ምርካብ ናይ ስነ-ኣእምሮ ክኢላ(ሓኪም)
ምስ ምስ Initiatives et Développement
ኣዳላዊ Initiatives et Développement ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 10 moisማሕበር "ተበግሶን ምዕባለን" ኣብ ምትሕብባር ናይ ስደተኛታት ፣ ኣብ እቲ ናይ ምትሕብባር መደቦም ፣ ነዞም ኣብዛ ሃገር ዘለዉ ናይ ስነኣምሮ ጸገም ንዘለዎም ምሕጋዝ ዝብል ሰናይ ነገር እውን ይርከቦ።
ናትና ሳይኮሎጂስት (ኣብ ፍሉይ ጠለባት ሓገዝቲ) እውን ንዓኹም እውን ክተሓጋግዝኹም ይኽእሉ እዮም።