ምርካብ እትሕገዘሉን እትንገደሉን ቦታ
ምስ ምስ Avec L'espace (Orspere-Samdarra)
ኣዳላዊ Orspere-Samdarra ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуኣብት ቦታ ፣ ን ሰድደተኛታት ዝግደሱ ሰራሕተኛታት ፣ ከምኡ ውን ን ኣብ ስነኣእምሮኣዊ ጥዕናዊን ሽግራት ዘለዎም ሰባት ዝሕገዝሉ ማእከል እዩ።
ከምኡ እን ውዕዉዕ ፣ ናይ ዕላላን ወግዕን፣ ሕሉፍኩም እተውግዕሉን፣ ንዝነበረኩ ሞያ ኣብ ተግባር እተውዕልሉን፣ ናይ ውልቂ መደባትኩም እተተግብርሉን ፣ ንጥፈታት ኣተካይድሉን ፣ ን ምምሕያሽ ህይወት ስደተኛ ዝጸአዓረሉን ቦታ እዩ።
ኣገዳሲ ሓበሬታ !
እቶም መሳርሕትና ፣ ብ ቋንቋታት ፣ ትግርኛ፣ ኣምሓርኛ፣ እንግሊዝኛ፣ ዓረብ ስፔይን፣ ፋርሲን ብዓቢኡ ድማ ብ ፈረንሳን ከአንግድኹም ይኽሉ እዮም
ኣገዳሲ ሓበሬታ !
እቲ ጉጅለ ብ ቋንቋንታት ትግርኛ: ኣምሓርኛ: እንግሊዝ :ዓረብ ወይ ፓሽቱ: ፋርሲ: ጥልያን ክትቅበለኩም ከተታኣናግደኩምን ትኽእል እያ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ናይ ስነ ኣእምራዊ ሓገዝ፣
ጥዕና ህጻናትን ደቂ ኣንስትዮን
ምርካብ ስነ ኣእምሮኣዊ ሓገዝ
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
manel66ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olessiaተርጓሚ/ሚት
utilisateur_788443ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
orspere-samdarraኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ