ምስራሕ ኣብ ናይ ክሽነን ስራሕን ናይ ስራሕ-ንዓውደ መጽናዕቲ ምግባር ምግባር
ምስ ምስ L'école des cuistots migrateurs
ኣዳላዊ L'Ecole des Cuistots Migrateurs ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуናይ 11 ኣዋርሕ ኮርስ ተሕጋግዚ ኮሚስ ሼፍ commis de cuisine ንምዃን ምስ፤
- ቅድም ቀዳድም ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃርን ንዲፕሎማ ፈረንሳ ንምድላውን ስልጠና ፈረንሳ
- ኣሰራርሓ መግቢ፣ ሜላታት ምብሳል ንምፍላጥን ናይ ኮሚስ ሼፍ ዲፕሎማ ንምርካብን ናይ ምብሳል ስልጠና
- ን ኣብ ቤት መግቢ ከም ሰራሕተኛ ንምዃን ናይ ልምምድ ውዕል (ስራሕ-መጽናዕቲ ) ምርካብ
- ናይ ውልቂ ትምህርቲ : ኣጠቓቕማ ዲጂታል ቴክኖሎጂ፣ ህንፀት ናይቲ ሞያዊ ፕሮጀክት
- ማሕበራውን ሞያውን ደገፍ ካብ ናይ ሓባር ጉጅለ ኣገባብ ዝምህር ቤት ትምህርቲ ምስታፍ።
ምፍላጡ ዘገድስ!
ን11 ኣዋርሕ እቲ ህርመት፡ 1 ሰሙን ኣብ ቤት ትምህርቲ፡ 3 ሰሙን ኣብ ቤት መግቢ እዩ።
ን11 ኣዋርሕ እቲ ህርመት፡ 1 ሰሙን ኣብ ቤት ትምህርቲ፡ 3 ሰሙን ኣብ ቤት መግቢ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ምምሕዳር
ስራሕ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ስራሕ ምርካብ፣
ምክፋል ስራሕን ስልጠናን ዘዛነቐ መደብ
ምርካብ ሞያዊ ስልጠና ናይ ምኽሻን
18 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
luigiምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
l'ecole des cuistots migrateursኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
cathyw99ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
sahraተርጓሚ/ሚት
laulau-25ተርጓሚ/ሚት
naghamተርጓሚ/ሚት
bklxhተርጓሚ/ሚት
piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anihተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት