ምርካብ ደገፍ ፣ እንተደኣ ብሓደ ዘሕዝን ፍጻመ ስነ-ኣእምሮኣዊ ተጎዲኡ
ምስ ምስ Association Atiya
ኣዳላዊ Atiya , Adoma Chalon-sur-Saône et Mâconኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anእዚ ብ ማሕበር Atiya ኣቲያ ን ስደተኛታትንምሕጋዝ ግዳያት ስንባደ፡ ዓመጽ ወይ ምፍርራሕ ዝኾኑ ሰባት ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍን ምክትታልን ይህብ ።
ኣብዚ መደብ እዚ ሰባትሰማዒ ክረኽቡንይኽእሉ፣ እቲ መደብ ንኹሉ ዕድመን ንኹሉ ኩነታትን (ሓተትቲ ዑቕባ፣ ዝተነጽጉ ሓተቲ ዑቕባ (ዝነጸጉ ሕቶ ዑቕባ)፣ ተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፣ ሃገር ዘይብሎም ሰባት፣ ስደተኛታት) ኣገልግሎት ክህብ ይኽእል ።
ምፍላጡ ዘገድስ፣ ቆጸራን ምምኽኻርን ኣብ ማእከላት ኣዶማ ኣብ ሻሎን-ሱር-ሳኦነን ማኮንን centres d’Adoma à Chalon-sur-Saône et à Mâcon. ይውደብ ።
ምሉእ ሓበሬታ ኣብ ካርታ ኣብ ታሕቲ ናይቲ ወረቐት ኣሎ።
ምሉእ ሓበሬታ ኣብ ካርታ ኣብ ታሕቲ ናይቲ ወረቐት ኣሎ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት