ምርካብ ስነ-ኣእምሮኣዊ ምኽሪ ካብ ሰብ ሞያ
ምስ ምስ Consultation psycho-trauma
ኣዳላዊ Gaïa, ressources transculturelles ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anን ኣብ ስደት ዝለዉ ሰባት ዘጋጥሞም ጸገማት: ኣብ እዋን ጉዕዞ ናብ ፈረንሳ ዝፍጸም ዓመጽ ካልእን ፣ ካብ ስድራቤት ኣብ ካልእ ሃገር ምግዳፍ ካልእን ዘስዓቦ ስቓይ ሓዘን : ለውጢ ህይወት ወዘተ ምስ ዝፍለጥ በዓል ሞያ ምምኽኻር።
እቲ በዓል ሞያ (ብቋንቋኹም ድማ ተርጎምቲ) ዝድግፈኩም፣ ምልክታት ንምንካይን መዓልታዊ ህይወት ንምቕላልን ዝሕግዝ ሜላ ክሰብሉ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 39 rue de la Conque, 87000 Limoges, France
- 06 69 95 55 19
- alexiabuisson.therapeute@gmail.com
Chargement de la carte...
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
gaia87ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
veronicasiተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት