ምምዝጋብ ኣብ ፖል ኣምፕልዋ Pôle Emploi
እንታይ ኢዩ?
Pôle Emploi ፖለምፕልዋ፣ ስራሕ ንምርካብ ሓደ ስልጠና ንምንዳይን ፣ ከምኡ ውን ስራሕ ዘውህቡ ሓድሽ ሞያ ንምክዕባትን ይሕግዝ።
እዚ ህዝባዊ ትካል ኣብ ውልቃዊ ድሌት ስተሞርኮሰን ምኽሪን ሓበሬታን እውን ይህብ.
Pôle Emploi ከምኡ እውን ፖለምፕልዋ፣ ሓድሽ ሞያ እትቐስሙ ስልጠና ወይ stage ምስ ዝህባ ትካላት እውን ኣቋሪኑ ከስርሓኩም ይኽእል።
!
ምፍላጡ ዝገድስ
ኣብ Pôle Emploi ፣ ን ኽትምዝገቡ፣ ምስእትደልዩ፣ ወረቐት ናይ መንበሪ ክህልወኩም ይግባእ
U nብ ፖልምፕምዋ ምስ እትምዝገቡ ፣ እዚ ዝስዕብ መኽሰባት ኣለኩም :
- ሓደ ነጻ ዝኾነ ኣጋልግሎት ኣብ de Pôle emploi ፖለምፕልዋ ትረኽቡ
- ሓደ ሓደ ናይ ምስናይ ኣገልግሎት ከከም ወረቐትኹምን ውልቃዊ መደብኩምን ዝተመርኮሰ ትረኽቡ
- ከምኡ ውን "allocation" (= ማለይ ናት ገንዘብ ሓገዝ ) si les conditions pour les recevoir sont remplies. ን ኣብነት እንተደኣ 6 ኣዋርሕ ምስ እትሰርሑ (= 130 መዓልታት ወይ 910 ሰዓታት) ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ኣዋርሕ ናይ ምውዳእ ስራሕኩም ናይ l'Allocation de Retour à l'Emploi (ARE). መሰል ኣለኩም። ወዘተ
ንመን ኢዩ ፧
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ብኸመይ ይኸውን
እንተደኣ ናይ ፖለምፕልዋ ምዝገባ ዝግበኩም ኮይኑ፣ ፈትኑ
እንተደኣ ን ገለ ኩነታት እተማልኡ ኴይንኩም : ኣብ ፖለምፕልዋ ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም
- እንተደኣ ደላዪ ስራሕ ኮይኑ ;
- ኣብ እትሰርሓሉ ዕድመ ምብጻሕ (ድሕሪ 16 ዓመት) ;
- ናይ ምስራሕ ኣካላዊ ብቕዓት እንተለኩም ;
- ኣብ ፈረንሳ እትነብሩ ከም እትኾኑ መረጋገጺ እንተለኩም.
ነቶም ኣብ ወጻእ ሃገር ስዘርሑ ሓደ ፍሉይ መመዝገቢ ቀጥዒ ኣብ ፈረንሳ ኣለዎም፣ ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ተወከሱ cette page internet.
እብ ኢንተርኔት ተመዝገቡ
ኣብ ኦን ላይን ብ ቴለፎንኩም ወይ ኮምፑተርኩም . ኣቢልኩም ተመዝገቡ
ኣብዚ ሊንክ መ ከድኩምz sur la page d'accueil de Pôle emploi, ብምጥዋቕ"M'inscrire/ Me réinscrire".እሞ ጠውቑ
- እንደገና "Je commence". ድገሙ
- ሓደ simulation ወይ ፈተነ ግበሩ ኣብ ኦን ላይን ብምምዝጋብ
- ን ዝግምልከተኩም ምስ ጠወቕኩም "Valider". ምግባር ኣይትረስዑ
- እቲ ዝሕተት ዶክሜንታት ምስ መላእ ኩም ኣብቲ "Suivant". ዝብል ጠውቑ
- ኣብ መወዳእታ ኣብ፣ ኣብቲ "Démarrer l’inscription". ብምእታው ተመዝገቡ
ምፍላጡ ዘገድስ
እንተደኣ ብ ኢንተርነት ክትምዝገቡ ዘይክኢልኩም ፣ ናብቲ ቦታ ብቐጥታ ምኻድ ይከኣ እዩ። ኣብዚ ብምጥቃቕ ድማ ፣ ኣብ ኣከባቢኹም ዘለዉ ወኪላት ኣድራሽኦም ፍለጡ Trouvez l’agence Pôle Emploi la plus proche de chez vous እቶም ወኪላትና ድማ እብ ምምዝጋብ ክሕግዝኹም እዮም
ናይ ግላዊ ህይወትኩም ዝርዝር ሓበሬታት ምልኡ
ድሕሪኡ rእዚ ዝስዕብ ዝርዝር ምልኡ
- ምሉእ ስም ,
- ዕለትን ቦታን ልደት,
- ኣድራሻኹም
- ኩናታት ቤተሰብኩም
- ቁጽሪ ናይ ሰኩሪቲ ሶሻል ማለት ኣብ ካድር ናይ ቪታል ዘሎ
- ቴለፎንኩም
- ኢመይል
ብድሕሪኡ፣ ምስ ፖለምፕልዋ እትራኸብሉ መገድታት ምረጹ።
→ እንተደኣ “oui, j’accepte”, ኢልኩም መሊስኩም ኢመይል evotre espace personnel ናይ Pôle Emploi ጥራይ ትራኸቡ
→ እንተደኣ “non, je n’accepte pas”,ኢልኩም መሊስኩም ድማ እንተላይ ብ ደብዳቤን espace personnel ናይ Pôle Emploi. ናይ ምርኻብ ዕድል ኣለኩም
ሓደ ኣካውንትን ኮድን ክፈቱ
ኣብዚ ፣ ናይ ገዛእ ርእስኹም ሕሳብ ምስ ፖልምፕፕልዋ ዘራኽበኩም ክፈቱ Pôle Emploi :
- ምረጹ "nom d'utilisateur" (ን ኣብነት ፣ ስምኩም፣ votre ወይ ኢመይልኩም).
- ሽዑ "mot de passe" ኮድ (ብውሑዱ 8 ፊደላት ሕርጺታትን ቁጽርታትን ዘለዎ)
እዚ ድማ ነቲ ናይ ገዛእርእስኹም፣ ሕሳብ ንመኽፈቲ ፣ ርክብ ምስ ፖለምፕልዋ ንኽህልዋኩም ዘኽእል እዩ።
i
ክፍለጥ ዘለዎ
:ተጠንቀቑ! እይትረስዕዎ ኢኹም እቲ ኩል ምሉ። ኣብ ቴለፎንኩም ወይ ኣብ ኮምፑተርኩም ወይ እውን ኣብ ሓደ ወረቐት ን ምምዝጋቡ እውን ድሕር ኣይትበሉ።
ሽዑ ምምዝጋብኩም ዛዝሙ
ን ምዝዛም ምዝገባኹም ነቲ "Motif d'inscription"ዝብል ምልእዎ
ን ኩሎም ሕቶታት ከከም ኩናትትኩም መልስዎም።
ምእንቲ እቲ ጠለብኩም ን ኽዛዘም ድማ፣ ሓደ መዓልቲ ናብ ፖለምፕልዋ ቆጸራ ሕዙ፣
i
እቲ ቆደራ፣ እዚ ግዴታዊ ቆጸራ እዩ
ሓንሳብ ምስ ተመዝገብኩም ፣ identifiant Pôle Emploi (ካብቲ ናይ ኢንተርኑአት መጠቀሚ ፍልይ ዝበለ ቁጽሪ ክወሃበኩም እዩ ).እሱ ድማ ብ 7 ቁጽርታትን 1 ፊደልን ዝቖመ እዩ።
እዚ numéro unique à conserver ፍሉይ ቁጽሪ ዓቅብዎ፣ .ኣብ ሓደ ሓደ እዋን ን ኣብነት ኣብ እዋን፣ ስልጠናን ካልእን ክትሕተትዎ ትኽእሉ ኢኹም
ኣብ ነይ ውልቃዊ ሓሳብኩም ፣ እተዉ
ድሕሪ ኣብ ፖለምፕልዋ ምምዝጋብኩም፣ ኣብ ኦንላይን እዞም ዝስዕቡ ተኸቲልኩም ክፈቱ
- ኣብ sur le site de Pôle Emploi እተዉ
- ነቲ "Connexion", ዝብል ተውቕዎ
- ኣብ "Candidat", ዝብል እተዉ
- እቲ ስም ናይ ሕሳብኩምን ኣብ እዋን ምዝገባ ዘእተኹሞ፣ (ኣብ እዋን ምዝገባ ዘእተኹሞ፣ )ተቐቐሙ፣ ቅድሚኡ ግን ናይ ኮድ ፖስታል መንገሪኹም ክሓተኩም እዩ
- ደሓር ኣብ , ዝብል ተውቑ "Se connecter".
!
ምፍላጡ ዘገድስ፣
ከምኡ እውን ኣብ FranceConnect, en utilisant un ኣንተደኣ ሓሳብ ኣለኩም (ብ ናይ impôts ወይ ናይ de l'assurance maladie ብምግባር ክትኣትዉ ትኽእሉ ኢኹም).
> ንዝያዳ ሓበሬታ : la fiche Réfugiés.info "Se connecter à un site avec FranceConnect". ፍረንች ኣንፎ ተወከሱ
ብ ድሕሪ እዚ ኣብ ናይ ውልቂ ሓሳብኩም tre ናይ ውልቂ ሓሳብኩም ኣብ espace Pôle Emploi : ብምእታው
- ኣብቲ "Ma recherche d'emploi", ዝብል toutes vos candidatures aዝብል ምስ ረኸብኩም ፣ ኣብ parcours de formation, ዝብል ብምጥዋቕ
- ድሕሪኡ "Mon dossier demandeur d'emploi" ከምኡ ውን ኣብትቲ l"Mes échanges avec Pôle Emploi", ዝብል coordonnées de votre conseiller ብምጥዋቕ ፣ ምስ ኣማኻሪ ስራሕ ንምርኻብ ትኻሉ፣ ከማኡ እውን ኣገዳሲ ዝኾነ ዶኩመንት Pôle Emploi.ናብ ፖለምፕልዋ ክትሰዱልና ትኽእሉ ኢኹም።
ናብቲ ናይ መጀመርታ ኣኼባኻ ፖል ኤምፕሎይ ኪድ
ኣብ እዋን ምዝገባኹም፡ ንመጀመርታ ቆጸራ ዝኸውን ዕለት መሪጽኩም።
ናይ ዕድመ ደብዳበ ከነቕርበልኩም ኢና። እዚ ቆጸራ ኣዝዩ ኣገዳስን ግዴታውን ’ ዩ።
ቅድሚ ናብ Pôle emploi ምኻድካ ነዞም ሰነዳት ክትእክቡ ኣለኩም
- መንነት ወረቐት ወይ ፓስፖርት፤
- ቅብሊት ወይ መንበሪ ፍቓድ፤
- ናይ ክራይ ቅብሊት፣ ናይ ኤሌክትሪክ ወይ ናይ መሬት ስልኪ ሕሳብ፤
- ቁጽሪ ማሕበራዊ ድሕነት (Vitale card) ወይ PUMA/ CSS ምስክር ወረቐት፤
- ናይ ኣስራሒ ምስክር ወረቐት፣ ናይ ስራሕ ምስክር ወረቐት ወይ ናይ ክፍሊት ስሊፕ፤
- RIB (Bank Identity Statement) መሰል እንተሃልዩካ ገንዘባዊ ሓገዝ ክትረክብ፤
- ሲቪ (Curriculum Vitae)፡ ሓደ ከተዳሉ ኣትሪርና ይምከር።
Pôle emploi ጽቡቕ ሲቪ ንምስራሕ des conseils et des outils pour ምኽርን መሳርሕታትን ይህብ።
ኣብዚ ቆጸራ እዚ፡ እቲ ኣማኻሪ ብዛዕባ መንነትካ፡ ተመኩሮኻን ስራሕ ምድላይካን ሕቶታት ክሓተካ እዩ። በዚ ሓበሬታ እዚ "Personalized Employment Access Project (PPAE)" ማለት ሞያዊ ፕሮጀክትካን ክሳብ ዝቕጽል ቆጸራ ዘለካ ስጉምትታትን ክሃንጽ እዩ። ምስ ኩነታትካ ዝሰማማዕ መፍትሒታት ክሕብር እዩ።
እዚ ቆጸራ እዚ ፈተና ወይ ፈተና ኣይኮነን። እቲ ኣማኻሪ ብዛዕባኻን ብዛዕባ መደብ ሞያኻን ዝያዳ ክፈልጥ ጥራይ እዩ ዝደሊ።
! ጽቡቕ ምፍላጥ :
ኣብቲ ቆጸራኹም ዝወሰድኩምላ መዓልቲ እንተዘይተረኺብኩም፡ ንPôle Emploi ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም፤
- ብስልኪ 3949 ብምድዋል (ነጻ ኣገልግሎት + ናይ ከባቢ ጻውዒት ዋጋ)፤
- ብፖስታ ፤
- ወይ ኣብ ቤት ጽሕፈትና ብምርካብ de votre agence. ናይቲ ትካልኩም ብምኻድ።
ብድሕሪኡ ዝቅጽል
ውዕልና ኩሉ ግዜ ወርሓዊ ከንሕድስ ይግባእ
ድሕሪ ፣ ኣብ “s’actualiser” ነፍሲ ወከፍወርሒ ኣብ Pôle Emploi. ክትገሩ ይግባእ።
እዚ ማለት ኣብቲ ስራሕ ኣብ ምድላይ ከም ዘለኹም ፣ ወይ ከም ዝረኸብኩም ይሕብር።
እዚ ማለት፣ ኩሉ ዓይነት ስርሓታዊ ንጥፈታትኩም፣ኣብቲ ወትሒ እቲ፣ ማለት (ቀዋሚ ይኹን CDD, CDI,ወይ ግዝያዊ፣ ወይ እውን ናይ ውልቂ...) ኣመዝግብዎ
ኣክችዋላይጊዝሽን ወይ መዝገባ ፣ በዚ ዝስዕብ ኣገባብ ክካየድ ይኽእል። :
- ኣብ ኦን ላይን pole-emploi.fr,
- ኣብ ኣፕሎኬሽን "Mon espace",
- ብ ቴለፎን ናብ 3949,ብምድዋል
- ወይ ኣብ ቤት ጽሕፈትና ብምኻድ ድካብ ኣባላትና ሓገዝ ብምሕታት።!
ምፍላጡ ዝገድስ
ኩሎም ተመዝገብቲ ፖለምፕልዋ፣ ቅድሚ ዕለት 15 ናይ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ኣክችዋላኢዛሽን ፣ ወይ ምንጋር ወይ ምሕባር ኩነታት ክገብሩ ኣለዎም።
ምስ ኣማኸርትኹም ተዘራረቡ
ድሕሪ ናይ መጀመርያ ምስ ኣማኸርቱም ምዝርራብካ፣ ብደብዳቤ ወይ ብኢመይል ካልእ ቆጸራ ቀጻሊ ክግበረለካ ኢዩ፤
ምፍላጡ ኣገዳሲ ነጥቢ ፣ ኩሉ ግዜ ቆጸራ ናይ ፖል ኣምፕልዋ ግዴታ ኢዩ፤፥
ዘይጥዕመኩም እንተኾይኑን ብዝተኻኣለ መጠን, ቅድሚ ቆጸራ ንፖል ኣምፕልዋ ቆጸራ ንምቅያር ክትሕብሩ ኣለኩም
ከም ኡውን ዝኾነ ዓይነት ሕቶ ምስ ዝህልወካን ናትካ ኣማኻ ቆጸራ ብምሓዝ ምሕታት ይከኣኣል፣
ኣብ ቆጸራ ጠቅላላ እንተ ዘይተረኽብኩም ወይ( ኣብ ቆጸራ እንተ ዘይክድኩም )
ኣብ ቆጸራ ምስ ዘይትረከቡ
•ኣብ ቆጸራ ብዘይ ሓደ ብቁዕ ምኽንያት ምስ ዘይትኸዱ
- ኣብ ፎርማሲዮን ናይ ግዴታ ምስ ዘይትኸዱ
- ፖል ኣምፕልዋ ዝሓተቶ ምስ ዘይተማል ወይ ዘይትምልሱ\ሳ
- ሓደ ደብዳቤ ምኽንያት ዘይምጽ ክል ኣኸኩም ኢዩ፣ ነዚ ነገር ምኽንያት ዘይመምጽኹም ሓደ ቅኑዕ ዝኾነ መልሲ ከተቅርቡ ኣለኩም፣ መልሲ ብደብዳቤ ወይ ምስ ናትካኣማኻሪ ቆጸራ ብምሓዝ፤፣
ምፍላጡ ኣገዳሲ ነጥቢ ፣
ቆጸራ ምስ ዝስረዝ ኣብ ኣግልግሎት ናይ ፖል ኣምፕልዋ ዝኾነ ዓይነት ሓገዝ ክትረከቡ ኣይክኣልን
ምኽንያቱ ናይ ቆጸራ ሕጊ ስለ-ዘይኽበርኩም መቕጽዓቲ ኣብ ቆጸራ ዘይምርካብ ብካ 15 መዓልቲ ክሳብ 12 ኣዋርሕ ክኸወን ይኽእል፣ is en fonction du motif.
• መቕጽዓቲ ካብ 15 መዓልቲ ክሳብ 6 ወርሒ እንተ ኮይኑ መሰላስል ናይ ምስላጥ ክቃለል ይኽእል ኢዩ. ድሕሪ ናይ ገደብ ግዜ ምምዝጋብ ጥራሕ ኢዩ ዘድሊ ፣
•ካብ 6 ወርሒ ንላዕሊ እንተ ኮይኑ ግን ምስ ኣማከርትኹም ቆጸራ ምሓዝ ከደሊ ኢዩ፤፣
ብጠቕላላ ዘይተመዝገቡ እንተ ወይ (ኣክችዋሊዘ ምግባር ወርሓዊ ዴክላረ እንተ ረስዕካ’ኪ)
ዝተመዝገብካ እንተ ኮንካንኩም
•ቅድሚ ዕለት 15 ናይ ኵሉ ወርሒ ዴክላረ ምግባር ወይ ኣክችዋሊዘ ምግባር እንተ ረስዕካ፤፣
•ካርት ሰጁር ወይ ረስፕሲ እንተ ወዲቑ እንተ ሓሊፉ ፣ ሞ ከኣ ሓድሽ ካርት ሰጁር ወይ ረስፕሲ ዘይምጻኻ እንተ ኮንካ
ከም ደላይ ስራሕ ወይ ሓታቲ እንተ ዘይተመዝግብካ ሓደ ደብዳቤ ክልኣኸካ ኢዩ ብዛዕባ ኵነታት ዝገልጽ
ኣገባብ ናይ ምዝገባ crire :
- ኣብዚ sur le site
- ኣብ ቤት ጽሕፈት ፖለምፕልዋ ን ብምኻድ
- ወይ ብምድዋል le 39 49 ጉዳይኩም ኣስተኻኽሉ
ሳብስክራይብ ተገይርኩም እንተኾይንኩም (ኣፕዴት ምግባር ረሲዕኩም)
ሳብስክራይብ ዝገደፍካ እንተኾይኑ፤
- ቅድሚ 15 ወርሒ update ምግባር ረሲዕካ።
- እቲ ዝሃብካዮ ናይ መንበሪ ካርድ ወይ ቅብሊት ግዜኡ ስለዝሓለፈ ነቲ ሓድሽ ካርድ ወይ ቅብሊት ኣይሰደድካዮን።
ድሕሪ ሕጂ ከም "ደላዪ ስራሕ" ተመዝጊብካ ስለዘይኮንካ ነቲ ኩነታት ዝገልጽ ደብዳበ ይመጸካ።
ዳግማይ ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም፤
- ናብ ውልቃዊ ቦታኻ ብምኻድ ;
- ናብ ሓደ ፖል ኢምፕሎይ ዝበሃል ትካል ብምኻድ ;
- ብ 3949 ብምድዋል .