Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ናይ ሕክምና ኣገልግሎት

ምስ ምስ Promo Soins Brignoles

ኣዳላዊ Provence Verte Solidarités-UDV ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ መደብ ኣዚ ፣ ንኣብ ጸገም ዘለዉ ሰባት ናይ ሕክምና ሓገዝ ን ኽረኽቡ ምእንቲ ዝተሓገጋዝ መደብ እዩ።

እቲ ምእንጋድ ን ወለንተኛታት ምስ ጀመረ፣ ብ ድሕሪኡ ፣ ን ኣሲስታንስ ሶሻል እናተሓገዘ ዝሰላሰል (ናይ ሕክምና ወጻኢ ኣብ ምሽፋን፣ ምንካይ ወይምሉእ ብምሉእ ምኽፋል). ዘሎ መስርሕ ኣብ ምጽፋፍ።

ብግቡእ መሰል ናይ ምሕካም ዳግማይ ምጥጣሕ ። ክሳብ ሽዑ ግን ሓደ ጉጅለ ሓኻይም፣ ናይ ስነ ኣእምሮ ክእሊኣታ፣ ፋርማሲሲ፣ ከምኡውን ናይ መጥባሕቲንን ኣስናንን ክኢላታት ፣ ወለንተኛታት ፣ ከምኡ ውን መድሃኒት ምዕዳል ተጠቓልል።

ሓደ መርበብ ናይ ዝተፈለኣለዩ ስፔሻሊስት ዘለዎ ኮይኑ ፣ ንተሓከምቲ ግዝያዊ ብነጻ ን ምሕካም ጥራይ ዘይኮነ፣ ወርሓዊ ዝተፈላለዩ ሕማማት ንምክልኻል ዝዓለሙ ዝልጠናታት ምሃብ እንተላይ እውን እዩ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ኣሹራንስ ወይ ውሕስነት ጥዕና ወይ ክንክን ኣብ ዘይብልኩም እዋን ንክሕከሙ ምእኣልን ምክንኻንን ምኽኣል ኣዝዩ ክቡር እዩ ስለዚ ።
  • ምኻድ ን ናይ ንሓፈሻዊ ሓኪም ን ናይ ፡ ሓኪም ሽኮርያ፡ ከምኡውን ክኢላ ስነ-ኣእምሮ፡ ምልቃቅ ካብ ክኢላ ወልፊ፡ ሓኪም ስኒ ክትከይድ ምኽኣል።
  • መድሃኒት ክትረኽቡ ምኽኣል ወዘተ ምስ ኣትደልዩ።

ን ሕክምና ዝምልከት ፣ወረቓቕቲ ምጽፋፍ ሓገ ዝምስ እትደልዩ

ን ክሕከሙ ዝደልዩ፣ ፈረንሳውያን ይኹኑ ወጻእተኛታት፣ እሞ ኣብ ጸገም ምስ ዝህልዉ ነጻ ኣገልግሎት ንምሃብ

ከመይ ንገብሮ?

  • ምስ ኩሉ ሰነዳትኩም ምጹና (ናይ ሕክምና ፣ምንጪ ኣታዊ፣ናይ ገዛ ወዘተ...) ምእንቲ ብቐሊል ፋይል ልክነፍተልኩም
  • እንተደኣ ናይ ቀደም ዝተረኣኣኽሉ ናይ ሕክምና ተመሳሳሊ ኩነታት ጥዕና ዝሕብር ሰነድ ሃልይኩም ፣ ምምልኡ ጠቓሚ እዩ።
  • ሰኑይ ንግሆ ብዘይ ቆጸራ፣ ኣብ ካልእ መዓልታት ግን ብቖጸራ እዩ ኣገልግሎት ዝወሃብ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • koryanikaተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • verotangoተርጓሚ/ሚት
  • pvs-udvኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles