ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ኣሹራንስ ማላዲ l'Assurance maladie
ዋጋ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ኣበይ ?
ምርካብ ነጻ ሕክምናዊ መርመራ ኣብ ከተማ ዲጆን Dijon
ማእከል ምርመራ ጥዕና ናይ Dijon ሓደ ምሉእ መርመራ ብነጻ ንኽትገብሩ እዕድመኩም፣ l'Assurance maladie ብምትሕብባር
በዚ ድማ ክ፣ ኣብ ዝተፈላለየ እዋን መርመራ ናይ ምግባር ክሰብሉ :
- ናይ ደም ምርመራ ,
- ናይ ደም ጸቕጢ መርመራ
- ናይ ምስማዕን ምርኣይን መርመራ
- ናይ ልቢ
- ናይ ኣስናን ወዘተ,መርመራታት.
ኩልምሉ ነጻ፣ እዚ መርመራ እዚ ፣ ን ኹሉ ሰብ ዝኸውን መርመራ ኮይኑ፣ ን ነብሲ ወከፍ ሰብ ከከም ዕድመ ጾታን፣ ካልእን ረቛሒታት ዝኸይድ ኮይኑ፣ ንዕኡን ን ቤተሰቡን ዘተቓልል እዩ።
እቶም ናይ ሕክምና ሰብ ሞያ፣ ን ኽሰምዕኹምን፣ እንተደኣ ናይ ጥዕና ጸገም ሃልይኩም ድማ ፣ ዝግባእ ምኽሪን ሓቤታን ንኽህብኹምን ዘግብር ኣገልግሎት እዩ።
ክትፈልጥዎ ዘለኩም ኣብ እዋን መርመራ ብጾምኩም፣ ማለት ከይበላዕኩም ምጹ።
ምፍላጡ ዘገድስ!
Vነዚ መርመራ እዝን ንምግባር ፣ ካርድ ቪታል ክህልወኩም ኣለዎ.
ንምንታይከ የዘገድስ?
- ከምኡ እውን ሓደ ብነጻ ናይ ምሉእ ብምሉእ መርመራን ናይ ዝተፈላለየ ነገር ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም
- እዝ እዩ እቲ ኩነታት d'ን ኽትሕገዙ ን ንኽትምከሩን መሰልኩም ዝተሓለወ እዩ፣ (remboursements,መሊስካ ምኽፋል ፣ prises en charge,ምሉእ ብምሉእ ምኽፋል aides possibles, ምሕጋዝ parcours de soins, DMP ብመሰል ወዘተ ኣለኩም...)
- ኣብ፣ መወዳእታ ዝተፈላለዩ ምኽርታት ንምክልኻል ሓማማትን ወልፍታትን ዝጠቕሙ de l'Assurance maladie (ኣብ ምትካእክ ሽጋራ፣ ብዛዕባ ኣዝማ፣ ድያቤት፣ ክታበትን , MT'ኣስናን ወዘተ ኣስተምህሮ ይህበኩም...)
እዚ መርመራ እዚ ምሉእ ብምሉእ 100% ነጻ ኮይኑ l’Assurance maladie. ዝተመወለ እዩ።
ነዞም መርመራ፣ ምኽሪ ፣ ሓበሬታን ሕክምናን ብነጻ ክሰብሎም ።
ጥራይ ፣ ሓንሳብ ቆጸራ ምስ ሰብ ሞያ ሕክምምና (ነርሳት፣ ደንቲስት፣ ሓኻይም፣ , ሳይኮሎጂስት ወዘተ ምግባር ይግብኣኩም)
ኣብ ሓደ ንግሆ፣ ብዙሓት ሰብ ሞያ ሓኻይም ክትሪኡ ትኽእሉ ኢኹም። ኩልምሉ ድማ ኣብ ውሽጡ ሰለስተ ሰዓታት ክፍጸም ይኽእል ።
ከመይ ንገብሮ?
ኣዚ ፍሉይ ዝኾነ መርመራ እዚ ፣ ብቖጸራ ጥራይ እዩ ዝኸውን
ናብ ማእከል ጥዕና ናይ ኣሹራንስ ማላዲ l’Assurance maladie ኣብ Dijon ብ 03 80 76 21 50ካብ ሰዓታታ ( 8hክሳብ 12h,ከምኡውን ፣ ካብ ሰዓታት 14h -ክሳብ 16h ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ) ደውሉልና
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ












