ምጥላብ ምስክር ወረቐት ናይ መርዓ
ኣዳላዊ Ofpra ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansእቲ ናይ መርዓ ምስክር ወረቐት ኣብ መንጎ ክልተ ሰባት ዘሎ ሓቀኛ ሕብረት ዘረጋግጽ ወግዓዊ ሰነድ እዩ ።
እዚ ሓደ ሰነድ ወይ ዶክሜንት (መለልዪ ማሕበራዊ ርክብ ) ናይ ውልቀ ሰብ ኮይኑ ን ስደተኛታት ድማ ብ ኦፍራ l'OFPRA (Office Français de Protection des Réfugiés et des Apatrides). ይወሃብ።
L’OFPRA ሓደ ቤት ጽሕፈት(ን ስደተኛታትን ብ ሓፈሻ ድማከሰብ ሓፈሻዊ ከሰብቲ ዑቕባን ) l'acte de naissance, ከምኒ ናይ ልደት ሰርቲፊኬይት ፣ le livret de famille, ናይ ሞት ምስክር ወረቐት l'acte de décès ወዘተ ፣ ሰነዳት ን ስደተኛታት የቕርብ።
> ብዛዕባ ኣጠላልባ ናይ ዕለተ ልደት መስርሕ ንምፍላጥኣብዚ ጠውቕ A lire : la fiche Réfugiés.info "Demander un acte de naissance" .
ካብ l'OFPRA ዝወሃብ ናይ መርዓ ዶክመንት፣ ወግዓዊ ( ሕጋዊ ) iን ኹሉ ዝምልከቶ ፣ ድሉው ዝኾነ። ን ገለ ማሕበራዊ ንጥፈታት ፣ ከም እኒ (ን ምሕታት ሊቭረ ደ ፋሚልይ፣ ዜግነት፣ ,መርዓን ፍትሕን ወዘተ …).ንምህላው የድሊ።
እዚ ሰነድ እዚ ን ዓኹም ኮነ ን ቤተሰብኩም ኮነ (ማለት መጻምዲኹም፣ ወለድኹም፣ ወይ ን ኣባሓጎን ዓባይን ፣ ከምኡ ውን ን ደቅኹም ክትሓትሎም ትኽእሉ ኢኹም። ).
ምፍላጡ ዘገድስ!ሓደ ናይ መርዓ ሰርቲፊኬት ፣ ኩሉ እዋን ቅቡል ፣ ማለት durée de validité, ዘይወድቕ ሰነድ እዩ ፣ ብዘይካ እቲ ኩነታትኩም እንተዘየቐይሩ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
hugo stéphanተርጓሚ/ሚት
etienne develayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
matthieuተርጓሚ/ሚት