ንምርካብ ናይ መንግስቲ ኣባይቲ፣ ፈለማ ኣብ AL'in ኣካውንት ምፍጣር ክትክእሉ
ኣዳላዊ AL’in.fr , Action Logementኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anAL'in ማሕበራዊ ኣባይቲ ዝደልዩ ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ምስ ዝርከቡ ቅድመ-ምድላዋት ምርካብ ዘራኽብ መርበብ ሓበሬታ እዩ።
ዕላምኡ ድማ ምሕሩይ ማሕበራዊ ኣባይቲ ንምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ ምሕጋዝ እዩ፣ ነዚ ንምግባር ድማ
- ፈለማ ውልቃዊ ኣካውንት ምፍጣር ይግብኣኩም
- በዚ ድማ ዝርከቡ ናይ ኣባይቲ ቅድመ-ምድላዋት ንርኣይን መመልከቲታት ምልኣኽን ዓቕሚ
- ፋይልኩም ብቐጥታ ናብቲ ማሕበራዊ ኣካራዪ ናይ ምልኣኽ ተኽእሎ ይህልወኩም።
ምፍል ጡ ዘገድስ
ኣብ AL'in ኣካውንት ንምፍጣር ድሮ ንማሕበራዊ ኣባይቲ ኣመልከትቲ ክትኮኑ ኣለኩም፤
- እዚ ንልዕሊ 10 ሰባት ዝሓቖፈ ብሕታዊ ትካል ሰራሕተኛታት ናይ እቲ ኣከባቢ
- ንልዕሊ 50 ሰባት ዝሰርሕሉ ዘለዎ ናይ ሕርሻ ትካል ሰራሕተኛታት ናይቲ ዞና
- ከምኡውን ንሰራሕተኛ ናይ ሓደ መንግስታዊ ትካል
- ብፍላይ ንመንእሰይ ሰራሕተኛታት ዝኾኑ
- መዓስ እዚ ጥራይ ንሞያዊ ምንቅስቓስ ኩነታት ዝርከብ ሰራሕተኛታት እውን
- ንኣብ ጥቓ መምሃሪ ወይ ስልጠና ዝወሃበሉ ቦታ ማሕበራዊ ኣባይቲ ዝደሊ ተማሃራይ ወይ ናይ ስራሕ ልምምድ ዝገብር ሰብ ምስ እትኾኑ ምምልካት ይከኣል።
ኣገዳሲ ሓበሬታ!
ምእንቲ ኣብ AL'in ናይ ማሕበራዊ ኣባይቲ ቅድመ-ምድላዋት ንምድላይ፡ እቲ ንማሕበራዊ ኣባይቲ ምስ ኣመልከትካ ዝረኸብካዮ ፍሉይ ክፍሊ ወይ ዞባዊ ቁጽሪ (NUD ወይ NUR) የድልየኩም እዩ ።
ምእንቲ ኣብ AL'in ናይ ማሕበራዊ ኣባይቲ ቅድመ-ምድላዋት ንምድላይ፡ እቲ ንማሕበራዊ ኣባይቲ ምስ ኣመልከትካ ዝረኸብካዮ ፍሉይ ክፍሊ ወይ ዞባዊ ቁጽሪ (NUD ወይ NUR) የድልየኩም እዩ ።
> ንዝያዳ ሓበሬታ እቲ Réfugiés.info ዝብል ወረቐት ምውካስ ይከኣል ኣብ "Demander un logement social"
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
21 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
a mugnier
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
a.banerjeeተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት