ምርካብ ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓገዝ ብህጹጽ ብቴለፎን
ምስ ቴራ ፕሲ
ኣዳላዊ Terra Psy ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansህጹጽ ጉዳይ ምስ ዘጋጥመኩም ሓገዝ ንምርካብ ምእንቲ ክልትእሉ ንኣብነት ጸቀጢ ምስ ዝስመዓኩምናብዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ክትድውሉ ትኽእሉ ኢኻኡም
እዚ ድማ ን ኣብ ኖርማንዲ Normandie ዝነብሩ ሰባት ንሰባት ሓገዝ ዝደልዩ ሽግር እንተ ምዝ ሰጋጥም ብዛዕባ ዝኾነ ዓይነት ጸቅጢ ናይ ስነ ኣእምሮ ነቲክረኽቡ ምኽኣልን እዩ ፤፣