ምምርማር ንሕማም ዓሶ፡ ኤችኣይቪን ሕማም ጸላም ከብድን መርመራ ግበር
ምስ ምስ Centre de lutte antituberculeuse de l'Essonne (CLAT 91)
ኣዳላዊ Centre de lutte anti-tuberculeuse de l'Essonne ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anእዚ ንሕማም ዓሶ፡ ኤችኣይቪን ኤይድስን ከምኡ’ውን ንሕማም ጸላም ከብዲ ዝምልከት ነጻ መርመራ ምክያድ ።
እዚ በቲ ሕማም ተለኺፍኩም እንተኾንንኩም ንምፍላጥ ዝግበር ሕክምናዊ መርመራ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት