ምስ Ateliers et permanences - ምርካብ ሓገዝ ፣ብዛዕባ ጾታዊ ጥዕና ሓበሬታ ዝምልከት እንተደኣ ዓመጽ ዘገጣመኩም ምስ እትኾኑ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓገዝ ፣ብዛዕባ ጾታዊ ጥዕና ሓበሬታ ዝምልከት እንተደኣ ዓመጽ ዘገጣመኩም ምስ እትኾኑ

ምስ ምስ Ateliers et permanences

ኣዳላዊ Le Planning Familial d'Indre-et-Loire ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 місяці тому

ናይ ሞያዊ ደገፍ ዓውደ መጽናዕትን ናይ ሓበሬታ መደባትን ብዛዕባ ስምዒታዊ ህይወትን ዓመጽን ኣብ ብቱርስ ዝወሃብ ኣገልግሎት።

ምፍላጡ ዘገድስ እቲ ናይ ምእታው መደባት ንኹሉ ሰብ ክፉት እዩ፣ ስሙ ዘይተገልጸን ብነጻን፣ እንተተኻኢሉ ብቆጸራ።
ክትዛረብ፡ ክትስማዕን ክትምራሕን የኽእኩም። ኣብዚ ዝወሃብ ናይ ምስማዕ እምበር
ሕክምናዊ ምኽሪ የለን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምስታፍ ኣብ ንኣሽቱ ጉጅለታት፤

  • ምርኻብ ኣብ ፈረንሳ ኣብ መንጎ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ዘሎ ርክብ ዝምልከት ሕግታት ።
  • ምፍላጥ ኮዳን ተበጻሕነት መሰላት፡ ዜግነታዊ ህይወት፡ ምኽባር ኮዳት...

ምስታፍ ኣብ ንኣሽቱ ጉጅለታት፤

  • ኣብ ፈረንሳ ሕግታት ትምህርቲ ርኸቡን ተረድኡን።
  • ንደቅኹም ንዝሓሸ ውህደት ብኸመይ ከም እትሕግዞም ርኸቡ።

  • ምርካብ ሓገዝ ውልቃዊ ምስማዕን ደገፍን ብዛዕባ ስምዒታዊ ህይወት፡ ጾታዊ ጥዕናን ዓመጽን ኩሉ ዓይነት፡ ዘቤታዊ ዓመጽ፡ ጾታዊ ዓመጽ፡ ኣድልዎ፡ ምግፋዕ፡ ጽልኢ ግብረሰዶማውያን፡ ምቑራጽ ስጋዊ ርክብ ደቂ ኣንስትዮ፡ ግዱድ መርዓን ካልእን ክኸውን ይኽእል ...

ከመይ ንገብሮ?

  • ብስልኪና፡ 02 47 20 97 43
ምፍላጡ ዘገድስ ኣብቲ መርበብ ሓበሬታ ክትበጽሑ ናጻ ትኾኑ ።
Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • PF37ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • Mylan Gተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • hendተርጓሚ/ሚት
  • AhmedFaroukተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles