ምምሃር፣ ነብስኹም ዘኽእለኩም ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Atellanes
ኣዳላዊ Atellanes ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуእንተደኣ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምዕባል ትደልዩ ኮይንኩም ናይ 4 ወርሒ መደብ፡ እዚ ድማ ን ስራሕ ምርካብን
- ሞያ ዘትሕዝ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ (ናይ ስራሕ ቃለጠይቕ ፡ናይ ንብዲ ውደባ ወዘተ)
- ኮምፒተራዊ ስርሓት ንጥፈታት ምግባር ( ቆጸራ ምግባር፡ ሓበሬታ ምድላይን ወዘተ)
- ምስ ናይ ፈረንሳ ባህሊ ምፍላጥ
- ናይ ምምሕዳር ዶክመንታት ( ናይ ቅጥዕታት ፋይላት ፋይላት ወዘተ) ዝያዳ ሓበሬታ ምርካብ ።
ኣብ ሰሙን 8 ሰዓታት ዝወሃብ ትምህርቲ ኣሎ፤
- ንግሆ ሰዓት 11፡30 ናይ ደረጃ ንደረጃ A1
- ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 1፡30 ንደረጃ A2።
- ንግሆ ሰዓት 11፡30 ናይ ደረጃ ንደረጃ A1
- ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 1፡30 ንደረጃ A2።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
atellanesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
issam boulekተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
natacha.megayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
darlapmተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
darcyተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት