ምፍላጥ ብኸመይ Réfugiés.info ኣፕሊኬሽን ብ ኸመይ ከም ንጥቀመሉ?
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansኣብ ፈረንሳ ንዝርከቡ ኣብ ትሕቲ ቁዕባ ዘለዉ ሰባትኣገልግሎት ዝተወፈየ Réfugiés.info ኣፕሊኬሽን ናይ ምጥቃም ዕድል ርኸቡ !
እብ ብ ነጻ እክጥቀመሉ ብ 8 ቋንቋታት ዝተተርጎመን ፣ ዘተኣማምንን ብስሩዕ ዝመሓየሽን ሓበሬታ ንምርካብ መወከሲ ንምርካብ ዘኽእል እዩ።
እቶም ኣገልግሎት ዝወሃበሎ ቋንቋታት ፈረንሳ፣ ዩክሬን፣ ፋርስ/ዳሪ፣ ዓረብኛ፣ እንግሊዝኛ፣ ፓሽቶ፣ ሩስያ፣ ትግርኛ እዮም።
እቲ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ፍሉጣርን ኣገደስቲ ሓበሬትታ ንምርዳእ ቀሊልን እዩ: ን ኣብነት ከም ኣብ CAF ተመዝገብ: ኣብ ፈረንሳ ተማሃር: ቫይታል ካርድካ ውሰድ ወዘተ።
እዚ ኣብ ጥቓኹም ዘለዉ ናይ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ዝህባ ማሕበራትን ንጥፈታትን እውን ክትረክብ ኢኻ : ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ፡ ሞያ ንምምሃር ስልጠና ወዘተ ንምርካብ ዘኽለኩም እዩ ።
👉 ኣብዚ ብምጥዋቕ ኣፕሊኬሽን ብሓጸርቲ ዝተተርጎሙ ቪድዮታት ምርካብ ይከኣል ።
ብልጫታት ናይቲ ኣፕሊኬሽን :
- ብ8 ቋንቋታት ሓበሬታ ይርከብ።
- ነቲ ብቐጥታ ብቋንቋኹም ስምዕዎ
- እቶም ኣዝዮም ጠቐምቲ ዝኾኑ ፋይላት ኣብ ዝፈትውዎም ዓቅብዎም ወይ ሴይቭ በልዎም
- እንተደኣ ክመሓየሽ ከሎ ወይ ሓደስቲ ዝርዝር ክመጽእ እንለሎ መፍለጢ ምቕባል ከኣሉ
- ዝጠቐቕምኹም ፋይላት ብቐሊሉ ሼር ግበሩ
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
19 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
djedoተርጓሚ/ሚት
cathyw99ተርጓሚ/ሚት
a.banerjeeተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት