ኣገደቲ ሓበሬታ
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ኣበይ ?
ምቅያር ምምርሒ ፍቃድ ምዝዋር መኪና
እንታዩ’ዩ ?
ናይ መበቆል ሃገር ወይ ወይ (እቲ ሰብ ዝመጻሉ ካልእ ሃገር )፣ ንዝነበረና፣ መምርሒ ፍቃድ ፣ ኣብ ሃገረ ፈረንሳ ክትዘውርረሉ ምስ እንደሊ፣ ፣ፈለማ ናብ ናይ ሃገረ ፈረንሳ መምርሒ ፍቃድ ግድን ፣ ክንቕይሮ nay gdn Ayu ።
ካብ ሕብረt ኢሮፓ ወጻኢ ሃገር እንተ ኮይኑ ፣ ንኽትቕይርዎ ፣ ኣብ ሃገረ ፈረንሳይምንባር ካብ ዝጀመርክምሉ ኣብ ሓደ ዓመት ክኸውን ኣለዎ
! ምፍላጡ ኣገዳሲ!
(እንተደኣ ስደተኛታት ወይ እውን ዑቕባ ዝተዋህበኩም ኴንኩም) ካብቲ ናይ l'OFPRA ውሳኔ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ናይ ንኽቅየር ናይ ምሕታት መሰል ኣለኩም
ከመይ ንገብሮ?
መምርሒ ፍቃድ ክትቅይር ምስ ዝድለ፣ እዞም ዝስዕቡ ኩነታት ከነመልእ ኣሎና።
•ብቁዕ ወግዓዊነት ዝተላበሰ ወይ ወግዓዊ ሰነድ ክህልወኩም ኣለዎ
• እታ ፍቓድ ዝሃበትኩም ሃገር፣ ምስ ፈረንሳ ስምምዕ ምቕያር ፍቓድ ክህልወን ኣለዎ። ናይተን ሃገራት ዝርዝር ድማ ኣብዚ ዝስዕብ ሊንክ ብምጥዋቅ ክንረክብ ንኽእል ici .
- ቅድሚ ፈረንሳ ፣ ካብታ እትነብሩላ ዝነበርኩም ሃገር፣ ብሕጋዊ መስርሕ ዝተዋህበ ፍቓድ ክኸውን ይግባእ።
> ንዝያዳ ሓበሬታ ካብ Réfugiés.info "Obtenir la traduction officielle d'un document" ክንፈልጦ ዘሎና!
ምፍላጡ ኣገዳሲ
ነዞም ቅጥዕታት ምስ ዘይነማልእ፣ መምርሒ ፍቃድ ናይ ፈረንሳ ንክንረክብ ግድን ብ ፈተና ክንሓልፍ ኣሎና። ነዚ ድማ ንኸመይ ከም እተተግብርዎ ኣብ ወብሳይት ናይ ረፉኪ ኣንፎ ሓበሬታ ተወከሱ Passer le permis de conduire avec une auto-école".
ወረቐት ናይ ስደተኛ ምስ ሓዝና፣ ብዉሑዱ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ን መምርሒ ፍቓድና መኪና ንምቕያር ክንሓትት ይግባእ።
ነስተውዕል!
ዓመት ምስ ዝሐልፍ፣ መምርሒ ፍቃድ ናይ ምቅያር ጠለብና ተቀባልነት የብሉን ፤፣
ዘድልዩ ሰነዳት ናይ ዶሴ ንምቅራብ ፣ ብ ኦን ላይን ንክንምልኦም ክንሓትት፣ ተወሰኽቲ ምስ ኣብዚ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ቅጥዕታት ፣ ብምምላእ።
•መምርሒ ፍቃድ ኦርጂናል ምስ ቅዳሕ ናይ ፎቶ ኮፒ
ብዛዕባ እዚ ንዝያዳ ሓበሬታ ተወከሱfo "Scanner un document" ተወከሱ
•ሕጋዊ ብወጋዓዊ ቋንቋ ፈረንሳ ዝተተረጎመ ሰነድ
• ምስክር መንነት፣ (ካርድ ሰጁኽ፣ ወይ ሌሲፒሰ)
- መንበሪ ኣድራሻ ብውሑዱ ውሽጢ 6 ወርሒ ከም ዘይወደቐ ኣግኣግጹ ici,
- ናይ ነባርነት ወረቐት፣ እንተደኣ ናይይቲ ፣ መምርሒ ፍቓድ ዘውጻእኩምሉ ሃገር ዜጋታት ዘይኮንኩም። (ንኣብነት ፣: cናይ ስራሕ ኮንትራት ወረቐት፣ ወይ ናይ መንበሪ
ወይ እውን እቲ ዘለኩም ናይ መምርሒ ፍቓድ መኪና),
•ኣብ ናይ ኤለክትሮኒካዊ ፌርማ፣
ከመይ ከም ዝኾነ ኣብዚ ተዓዘቡ où faire cette photo
ካምስላጥ ንምቅያር መምርሒ ፍቃድ ተቀይሩ ኣሎ ፣ ኩሉ ብኢንተርነት ብ ኦንላይን ጥራሕ ኮይኑ ኣሎ ፣ሓድሽ ሕሳብ ንምውጻእ ብዌብ ሳይት ኣብዚ ዝስዕብ ሊንክ l'ANTS ብምጥዋቅ ምሕታት ይከኣል sur le site de l'ANTS.
ነዚ ንምግባር ን ፈለማ ኣካውንት ንኽፈት créer un compte sur le site de l'ANTS.
- ደሓር በዚ መስርሕ ጠለብ ንምቕራብ ኣብዚ ጠውቑ à ce service en ligne
ብድሕሪኡ’ከ ?
ከምኡ እውን ን l'ANTS : ንምውካስ
- (እንተደኣ ነበርቲ ፓሪስ ኴንኩም ) ብ ኢመይል pp-dpg-permisdeconduire@interieur.gouv.fr
- (እንተደኣ ካብ ፓሪስ ወጻኢ ኲይንኩም) በዚ ce formulaire ኣብ መወዳእታ ናይቲ ገጽ .
- ወይ ብ ቴለፎን 34 00 ኣብ ውሽጢ ፈረንሳ (ቀረጽ ዘይክፈሎ / ካብ ሰዓታት 7h45 ክሳብ 19h ከምኡውን ቀዳም ካብ 8h ክሳብ17h) ደውሉ
ፋይልኩም ቅቡም ምስ ዝኸውን፣ sms ብ ኤስ ኤም ኤስ ብመሰጅ ወይ ብኢመይል መልእኽቲ ይሕበረኩም።
እቲ ኢመይል ድማ፣ ብተወሳኺ መዓስ መምርሒ ፍቓድኩም ክትርከብዎ ከም እትኽእሉ ዝሕብር ከም ዝሕብር መልእኽቲ እዩ።
እንተደኣ ጠለብኩም ተነጺጉ ዘሎ ናይ ዳግማይ ምርካብ ተኽእሎታ
መምርሒ ፍቓድ ንምርካብን ናይ ፈተና ምምራሕ መኪና ንኽትገብሩ ንኽትሓቱ ትኽእሉ እዚ ንምግባር ድማ፣ከም ናይ ወጻእተኛ መመርሒ ዝለኩም ሰባት መጠን ፣ ናይ 20 ሰዓታት "heures de conduite" ምግባር ከየድለየኩም፣ ምእንቲ ክትምዝገቡ ፣ ኣብ እቲ መንጸጊኹም መሐበሪ ዘሎ ፋይል "candidat libre". ነጻ ተወዳዳሪ ዝብል ብምጥዋቕ፣
ክትምዝገቡ ትደልዩ ድማ ኣብዚ ወብሳይት ናይ ፍረንች ንፎ ተወከሱ Passer le permis en candidat libre
i ኣገዳሲ ሓብሬታ፣ ኣንተደኣ እቲ ዝነበረኩም መምርሒ ፍቓድ ናይ ኤውሮጳ ወይ እውን ናይ ፣ ምስ ሕብረት ኤውሮጳ ብ ኢኮኖሚ ምስ ዝተሓሓዛ ሃገራት ምትሕሓዝ ዘለዎ ኮይኑ፣ ከምኡ እውን ትሕቲ 5 ዓመታት ጥራይ ዘገልገለ ምስ ዝኸውን ፣ ፈተና ከም ዝወሃበኩም ምግባር ይከኣል እዩ።
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
18 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ