፍወሳ ድሕሪ ስነ-ኣእምሮኣዊ ስንባደ ኣብ ስደት ዝሓሸ ስምዒት
ምዃኑ ተርጓሚ፡ ሓኪም፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ክኢላ፡ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ምስ ባህልን ቋንቋን ዝሳና
ክትስማዕ ምኽኣል ንጉዕዞ ስደት ዝተወፈየ ናይ ምስማዕን ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍን፡ ዓውደ-መጽናዕትን ብሕታዊ ደገፍን
ምክትታል ጥንሲኪ ብግቡእ ሓገዝ ናይ ምውላድ ንምድላውን ኩሎም ስጉምትታት ምኽታል ምርባሕን ምኽኣል።
ምዕቋብ ጓልኩም ካብ ሓደጋ ክንሸባ ምእንቲ ክትከላኸሉ፡ ን ኦፍራ ምሕታት ፣ ሕክምናዊ ምክትታል ግዴታታት ከም ዘለዎ እውን ምፍላጥ።
ምኽኣል ምቕባል ስደተኛታት ብናይ ጥዕና መርመራ፣ ስነ-ኣእምሮኣዊ ገምጋም፣ ደገፍን ዝተመጣጠነ ኣተሓሕዛን።
ምርካብ ሓገዝ ስነ ኣእምሮ ን ነበርቲ Angers ምዕጃብን ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍን፡ ሓባራዊ ምልውዋጥ፡ ዝተመጣጠነ ኣንፈት ንምርካብ
ምክትታል ፣ ምኽኣል CMPP ትሕቲ 20 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ስነ-ኣእምሮኣውን ኣካዳሚያውን ጸገማት ዘለዎም ይድግፍ
ፈተና ናይ ሕማም ዓሶ፡ ኤችኣይቪ (ኤይድስ)፡ ሕማም ጸላም ከብዲ እንተሃልዩኩም ብነጻ ፍለጡ
ምምሃር ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ንስደተኛታት፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ፍወሳ፡ ጉጅለታት ፍወሳ፡ ንኽሓሹ ዓውደ መጽናዕትታት
ምርካብ ንነብሶም ርእሰ-ምትእምማን ንኽመልሱ ንዝተነጸሉ ሰባት ስንባደ ዘለዎም ሰባት ዝተመዓራረየ ደገፍ
ምስራሕ ሞያ ነርስ ኣብ ፈረንሳ ከም ነርስ ክትሰርሕ ንኽትክእል ኣብ ፈረንሳ ተማሃር።
ምኳን ምስራሕ ኣብ ፈረንሳ ኣላዪ ወይ ሓጋዚ ኣለይቲ ሕሙማት ንምዃን ናይ ሓደ ዓመት ስልጠና ንምውሳድ ምስ እትደልዩ
ምኽኣል ምስራከ ሓኪም ናይ ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን ኣብ ሃገርኩም ንዘለኩም ዲፕሎም ናይ ሕክምና ፣ ብ ኸመይ ፈረንሳ ከም ዘስርሕኩም ንምፍላጥ ዘኽእል ኣፍልጦ ።
Découvrir comment faire pour avoir le diplôme et pouvoir travailler comme assistant dentaire en France
ምስራሕ ከም ፋርማሲ (DEUST) ንምዃንን ኣብ ሆስፒታል ኣብ ምስራሕ ፍሉይ ሞያ ዘለዎን ስልጠና ድሕሪ ምውሳድ
Avoir un diplôme français pour travailler comme technicien de laboratoire médical. Ces formations peuvent être particulièrement intéressantes si vous avez déjà un diplôme de niveau bac +2 ou plus
ምድህሳብ ምርካብ ኣብ ፈረንሳ ብ ኸመይ ፊዚዮቴራፒስት masseur-kinésithérapeuteክትሰርሑ ዝዓለመ ስልጠና ።
ምኽኣል ከም ልምምድ (FFI) እናተዋሳእካ ናይ ተማሃራይ ደረጃ ምህላው ኣብ ሆስፒታል ክትሰርሕን ክፍሊት ክትረክብን የኽእኩም።