ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብቪድዮታት ክትመሃሩ ምኽኣል
ምስ ምስ Web série "Pas en préfecture"
ኣዳላዊ Sept arts et plus , TV5Mondeኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуናይ ፕረፈክቸር ንዘሎ ኣገዳሲ ኩነታት ዘቕርቡ ሓጸርቲን ብዘሳኒ ቪድዮታት፡ ኣብዚ
- መዓልታዊ፡ ዕላልን ቀጻልን ቋንቋ ዘሎ ፍልልይ ተማሃሩ
- ኣብ ወግዓዊ ጽሑፍ ግቡእ ባህርያት ምርዳእ ክትክእሉ
- ከምኡውን ስምዒታት ምግላጽ ክትክእሉ።
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ክፋል፡ ሓደ ዘይፈልጦ ሰብ ዘይግቡእ ነገር ይገብር ወይ ይዛረብ፡ ድሕሪኡ ድምጺ ምሃብ ካልእ ቃላትን መግለጺታትን ንምእራም የቕርብ። ኣገዳሲ ስነ-ቓላት ይጽሓፍ።
ክፍለጥ ዝግበኦ
እቶም ተዋሳእቲ ንባዕሎም ስደተኛታት ኮይኖም፡ ናብ ፈረንሳ ካብ ዝኣትዉ ኣትሒዞም ነዚ ኩነታት ዘጋጠሞም እዩ።
እቶም ተዋሳእቲ ንባዕሎም ስደተኛታት ኮይኖም፡ ናብ ፈረንሳ ካብ ዝኣትዉ ኣትሒዞም ነዚ ኩነታት ዘጋጠሞም እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምፍላጥ ባህሊ ፈረንሳይ፣
ምምሃር ኣብ ነጻ ግዜኹም
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
catherine hኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
kenza24ተርጓሚ/ሚት
abdulrahmanተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
cathyw99ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት