Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓገዝን ከምኡውን ሰማዒ ምናልባት ግዳይ ዓመጽ ምስ እትኾኑ

ምስ ምስ CIF-SP Solidaires entre les âges

ኣዳላዊ CIF-SP Solidaires entre les âges , Fédération 3977 Contre les maltraitancesኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

3977: ኣገዳሲ ቁጽሪ እንተደኣ ኣብ ልዕሊ ሓደ ኣረጋውያን ኮነ ስንኩላን ዓመጽ እንከጋጥም ርኢኹም ወይ ሰሚዕኩም ነዚ ነጻ ቁጽሪ ክትድውሉ ትኽእል ኢኹም።

እዚ ብሃገር ደረጃ ዝሰርሕ ቁጽሪ እዚ ንልዕሊ 60 ዓመት ዝዕድሚኦም ሰባትን ብፍላይ ኣብ ውሽጢ ስድራቤት ወይ ኣብ ትካላት ግዳያት ስነ-ኣእምሮኣዊ፡ ኣካላውን ጾታውን ዓመጽ ንዝኾኑ ስንኩላን ዝምብከት እዩ።

እንተደኣግዳታት ኮነ ወይ ምስክር ኴይንኩም ናብ 3977 ብምድዋል ዘህጋጠመ ሓብሩ

  • ዝሰምዕ ሰብ ርከቡ
  • እኹም ሓቡ ሓበሬታ
  • ክሕግዘካን ክድግፈካን ዝኽእል መሓውር ድለ።
ኣገዳሲ ምፍላጡ
ህጹጽ ወይ ቅጽበታዊ ሓደጋ እንተጋጢሙ ፡ ክትሰምዕ ወይ ክትዛረብ እንተጸጊምካ (ብመልእኽቲ ጽሑፍ) ናብ 17 ወይ 114 ደውል።
ኣገዳሲ
ኣብ ክፍልታት Vienne (86) et de la Charente-Maritime (17) ቪየን (86) ንዝነብሩ ሰባት ፡ ሓገዝ ንምርካብ ምስ ማእከል ALMA 86-17 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም። ብ 05 49 52 20 27 ክትድውሉ ትኽእሉ ኢኹም። ሰሉስን ሓሙስን ካብ ሰዓት 17 ክሳብ 12.

ንምንታይከ የዘገድስ?

መሰኻኽርን ግዳያት ኣካላዊ ወይ ስነ-ኣእምሮኣዊ ዓመጽ ወይ ምትላል ዝኾኑ ኣረጋውያን ወይ ስንኩላንን ንጡፍን ሓልዮትን ዝመልኦ ምስማዕ ይረኽቡ።

እዚ ጉጅለ ሰብ ሞያ ይሰምዑኻን ክሕግዙኻን ክመኽሩኻን ይኽእሉ።

ኣድላዪ እንተኾይኑ ወይ ቅልጡፍ ሓደጋ እንተጋጢሙ ፖሊስ ኣሰንዮም ብቕጽበት ክኣትዉ ይኽእሉ።

እምበኣርከስበዚ ቁጽሪ ክትድውሉ ከለኹም ስምኩም ምግላጽ ኣድላዪ ኣይኮነን።

መንነትካ ክካፈል እንተዘይደሊኻ ህበሬታኹም ምስ ካልኦት ሰብ ሞያ ኣይክካፈልን እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

እዚ ብሃገር ደረጃ ዘገልግል ቁጽሪ ኣብ ሰሙን 7 መዓልታት ክፉት ኮይኑ፡ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 19፡ ቀዳምን ሰንበትን ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 13 ድሕሪኡ ካብ 2 ክሳብ 19 ክፉት እዩ


ምፍላጡ ዘገድስ
ደፓርት Vienne (86) ከምኡውን de la Charente-Maritime ጥራይ፡ ን አለዉ ሰባት ድማ ነዚ ናይ ከባቢ ቁጽሪ ክትድውሉ ትኽእሉ ኢኹም ፡ 05 49 52 20 27 ። ሰሉስን ሓሙስን ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 12 ወይ ድማ ብኢመይል ስደዱ ፡ contact@alma86.fr ወይ contact@alma17.fr

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • cif-sp solidaires entre les âgesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • issam boulekተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles