Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምፍላጥ እንተደኣ ዘቤታዊ ወይ ስድራቤታዊ ዓመጽ ኣብ ዝፍጸመሉ እዋን

ምስ ምስ Aide aux victimes

ኣዳላዊ CIDFF Metz-Thionville ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እተደኣ ኣብ ምሳኹም ዝቕመጡ ወይ ኣብ ስድራቤትኩም ግዳይ ዓመጽ ኮይንኩም ዲኹም?

እዚ ምስ ዘጋጥም እተን ኣብ እዋን ነጻን ምስጢራዊን ክሊኒካት ፡ ንግዳያት ስድራቤታዊ ወይ ዘቤታዊ ዓመጽ ክፉት ክንድግፈኩም ንኽእል ኢና ።

ጥርዓን ኣቕሪብኩም ኣይትኹን ሰብ ሞያ ብዛዕባ ሲቪላዊ (ፍትሕ፡ ምእላይ ቆልዑ)ን ገበናዊ ኣገባባትን ክሕብሩኹም እዮም።

ኣዝዩ ኣገዳሲ
ሰብ ሞያና ሕጋዊ ምኽሪ ኣይህቡን እዮም: ንሕና ጠበቓታት ኣይኮናን ሓበሬታ ጥራይ ኢና ንህብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምርካብ ብቑዕ ሰብ ብመሰረት ውልቃዊ ኩነታትካ መሰላትካ ክሕብረካ እዩ።

ኣብ ቀጽርና ቤት ጽሕፈትና (ቤት ጽሕፈታትን መስመራት ቴሌፎንን) ወይ ድማ ከከም ድሌታትኩም ብተሌፎን ምዝርራብ ይከኣል እዩ።

ምእንቲ ብዛዕባ ጸገማትካ ክትዛረብ፡ ክትስማዕን ምኽሪ ክትረክብን ትኽእል ኢኻ።

ከመይ ንገብሮ?

ቆጸራ እትሕዝሉ ኣገባባት፤

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • sandrine worms cidff metz-thionvilleኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • ceceliaተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • abdulrahmanተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles