ምዕጃብ፣ ንጥፈታት ግበርን ብውልቂ ተዓጂብካ ምኻድን እዩ።
ምስ ምስ Le parrainage et le mentorat de proximité
ኣዳላዊ Parrains Par Mille ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуኣብ እዚ መደብ እዚ መንጎ ወለንተኛን መንእሰይ ወይ ቆልዓን ዝግበር ርክብ፡ ኣብ ወርሒ ካብ 1 ክሳብ 2 ኣኼባታት፡ ርእሰ ተኣማንነት ንምምላስን ምስ ሓደስቲ ሰባት ንምርኻብን ዝግበር ርክቡ።
እቲ ሰብ ግዜ ዘሕልፍን ዝሕግዝን ምኽሪ ዝህብን ዘተኣማምን ሰብ እዩ።
2 መደባት ናይ ተኽእሎ ኣሎ፤
1. ስፖንሰርሺፕ Le parrainage
ስሩዕ ኣኼባታትን ንጥፈታትን : ምግቢ ምብሳል፣ ምስኣል፣ ምጉዓዝ፣ ኩዕሶ ሰኪዔት ምጽዋት፣ ብሽክለታ ምዝዋር፣ ፊልም ምርኣይ፣ ናይ ሰሌዳ ጸወታ ምጽዋት፣ ምንባብ፣ መሳርሒ ሙዚቃ ምጽዋት፣ ምርኢት ምብጻሕ፣ ናብ ቤተ መዘክር ምኻድ.. .
ምፍላጡ ዘገድስ!
ንውሓት ግዜ፡ 1 ዓመት (ዝወሓደ)
ዕድመ፡ ካብ 3 ክሳብ 25 ዓመት
2. ምኽሪ ምሃብ
ፍሉይን ግቡእን ዕላማ ንምዕዋት ምሕጋዝ : ሲቪን ናይ መሸፈኒ ደብዳቤን ምጽሓፍ፣ ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ምድላው፣ ፈተና ወይ ውድድር ምሕላፍ፣ ምምሕዳራዊ ኣገባብ ምውሳድ፣ መሰላት ምርዳእ፣ ሓድሽ ስራሕ ምጅማር፣ ኣብ ስፖርታዊ ውድድር ምዕዋት ...ወዘተ
ምፍላጡ ዘገድስ!
ንውሓት ግዜ፡ 6 ወርሒ
ዕድመ፡ ካብ 14 ክሳብ 25 ዓመት
ንውሓት ግዜ፡ 6 ወርሒ
ዕድመ፡ ካብ 14 ክሳብ 25 ዓመት
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
31 Rue Planchat, 75020 Paris, France
01 40 02 02 05
info@ppm-asso.org
Chargement de la carte...
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስራሕ
ቤት ጽሕፈታት
ምምሃር ኣብ ነጻ ግዜኹም
ምንጣፍ ኣብ ባህላዊ መደባት
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
ምፍላጥ ባህሊ ፈረንሳይ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
parrains par milleኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
cathyw99ተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
naghamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
pierrecተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
mara-charlieተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት