ገንዝባዊ ሓገዝ መተባብዒ ንስድራ ምሕታት
እንታይ ኢዩ?
ናይ ገንዝባዊ ሓገዝ ንስድራቤት ኵሉ ግዜ ንወለዲ ዝውሃብ ሓገዝ ኮይኑ ኣብ ካልኣይ ቆልዓ ምስ ዝውለድ ዝውሃብ ሓገዝ ኢዩ፤፣
ድጋፍ ናይ ኣቆልዑት ሓገዝ ፣ ኣቆልዑት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ምስ ስዳራቤቶም ዝንበሩእንተ ኮይኖም፣ ንትምህርቲን ንክዳውንቲን ንመግቢን ካልእን…ንምውዓል ክሳብ ደቂ 20 ዓመት ዝኣኽሉ ናይ ሓገዝ ምወላ ይግበረሎም፤፣
እዚ ሓገዝ ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝቕመጥ ሰብ ብ ቤት ጽሕፈት ናይ ካፍ ፍቃድ ናይ ሓገዝ ምስ ዝውሃብ ሃፍታም ይኹን ወላ ድኻ ንኵሉ ብዘይ ኣፈላልይ ብማዕረ ሓገዝ ይገብር፤፣
ምፍላጡ ኣገዳሲ !
2ኣይ ቆልዓ ምስ ተምጽኡ, ኣብ መጀመርያ ወርሒ ናይ ሓገዝ መሰል ኣለኩም ፣ ንኣብነት እቲ ካልእይ ቆልዓ
ኣብ መጀመርያ ወርሒ ጥሪ ዕለት 15 ምስ ዝወለድ ናይ ሓገዝ መሰል ኣብ ወርሒ ክልተ ካብ ዕለት 1 ለካቲት ናይ ሓገዝ መስል ክትረክቡ ትኽእሉ
ዓቀን ናይ ሓገዝ ከም ኵነታት ናይ ኣታዊ ይፈላለ ኢዩ ፣ ብዝሕን ኣቖልዑት ን ዕድመ ን ይፈላለ ኢዩ ፤፣
ን ኣብነት ፣ ንስድራቤት ውሑድ ኣታዊ ዘለዎም ንክልተ ኣቖልዑት 131€ኢሮ ይፍቀድ፣ € 301 € ኢሮ ሰልስተ ኣቖልዑት ዘለዎም ይፍቀድ፣ ፣ን ኣርባዕተ ኣቖልዑት 470 € ኢሮ ይፍቀድ ፤፣
ምፍላጡ ኣገዳሲ ፣ ኣብዚ ሊንክ en cliquant ici. . ብምጥዋቅ ናትኩም\ክን ዓቀን ናይ ሓገዝ ንስድራቤት ክትፈልጡ ትኽእሉ
ንመን ኢዩ ፧
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ብኸመይ ይኸውን
ብዝሒ ቁጽሪ ናይ ኣቆልዑት ን ቤት ጽሕፈት ናይ ካፍ ሓብር
ናብ ቤት ጽሕፈት ናይ ካፍ ካልኣይ ቖልዓ ደኬላረ ምስ ንገብር ወይ ምስ ንሕብር ብ ቤት ጽሕፈተ ካፍ ተፋልጥነት ምስ ንረክብ ብቀጥታ ኣውተማቲክ ከም ልሙድ ሓገዝ ክንረክብ ንኽእል ፤፣
ናይ ኤረሳ RSA ንጽጉማት ዝውሃብ ሓገዝ ንወስድ እንተ ኮይና
ኣታዊ ሓገዝ ናይ ኤረሳ ምሕባር ወይ ዴክላረ ምግባር እኹል ኢዩ ኣብ ርእሲ እዚ ተወሳኺ ብዝሒ ደቅና ክንሕብር ኣለና፣ መታን ሓገዝ ናይ ኣቆልዑት ተጠቐምቲ ክኾኑ
ናይ ኤረሳ ሓገዝ ዘይንወስድ እንተ ኮይና
•ኣብ ናይ ካፍ ቤት ጽሕፈት ምስ ናይ ጽጉማት ሓገዝ ዝወስዱ ተምዝግብኩም እንተ ኔርኩም፣ ንቤት ጽሕፈት ካፍ ብዛዕባ ተቀይሮ ኣብ ናይ ስድራቤትኩም ክትሕብሩ ድልየት ኣክኩም እንተ ኮይኑ ብመንግዲ ናይ ኢንተርነት ኣብ ኦንላይን ኣብዚ ሊንክen ligne sur votre compte CAF ወይ ናዚ ምልእዎ Cerfa n°11423*06.
- ናይ ሓገዝ ዘይወስድኩም፣ ናይ ዕለተ ንደት ሰርቲcliquant ici (Cerfa n°11423*06). ምሕታት ይከኣል።
cet outil en ligne (ብምጥዋቕ ቅጥዒ ፎሩም ክትመልኡ ትኽእሉ፣ ወይ ኣብዚ ሊንክ ብምጥዋቅ ዝተፈላላየ ሕቶ ን ላካፍ ምሕታት ይከኣሎ።
ምፍላጡ ኣግዳሲ !
ምስ ድሕረ ባይታ ዝተኣሳሰር ሰንድ ካብ ቤት ጽሕፈት ካፍ ፣ ካርት ሰጁር ወይ ካርት ሱብስዴር ፣ መከላኸሊ ወረቐት ናይ ዑቕባ ካብ ኦፍራ ወይ ካብ (ሲ ኤን ዲ ኣ ቤት ፍርዲ) ነቲ ዝተወሃብኩም ወረቐት ክትልእኹ ኣለኩም፣
ናይ ስድራቤት ዝምልከት ሓገዝ ምርካብ
ኵሉ ግዜ ወርሓዊ ሓገዝ ኣብ ሕሳብኩም ይወርድ
ናይ ሓገዝ መስልኩም ን ኣብነት ኣብ ወርሒ ለካቲት ዝግብኣኩምኣብ መጀመርያ ወርሒ መጋቢት ኣብ ሕሳብኩም\ክን ክውርደልኩም\ክን ናይ ሓገዝ ገንዘብ ክትወስዱ ትኽእሉ\ላ፤፣
ዓቐን ናይ ሓገዝ ገንዘብ ዝተፈላለዩ ኢዮም ከም ኵነታት ናይ ኣታዊታትኩም
ን ኣብነት ን2021 ዓምት ትምህረት መስልኩም ንምውሳድ፣ .ኣታዊታት ናይ 2019 ዓመት ትምህረት ዝወስድክሞመርመራ ተጌሮም ኣታዊታትኩም ይረኣዩ ከም ኵነታት ናትኩም ናብራ ይዕቀን ፤፣
ምፍላጡ ኣገዳሲ ፣ ዝበዝሕ ግዜ ብዕድመ ኢዩ ዝዕቀን ዕድመ እና ወሰኸ ክኽየድ ከሎ ምስኡ እቲ ገንዘብ ይውስኽ ፣ ካብ መበል 14 ዓመት በርዝደይ ናይ ደቕኹም\ኽን እቲ ቀንዲ ገንዘብ ኣግዳሲ ዝኾነ ገንዘብ ይጅምር እዚ ማለት እቲ ትወስድዎ ዓቐን ኣገዳሲ ኢዩ፤፣
ብድሕሪኡ ዝቅጽል
ላ ረትሮ ኣክቲቭ ደ ኣሊካሶን ፋማሊ, ንሕሉፍ ንመጻእን ብማዕረ ዝጸልው ሕጊ ሓገዝ ናይ ስድራቤት ክንብል ከለና እንታይ ማለት?
መጀመራያ ዑቕባ ዝሓተተልኩምሉ ግዜ ናብ ቤት ጽሕፈት ካፍ ሓገዝ ከም ትድልዩ ሓደ ዶሴCAF እንተ ኣኽቲኹም ፣እንተ ተምዝግብኩምን ሓገዝ ከም ትደልዩወረቐት ምስ ወስድኩም ናይ`ቲ መጀመርያ ግዜ ዝሓተትክም\ንኦ ተወሳኺ ገንዘብ ሓገዝ ክውሃበኩም ይኽእል፤፣
ስለ`ዚ ምስ ናትኩም ተሓጋገዝቲ ኣሲሳን ሶሻል ብዛዕባ እዚ ኣርእስቲ ንምዝራብ ኣብ ምሕታት ድሕር ክትብሉየብልኩምን፣
ካልእ ዓይነት ጥቕሚ ንስድራቤት ናይ ምህላው ተኽእሎ ኣሎ
ናይ ሓገዝ ገንዘብ ቀጻሊ ወርሓዊ ኣብ ሕሳብ ይወርዱ
•ሓገዝ ንመቀብሊ ንእሽተይ ቆልዓ ( ሕሳብ ቆልዓ ናይ ዝተወልደ ዝተኣሳሰርን መዕበይ ዝኸወንን …
oንሓድሽ ንቆልዓ መቀበሊ ዝጠቕሙ ፣
oመመላእታ ንስድራቤት ፣
oመመላእታ ንዝተፈላለዩ ዓይነት ዘድልዩ ነገራት ኣማራጺ
oመመላእታ ንዘድልዩ ዝተፈላለዩ ካልእ ዓይነት ኣማራጺ ብነጻ ፣
•ካልእ ተወስኸቲ ሓገዝ ፣ ምስ ናይ መንበሪ ገዛ ዝተኣሰሰሩ ሓገዝ ወይ ን ቆልዓ ናይ ስንክልና ጸገም ዘለዎ ንዝሓመመ፣ ከምኡ`ውን ንወለዲ ዝተነጸሉ ቤይኖም ኣብ ጽምዋ ዝነብሩ
ኣፒ ኤል ሓገዝ ናይ መንብሪ ገዛ፣
ሓገዝ ናይ ትምህርቲ ንቆልዓ ናይ ስንክልና ጸገም ዘለዎ\ዋ፤፣
ሓገዝ ድጋፍ ናይ ስድራቤት ፣
ሓገዝ ናይ መዓልታዊ ናብራ ንስድራቤት፣
ናይ ቆልዓ ኣብ ቤት ትምህርቲ ንምስታፍ ፣
ዝኽፈሉ ነገር ወይ ዝውሃቡ ሓገዝ ኣብ ወርሒ ሓንቲ ግዜ ኣብ ሕሳብ ኣካውንቲ ይወርዱ
•ክፍሊት ናይ ቆልዓ ዝተወልደ ወይ ክፍሊት ምንባይ ቆልዓ
•ምንቃል ናብ ካልእ ቦታ ንስድራቤት ብውሑድ ሰልስተ ኣቖልዑት ዘልውዎም ሓገዝ ምግባር ፣
ሓገዝ ናይ ቤት ትምህርቲ ምጅማር ፣
ምፍላጡ ኣገዳሲ ነገር ፣ መሰል ናይ ሓገዝ ግብኡና ኣብ ንምርካብ ዝያዳ ሓበሬታ ንምፍላጥ ኣብ ዌብ ሳይት ኢንተርነት ናይ ካፍ በዚ ዝስዕብ ሊንክ le site de la CAF.
ብምጥዋቕ ሓበሬታት ክንረክብ ንኽእል ፤፣