ምርካብ ክንክን ጥዕና ኣእምሮኹም ምሕብሓብን ደገፍ ምርካብን ።
ምስ ምስ ASMEDAR (accompagnement en santé mentale des demandeurs d'asile et réfugiés)
ኣዳላዊ France Terre d'Asile ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anእዚ ኣብ መስርሕ ስደት ኣብ ዘጋጠሞም ስነ-ኣእምሮኣዊ ስንባደ ብፍሉያት ሞያውያን ዝሰርሕ ናይ ምምኽኻር ኣገልግሎት እዩ ፤
- ብዘይኣፈላላይ ምስ ክኢላታት ስነ-ኣእምሮ ምዝርራብ
- ኣገባ ብዛዕባ ጉዕዞኹም፡ ናብ ፈረንሳ ምምጻእኩም እውን ንገሩና።
- ስምዒታትኩም ግለጽ፣ ሕቶታት ሕተት።
- ኣብ ውህደትኩም ክትድገፍን መፍትሒ ክትረክብን።
ምኽኣሉ ዘገድስ ንኹሉ ክፉት ኮይኑ ኩሉ ድማ ብነጻ እዩ። ኣብ ህዱእን ምስጢራዊን ቦታ ኢኻ ትለዋወጥ። ናይ ስነ-ልቦና ክኢላታት ሓበሬታ ንኻልኦት ሰባት ኣይክካፈሉን እዮም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
141 Av. Marcel Castié, 83000 Toulon, France
Chargement de la carte...
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
asmedarኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
veronicasiተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
anasschተርጓሚ/ሚት
nikola12ተርጓሚ/ሚት