ምርካብ ሓገዝ ኣንጻር ንዘቤታዊ ዓመጽ
ምርካብ ሓገዝ ኣንጻር ግዳይ ወይ ምስክር ዘቤታዊ ዓመጽ እንተኾንካ ብዛዕባኡ ምዝራብን በይንኻኹም ዘይምጽናሕን ኣገዳሲነቱን ምርዳእ።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 23 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ሓገዝ ኣንጻር ግዳይ ወይ ምስክር ዘቤታዊ ዓመጽ እንተኾንካ ብዛዕባኡ ምዝራብን በይንኻኹም ዘይምጽናሕን ኣገዳሲነቱን ምርዳእ።
ምቅላስ ምውጋድ ግዳይ ምኽንሻብ ስጋ ደቂ ኣንስትዮ ኮይንካ ወይ ግዳይ ክትከውን ኣብ ሓደጋ እንታይ ክትገብር ከምዘለክን ምፍላጥ
ምክትታል ፣ ምኽኣል CMPP ትሕቲ 20 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ስነ-ኣእምሮኣውን ኣካዳሚያውን ጸገማት ዘለዎም ይድግፍ
ምርካብ ንነብሶም ርእሰ-ምትእምማን ንኽመልሱ ንዝተነጸሉ ሰባት ስንባደ ዘለዎም ሰባት ዝተመዓራረየ ደገፍ
ምርካብ፣ ን ደአንስትዮ ዝዓለምን ስደተኛታ ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ግዳያት ዓመጽ (ምኽንሻብ ኣካላት፡ ምብካል ኤችኣይቪ ወዘተ)፡ ክንክን፡ ምክትታልን መምርሕን ዝግበር ደገፍካ
ንስደተኛታት ፣ ደቂ ኣንስትዮ ግዳያት ዓመጽ (ምቑራጽ ኣካላት፡ ኤችኣይቪ ወዘተ)፡ ክንክን፡ ምክትታልን መምርሕን ዝግበር ደገፍ ምርካብ
ምርኻብ CESaME44 ናይ ዝኾነ ኣብ ስደት ዘሎ ሰብ ኣእምሮኣዊ ጥዕና ንምሕብሓብ ይሕግዝ፣ ምስማዕ፣ ሓባራዊ ንጥፈታት ተሳተፉ...ወዘተ
ምርካብ ምስ ክኢላ ስነ-ኣእምሮ ተራኸብ፣ ናብ ማእከል ወለድን ውላድን ምኻድ፣ ብዛዕባ ጸገማት ተዘራረብ ምኽኣል
ምርካብ ነጻ ክንክን ዝህብ ማእከል ሕክምና ሕክምና (ሓፈሻዊ ሓካይም፡ ክኢላታት ስነ-ኣእምሮ፡ ነርስ)
ምርካብ ኣብ ጸገም ንዝርከቡ ወለድን ህጻናትን ደገፍን ምርካብ ምኽኣል።
ምርካብ ምስማዕ፡ ምኽሪ፡ ሓገዝ ንመዓልታዊ ህይወት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ከቢድ ኩነታት ዓመጽ
ንደቀንስትዮ ቀዳምነት ዝወሃቦ ደገፍ ንደቂ ኣንስትዮ (ብፍላይ ግዳያት ዓመጽ)ንምሕጋዝ ዝዓለመ
ሳላ እዚ ብተሌፎን ዝቀረብ መደብ ዝርርብ ምስ ሰብ ሞያ ናይ ስነ-ኣእምሮን ስነ-ልቦናን ብዝተፈላለዩ ቃንቃታት ንዓኹም\ኽን ንምስማዕ ተዳሊዮም ኣለው ::
ናይ ኣእምሮ ጥዕና ኣተኩሩ ዝወሃብ ሓገዝ ፣ ኣብ ናይ ስራሕን ማሕበራዊ ህይወትን ሰናይ፣ ን ምሉእ ጥዕና ንምህላው ዝዓለም ሓገዝ ።
እንተደኣ ብ መጻምድቲ ወይ ብ ኣባላት ስድራቤት ስድራቤት ንዝተፈጸመ ግዳያት ዓመጽ ዝግባእ ሓገዝ ርኸቡ
ሓደ ነጻ ሕክምናዊ መርመራ ጥዕና ብ ቖጸራ ጥራይ ዝግበር መርመራ ዝዓለም እዩ።
ነጻ ሕክምና፣ ን ውሕስነት ናይ ሕክምና ዘይብሎም ሰባት ማለት፣ ናይ ሕክምና ሓገዝ ክረኽቡ ዘይከኣሉ ሰባት፣ ብነጻ ከም ዝሕከሙ ምግባር
ንደቂ ኣንስቲዮ ውጽዓት ብሰንኪ ምኽንሻብ ፣ ኣብ ደቂ ኣንስቲዮ ዝወርድ ካብ ዓመጽ ንምቅላስ ናይ ድጋፍ ሓገዝ ምርካብ
ምርካብ ሓገዝ ፣ ብምኻድ ናብ ክንክን ጥዕና ማእከል ሕክ(CMP) ምስ ሰብ ሞያ ኪኢላታት ክንክን ጥዕናን ናይ ምኽሪ ሓደ መደብ ብምጥቃም ካብ ስነኣእምሮኣዊ ጸገማት ምፍዋስ ::
Vous souhaitez faire venir votre famille en France pour qu'elle vive avec vous ? Voici comment faire.
ምርካብ ሓበሬታ ብዛዕባ ምምርዓው ፓክሰር ወይ ምጽማድ ኣብ ፈረንሳ ፣ እዚ ካብ ሓዳር ክልተ ዓበይቲ ዝያዳ ተዓጻጻፊ ውዕል እዩ።
ንምርዳእ ፍትሕ ኣብ ፈረንሳ፣ ናይ ጠበቓ ሓገዝ ንምርካብ ዘኽእል መስርሕ ንፍትሕ ዝምልከትኣፍልጦ ንኽህልወኩም ዝዓለመ።
ምእንቲ ካብ ኦፍፕራ ወይ ካብ ኣዳራሽ ከተማኹም መጽሓፍ መዝገብ ስድራቤት እትረኽቡሉ ጉዳያት ፍለጡ
ምግባር ደሃይ ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ቤተሰብኩም ብ"Rétablissement des liens familiaux"ምዝተፈላለየ ምኽንያት ደሃይ ዘጥፍኡ ቤተሰብ ምርኻብ