ምምሃር ንስራሕ ዝኸውን ሞያ ክስልጠና
ምስ ምስ Projet Projet Lotus - Humando Insertion
ኣዳላዊ Humando ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці томуእዚ ሞያዊ ስልጠና እዚ ንስደተኛታት፣ ተጠቀምቲ ንኡሳን ሓለዋን ሃገር ዘይብሎም ዝኾኑ ሰባትን፣ ኣሞ ኻኣ ኣብ ፈረንሳ ዝነበሩ
- ናይ 3 ወርሒ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
- ኣብ ሓደ ህንጻ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ንምሃብ ዝዓለመ እዩ
እቲ ዕላማ ብቐጥታ ናብ ዓለም ስራሕ ንምእታው ሞያ ምምሃር ኮይኑ።
ኣብነታት ሞያታት፡ ሓራዲ፡ ተሓጋጋዚ ኣሰላፊ መግቢ፡ ሰራሕ እምኒ፡ ሰራሕተኛ ፎርም፡ ብዙሕ ክእለት ዘለዎ ሰራሕተኛ ወዘተ ይምልምል።
ምፍላጡ ዘገድስ!
ተቐባልነት እንተረኺብካ፡ ኣብ ወርሒ €1,426 ጽሩይ ኣታዊ ፣ ከምኡ ውን ከምኡውን ተወሳኺ ሞቕሽሽ፣ ወይ ፕሪም ዝበሃል ናይ ምርካብ ተኽእሎ ኣለዎ።
ተቐባልነት እንተረኺብካ፡ ኣብ ወርሒ €1,426 ጽሩይ ኣታዊ ፣ ከምኡ ውን ከምኡውን ተወሳኺ ሞቕሽሽ፣ ወይ ፕሪም ዝበሃል ናይ ምርካብ ተኽእሎ ኣለዎ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሕዳር
ፈረንሳይ
ስራሕ
ኣብ ናይ ህንጻ"BTP" ሞያ ስልጠና ምርካብ፣
ኣብ ኢንዱስትሪን ሎጅስቲክን ስልጠና ምርካብ፣
ምርካብ ሓበሬታ ኣብ ግድጊ
ምርካብ ስልጠና ኣብ ስርሓት ጽሬት
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስራሕ ምርካብ፣
ምክፋል ስራሕን ስልጠናን ዘዛነቐ መደብ
ስልጠናታት ውሰድ፣
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
lotus-humandoተርጓሚ/ሚት
djedoተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
duliepaolenaተርጓሚ/ሚት
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
nomanተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት