ምድላው ፣ ምስልጣንን ንስራሕ ኣብ ሆስፒታል ኣብ ኤለትሪክ
ምስ ምስ La prépa métiers Habitat & Humanisme Urgence
ኣዳላዊ Habitat et Humanisme , Langues Pluriellesኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуኣብ ሞያ - ናይ ኤልትሪክ ስልጠና ምርካብ
እዚ ን ወረቐት ዘለዎም ሰባት ኣብ Île-de-France ትነብርን ኣብ ሞያ ኤልትሪክ ክትስልጥኑ ትደልዩ ...ምስ እትኾኑን
ካብ 20 ግንቦት ጀሚሩ ንሞያታት ኤልክትሪክ ( la Fondation Legrand et l’Ecole Gustave !) ዝቕጽል ምድላውና ተጸንበሩ!
እዚ መደብ እንታይ እዩ ?
Habitat et Humanisme Urgence ሰሙናት መጋቢት ጀሚሩ ን ምድህሳስ ሞያ ኤልክትሪክ ንምልላይ ይዕድመኩም!
- 96 ሰዓታት ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ፈረንሳ
- ናይ ብዛዕባ ስራሕ፣ ስልጠናን ሞያዊ ውህደትን ምድላው።
- ናይ ምስራሕ ልምምድ ኣብ ቤት ትምህርቲ l’Ecole Gustave ... ምክያድ
- ምስተን ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ተማሃሮ ዝቖጽሩ መሻርኽቲ ኩባንያታት ሌግራንድ ፋውንዴሽን ዕርክነት ስራሕ ምፍጣር!
ንዝበለጸ ሓበሬታ ኣብ ሓባራዊ ምሃብ ሓበሬታ ምስ እትደልዩ
- ሰኑይ 6 ሰነ ሰዓት 10h30
- ሰሉስ 7 ሰነ ኣብ 10h30
A l'adresse suivante : urgence.prepametiers@habitat-humanisme.org
ኣገዳሲ ሓበሬታ !
ኣብ እቲ መደብ ናይ ፈተነ ምስታፍ ነጻን ኮይኑ ክፍሊት ዘይብሉ ምዃኑ ፍለጡ
ኣብ እቲ መደብ ናይ ፈተነ ምስታፍ ነጻን ኮይኑ ክፍሊት ዘይብሉ ምዃኑ ፍለጡ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ስራሕ
ፈረንሳይ
ስራሕ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
meryem lakchiniተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
thrasosኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ