ምውሳእ ኣብ ትያትር ንምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Langue française pour l’hôtellerie et la restauration
ኣዳላዊ Langues Plurielles ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 joursኣብ ኢንዱስትሪ l'hôtellerie ወይ la restauration. ሆቴል ወይ ቤት መግቢ ስራሕ ንዝደልዩ ሰባት ዝኸውን ትያትርን atelier de théâtreፈረንሳዊ ወርክሾፕን እዩ።
እዚ ኣብ ሰሙን ሓንሳብ 1 ን ሰለስተ ሰዓትን ፈረቓን 3h30 ዝጸንሕ
ምፍላጡ ዘገድስ
ኣብ ሰሙን ን3 ሰዓታት ዝጸንሕ ዓውደ መጽናዕቲ ምስ ሓደ ወይ ሓንቲ ፈረንሳዊ መምህርን ሓደ ተዋሳኣይን ዝተሰነየ ኮይኑ፡ ንሳቶም ድማ ን Méthode Glottodrama®.ዝበሃል ኣገባባት ይጥቀሙ።
ፈረንሳ ብናይ ትያትር ሜላታት እውን ኣብቲ ስልጠና ይወሃብ።
ኣብ ሰሙን ን3 ሰዓታት ዝጸንሕ ዓውደ መጽናዕቲ ምስ ሓደ ወይ ሓንቲ ፈረንሳዊ መምህርን ሓደ ተዋሳኣይን ዝተሰነየ ኮይኑ፡ ንሳቶም ድማ ን Méthode Glottodrama®.ዝበሃል ኣገባባት ይጥቀሙ።
ፈረንሳ ብናይ ትያትር ሜላታት እውን ኣብቲ ስልጠና ይወሃብ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ናይ ዝቕጽል መደብ ናይ 2026 ካብ ወርሒ መጋቢት ክሳብ ሰነ ናይ ክካየድ እዩ።
ንምስታፍ ግድን ክማልኡ ዘለዎም ነገራት ፤
- ብሓፈሻ ክሳብ 29 ሰነ ኣብ ሰሙን ንስልጠና ድሉዋት ምዃን ።
- ኣብ ኢንዱስትሪ ሆቴል ወይ ቤት መግቢ ስራሕ እትፈትውዎ ምዃን
- ኣብ CIR ውዕል ዝፈረምኩም ምኳን ።
ንምስታፍ ግድን ክማልኡ ዘለዎም ነገራት ፤
- ብሓፈሻ ክሳብ 29 ሰነ ኣብ ሰሙን ንስልጠና ድሉዋት ምዃን ።
- ኣብ ኢንዱስትሪ ሆቴል ወይ ቤት መግቢ ስራሕ እትፈትውዎ ምዃን
- ኣብ CIR ውዕል ዝፈረምኩም ምኳን ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
2-4 Imp. du Cure, 75018 Paris, France
01 40 38 67 75
caroline.koclejda@langues-plurielles.fr
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
langues pluriellesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
issam boulekተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት