መሰል ናይ ደቂ ኣንስትዮ ንምኽባር ናይ ሓገዝ ድጋፍ ምርካብ
ምስ ለዝ ኦኽኪ ሩጅ

መሰል ናይ ደቂ ኣንስትዮ ንምኽባር ናይ ሓገዝ ድጋፍ ምርካብ

ምስ 
ለዝ ኦኽኪ ሩጅ

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ 19 juil. 2022

እንታይ ኢዩ?

ሓንቲ ማሕበር ንኵሉ ኣብ ደቂ ኣንስቲዮ ዝወርድ ገብን ወይ ንዝኾነ ዓመጽ ትቃለስ ፣ ብፍላይ ደቂ ኣንስቲዮ ኣብ ምኽንሻብ ዝተገደዳ ወይ ብሓይሊ ናብ መርዓ ብዘይ ድልየተን ዝኣተዋ ፣ ነዚ ንምቅላስ ኣብ ስነ- ኣእምራዊን ናይ ኣካላን ንምህናጽ ናይ ድጋፍ ሓገዝ የብርክት።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 7 ናብ 77 ዕድመ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

33 - Gironde

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 7 ናብ 77 ዕድመ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

33 - Gironde

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ደቂ ኣንስቲዮ ኣብ ርእሰምትእምማን ክነብራሉ ኩናታት ንምፍጣር ንምምዕባልን

ሓደ ጉጅለ ናይ ዘተ ዝርርብ ምካያድ፣ ንጥፈታት ናይ ጽሕፈት ፣ ሕብሪ ምልካይ ፣ ምድራፍ፣ ምስዕሳዕ፣ ትያትር፣ ምክሻን ኣሰራርሓ መግቢ ናይ ኵሉ ዓለም ወዘተ የዳሉ

ክንክን ጥዕና ምግባር ንምጽጋን በሰላ ትሮማ ናይ ስነ-ኣእምራዊ ን ናይ ኣካልን ።

ንርሕሚ ማህጸን መጥባሕቲ ጽገና ምርካብ ፣

ካብ ሰብ ሞያ ናይ ስነ- ኣእምሮን ስነ-ልቦናን ምክትታል ክንክን ናይ ጥዕና ምርካብ፤፣

ንሕብረተ ሰብ ብዛዕባ ዓመጽ ምኽንሻብ ንደቂ ኣንስቲዮ ጎስጋስ ምግባር ሓበሬታ ምሃብ

ኮንፈረንስ መደረ ምስክር ቃል ምሃብ ምድላው

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ምስ ማሕበር ኣሲሶሽን ምርኻብ

ንመጀመርያ ግዜ ንምርኻብ በዚ ቁጽሪ ርኸባና 06-52-95-83-03

05 57 34 92 37

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
LOR

les orchidées rouges