{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
ናይ ምምሕዳር ፋይላት
102ናይ ምምሕዳር ፋይላት
102
ምህላው livret de famille ኣብ ፈረንሳ
ስድራ-ቤት
ቤት ጽሕፈታት
ምሕባር ፣ ለውጢ ኣብ ህይወት ሓደ ስደተኛ ኣብ ፈረንሳ (ANEF)
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
መንበሪ ገዛ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት Étrangers en France (ANEF) ኣብ ኢንተርኔት
ቤት ጽሕፈታት
ምጥላብ ናይ ዕለተ ልደት ሰርትፍኬት ንምርካብ
ስድራ-ቤት
ቤት ጽሕፈታት
ምፍታሕ መስርሑን ኣብ ፈረንሳ
ስድራ-ቤት
ቤት ጽሕፈታት
ንምስላጥ መስርሕ ንምጥርናፍ ስድራቤት ንምግባር
ስድራ-ቤት
ቤት ጽሕፈታት
ምስራሕ ከም ሓኪም፡ ሓኪም ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ጥዕና
ምምሃር
ዳግማይ ምምሃር ኣብ ፈረንሳ መጽናዕቲ ምምሃር ሕክምና
ጥዕና
ምምሃር
ምስልጣን ሞያ
ምርካብ ስልጠና ሓፈሻዊ ሓኪም: ወይ ፋርማሲስት: ስፔሻሊስት ሓኪም ፋርማሲስት ንምዃን
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ጥዕና
ኣብ ፈረንሳ ኪነዮቴራፒስት ንምዃን ምስ እትደልዩ፣ ዲፕሎምኩም ካብ ናይ UE ወጻኢ እንተኮይኑ ።
ምምሃር
ጥዕና
ምስልጣን ሞያ
ምስልጣን ኣምቡላንስ ሰራሕተኛ ኣብ ፈረንሳ፣ ካብ ናይ UE ዲፕሎም ወጻኢ ምስ ዝኸውን
ምምሃር
ጥዕና
ምስልጣን ሞያ
ምምሃር ተሓጋጋዚ ፋርማሲስት ንምዃን ኣብ ፈረንሳ ዲፕሎምኩም ካብ UE ወጻኢ ምስ ዝኸውን
ምምሃር
ጥዕና
ምስልጣን ሞያ
ምጉዓቅ ናብ መበቆል ሃገርኩም
ቤት ጽሕፈታት
ብቅዓት = ክእለት
ምስራሕ ኣብ ፈረንሳ ኣላዪ ወይ ሓጋዚ ኣለይቲ ሕሙማት ንምዃን UE ዲፕሎም ዘለዎም
ምምሃር
ጥዕና
ምስልጣን ሞያ
ድሉዋት ፋይላት
126ድሉዋት ፋይላት
126
ውልቃዊ መደብ ንምትግባር ፣ ገንዘባዊ ሓገዝ ንምርካብ
ሓደ ምወላ ምርካብ፣ ውልቃዊ ሓንቲ ትካል ንምፍጣር ፣ ወይ ማኪና ንምዕዳግ ፣ ኮውይ መምርሒ ፍቃድ ንምርካብ ኮነ ወዘተ ክኸውን ይኽል
ዝለኦኣለ 6 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ብቅዓት = ክእለት
ምስራሕ ምስ ንሓረስቶት
ግዜ ኣብ ዘለኩም እዋን ፣ ሓደ ደስ ዝብለኩም ነጥቢ ናይ ስራሕ ምርካብ ምስ ሞያኹም ዝዛመድ ፣
ብነጻ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት

ምድላው ንዲፕሎማ ኣሰልጣኒ ስፖርት ዝግበር ስልጠና
ምሉእ መደብ ምድላው ንኣሰልጣኒ ስፖርት፡ መምህር ወይ ኣመሓዳሪ ስፖርት ዲፕሎማ።
ብነጻ
ዝተሓተ 4 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈረንሳይ

ምርካብ ስልጠና ንምስራሕ ኣብ ኣድሕን ናይ ማይ
ኣቲ ሞያ ናይ ህይወት ኣድሕን ተማሂርኩም ድሕሪ 4 ወርሒ ንደ.ወ.ሓ.ት ተዳለዉ
ብነጻ
ትኽኽል 4 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈረንሳይ

ስልጠና ን ስራሕ ምኽሻን መግቢ፣
ን 7 ኣዋርሕን ፈረቃን ዝጸንሕ ዝወሃብ ስልጠና ግዜ ናይ ስራሕ ፣ ምኽሻን ስልጠና ንምርካብ ዘኽእል ሰልጠና
ብነጻ
ትኽኽል 34 ስሰሙን
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት

ምምስራትን ሓባራዊ ህይወትን ሌላን
ምርኻብን ምምስራትን ዕርክነት JRS ጂ ኣር ኤር ጀነስ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ምምሃር ቋንቋ ኣብ ዩኒቨርሲቲ Paris (13ème)
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ ።
ብነጻ
ዝለኦኣለ 2 ዓመታት
ምምሃር
ፈረንሳይ

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ l'université à Paris (5ème)
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።
ብነጻ
ትኽኽል 9 ወርሒ
ምምሃር
ፈረንሳይ

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ'université Paris (5ème)
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ከኣሉ።
ብነጻ
ትኽኽል 9 ወርሒ
ምምሃር
ፈረንሳይ

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ l'université à Paris (5ème)
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ይከኣል።
ብነጻ
ዳርጋ 9 ወርሒ
ምምሃር
ፈረንሳይ

ምህላው ድሕሪ ሓደ ዘሕዝን ፍጻመ ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ምህላው ንግበር
ደገፍ ድሕሪ ስንባደን ጸቕጢ ሲንድሮም ፣ ዘለዎ ድሕረባይታ ምስናይ ተርጓሚ ናይ ቋንቋኹም ተግልገሉ
ብነጻ
ጥዕና
ቤት ጽሕፈታት

ምምሃር ዲጂታል፣ ብቋንቋ ፈረንሳ ብ ማሕበራዊ ደገፍ እናረኸብኩም
እቲ 150 ሰዓታት ስልጠና ብቋንቋ ፈረንሳን ዲጂታልን መዓልታዊ ናጻ ክትከውን እነሆ።
ብነጻ
ዳርጋ 2 ወርሒ
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት

ምምሃር ንኮድ ናይ ምዝዋር መኪና ፈረንሳ
ንፈተና ኮድ ጽርግያ ንምድላው ን100 ሰዓታት ዝወሰደ ጽዑቕ ስልጠና ፈረንሳ ውሰዱ
ብነጻ
ትኽኽል 4 ስሰሙን
ፈረንሳይ
ብቅዓት = ክእለት

ስልጠና ኣብ ሞያን መሸጣን ምውሳድ
ስልጠና ኣብ ሞያን መሸጣን ምውሳድ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ስልጠና፡ ነጻን ዝኽፈልን።
ብነጻ
ኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ምስልጣን ሞያ
ምምሃር
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት

ምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ኣብ Île-de-France ምእንቲ ክትእክእሉ
ኣብ ንሕብረተሰብ ፈረንሳ ብዝበለጸ ንምርዳእ፡ መንበሪ ንምርካብ፡ ወረቓቕቲ ንምስራሕ ዝሕግዝ ማሕበር... ዝዓለመ እዩ
ብነጻ
ዝለኦኣለ 2 ዓመታት
ቤት ጽሕፈታት
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
