Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ተመሃሩ ቋንቋ ፈረንሳ ዲፕሎም ናይ DELF B1 ውሰዱ

ምስ ምስ Avec ENT-RE - Association Pierre Claver

ኣዳላዊ Association Pierre Claver , Fondation Vinci pour la Cité, OFII, Vinci, Leonard by Vinci, Association Pierre Claver, EDF, Generali, AXAኣቐድዲሙ ዝነበረ місяць тому

ምእንቲ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ 3 ወርሒ ምምሕያሽ ክትክእሉን፣ ኣብ ሰሙን 3 እዋን ካብ (9h-13 ወይ ካብ 10h30-15 ወይ 13h-17h) ) ሰዓታት ትክመሃሩን። ሓፈሻዊ ፍልጠትኩም ንምምሕያሽን ኣብ ምድላይ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምሕጋዝን ዝዓለመ እዩ ።

ኣብቲ መደባትና ድማ :

  • ኣብ ሰሙን 12 ሰዓታት ትምህርቲ እዚ ማለት (ፈረንሳውን ሓፈሻዊ ባህልን) ክእከውን እልነኮ
  • ዝስዕብ ካብ 1 ክሳብ 2 ሰዓታት ውልቃዊ ምኽሪ ምሃብ
  • ከምኡውን ርኽበት ሕብረተሰብ ፈረንሳን ንግዳዊ ዓለምን።
  • ህንጸት ሞያዊ ፕሮጀክትኩም ዝተሓሓዝ ምኽሪን ልዝብን ይህልወና DELF B1 2
  • መኣስ እዚ ጥራይ ምድላውን ምሕላፍን ዲፕሎማ DELF B1 መዝገባ ንበጻ ።
ናይ ፈረንሳን ሓፈሻዊ ባህልን Vinci ከምኡውን ወይ Generali. ዝበሃል ትካል ዝወሃቡ እዮም Vinci, AXA, FDJU ወይ Generali.ዝበሃሉ ትካላት

ኣዝዩ ኣገዳሲ
ኣብዚ ስልጠና ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም፤
- ዕድሜኹም ካብ 18 ክሳብ 30ዓመት እዩ።
- ደረጃ ብቅዓት ቋንቋ ፈረንሳ ድማ A2 ብጽሑፍን ብቃልን ክህልወኩም ኣለዎ
- ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ፣ ፓሪስን ከባቢኣን ነበርቲ ምዃን ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምእንቲ ምምሕያሽ በዚ ድማ ብጽሑፍን ብዘረባን ፈረንሳ ደረጃ ክትክእሉ
  • ምርካብ ዲፕሎማ DELFናይ B1 ናብ ዝለዓለ ደረጃ ትምህርቲ ብምስጋር ፣ ን መጻኢ ስራሕ ዝጠቕመኩም መደብ ከተሓሕዘኩም ይኽእል።

  • ምእንቲ ምፍላጥ ናይ ስራሕ ዓለምን ኣሰራሓን ማሕበራዊ ኮዳት: ሕግታት...
  • ከምኡውን ሕብረተሰብ ፈረንሳ ከመይ ከም ዝሰርሕ ምርዳእ: ህይወትን ባህልን ኣብ ፈረንሳ።

  • ሓደ ሰራሕተኛ ናይቲ ትካል Vinci, EDF ወይ Generali (ውልቃዊ መምህር ) ብዛዕባ ሞያዊ ዝንባለኹም ይመኽረኩም
  • ምእንቲ ፈረንሳውያን ኣዕሩኽ ንምፍጣርን ምስ ሰብ ሞያ ንምርኻብን ሓያሎ ዕድላት።

  • ኣብ መወዳእታ ናይቲ መደብ ናብ ኮርሳትና ናይ ምጽንባር ተኽእሎ: B2 ወይ ሞያዊ ስልጠና ወይ ንዕኡ ዝመሳሰል።

ከመይ ንገብሮ?

.1) ቅድመ ምዝገባ ቅጥዒ formulaire de pré-inscription ምምላእ ይግባእ

2) ኣቐዲምኩም እንተተመርጽኩም፡ ኣብ መጀመርታ ወርሒ መስከረም ኣብ ዞባ ፓሪስ ንዝካየድ ናይ ስልጥና መደብ ናይ ፓሪስ ንምስፋት ብኢመይል ክትዕደሙ ኢኹም።

ናይ ስልጠና ቦታ : እድራሻ እዚ ዝስዕብ እዩ

  • Adresses de la formation :
    ኣብ ፓሪስ Boulogne-Billancourt, Nanterre ወይ Saint-Denis
  • መደባትና : 3 ፍርቂ መዓልታቲ
  • እዋን : ካብ 21 መጋቢት 2026 ክሳብ 3 ለካቲት 2027
  • ምሕላፍ ናይ DELF B1 : ሓምለ 2027

Lieu d'accueil

2221 Bd de la Défense, 92000 Nanterre, France

6 Pl. du Colonel Bourgoin, 75012 Paris, France

93200 Saint-Denis, France

AXA, Terrasse de l'Arche, Parc Nord, 92000 Nanterre, France

Quai du Point du Jour, 92100 Boulogne-Billancourt, France

Chargement de la carte...

17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • priscille-ent.re-claverኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • l7ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • kaisተርጓሚ/ሚት
  • piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • anihተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • severovichተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles