Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ኣዳላዊ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ

ዋጋ

ብነጻ

ምፍላጥ ናይ ልደት ሰርቲፊኪርትኩ ብኦፍፕራ l'Ofpra ድሉው ኮይኑ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 mois

እንታዩ’ዩ ?

ናይ ስደተኛ ወይ ናይ ትሕቲ-ሃገራዊ ሓለዋ ናይ ቁዕባ ደረጃ ረኺብቲ እንትኲንኩም። ነዚ ንምግባር

ናይ ስድራቤትካ መወከሲ ፋይል é votre fiche familiale de référenceክትሰዱ ኣለኩም

ኦፍፕራ እቲ ሰነድ ምእኝቲ ክበጽሖ።

ኣዝዩ ዘገብስ ሓበሬታ !
Ofpra ንሲቪላዊ ኩነታት (ናይ ልደት ምስክር ወረቐት፣ ናይ መርዓ ምስክር ወረቐት ወዘተ) ንምፍጻም ዝህቦ ናይ መወዳእታ ግዜ ድሕሪኡ ሓያሎ ኣዋርሕ እዩ .

ንኦፍፕራ ብዛዕባ ምዕባለ ናይ ሲቪላዊ ኩነታት ምስክር ወረቐትኩም ክትሓቱ ትደልዩ ዶ? ነዚ ንምግባር ድማ ናብ Ofpra ክትድውሉ ትኽእሉ ኢኹም ።

Ofpra ከከም ኩነታት ፋይልካ ኣውቶማቲክ መልሲ ዝህብ ናይ ቴሌፎን ስዊችቦርድ ኣዳልዩ ኣሎ።


ምፍላጡ ዘገድስ!
ነዚ መሳርሒ ብትኽክል ምጥቃም ምስ ወኪል ኦፍፕራ ክትዛረብ ምሕታት ከየድለየካ ብዙሕ ሓበሬታ ክህልወኩም የኽእለኩ።

ምስ ወኪል ኦፍፕራ እውን ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም፡ ብሰንኪ ብዙሕ ጻውዒታት ግን እዚ ነዊሕ ግዜ ክወስድ ይኽእል እዩ። ምስ ወኪል ኦፍፕራ ንምዝርራብ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ፡ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 12:30 ወይ ኣብ መንጎ 13:30

ብተወሳኺ ሓበሬታ ኣንብብ: እቲ Réfugiés.info ዝብል ወረቐት “ምስክር ወረቐት ልደት ሕተት” ምንባብ ይከኣል

ከመይ ንገብሮ?

ብ 01 58 68 10 10 (ነጻ ቁጽሪ) ደውሉ ።

እዚ ቁጽሪ እዚ መልእኽቲ ክትሰምዑኡ መስለር እዩ ኢኹም፡ " ስደተኛ ይኹን ሓታቲ ዑቕባ፡ ኦፍፕራ ዝኾነ ለውጢ ናይ ፖስታ ኣድራሻ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ክትሕብሩ ይዕድመኩም። መስርሕ ሕቶኹም ብግቡእ ፡ ናይ ወጻኢ ቁጽርኹም ወይ ኦፍፕራ ኣእትዉ "።

ብድሕሪኡ ምርጫ 1 ክትገብር ኣለካ ፡ እዚ ድማ ቁጽሪ Ofpra ወይ ናይ ወጻኢ ቁጽርኻን ልደትኡም ምስ እትሕተቱ መልስሉ እዩ።


ክፍለጥ ዘለዎ !
ናብ ኦፍፕራ መለልዪ ቁጽርኹም ፣ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ብኦፍፕራ ዝለኣኽ ፊደል ኣብ ላዕለዋይ ጸጋማይ ሸነኽ ዝተጻሕፈ ከም XX-XX-XXXXX ዝኣመሰለ 9 ኣሃዝ ዘለዎ ቁጽሪ እዩ።
እቲ ናይ ወጻኢ ቁጽሪ ኣብ ናይ ዑቕባ መመልከቲ ምስክር ወረቐት (ATDA) ኣብ እትወሃብ ናይ ዑቕባ መመልከቲ ምስክር ወረቐት (ATDA)፡ ኣብቲ ናይ ትምህርቲ ምንዋሕ ምስክር ወረቐት፡ ኣብ ቅብሊት ወይ ኣብ መንበሪ ፍቓድኩም ዝተመልከተ 9 ወይ 10 ኣሃዝ ዘለዎ ቁጽሪ እዩ። ከከም ሞዴል መንበሪ ፍቓድ፡ ናይ ወጻኢ ቁጽርኻ ኣብ ልዕሊ ፊርማኻ (ውልቃዊ ቁጽሪ) ወይ ኣብ የማናይ ሸነኽ ብቐጥታ ይርአዩ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ !
ምርጫ 2 ንሓተቲ ዑቕባ ወይ ስደተኛታት ዘይኮኑ ሰባት እዩ።

ምርጫ 1 ትገብርዎ ነገር ።

እዚ ዝስዕብ መልእኽቲ፡ " እቲ ናይ ወጻኢ ቁጽሪ ኣብ መንበሪ ፍቓድኩም ወይ ቅብሊትኩም ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም። ቁጽሪ Ofpra እንተ ኣእቲኹም፡ በጃኹም ናይ መወዳእታ 9 ኣሃዛት ናይቲ ቁጽሪ ውሰዱ፡ ብዘይ ፊደላት "።

ምፍላጡ ዘገድስ!
ቅኑዕ ቁጽርታት ክትጽሕፍ ተጠንቀቕ። እቲ ቁጽሪ ንመጀመርታ ግዜ እንተዘይተለልዩ ዳግማይ ክትፍትን ድሕር ኣይትበል።

እቲ ናይ ቴሌፎን መደወሊ ፣ መንንነትኩም ንምርግጋጽ ንምርግጋጽ ናይ ልደትካ ዓመት ክሓተኩም እዩ ።

ብድሕሪኡ’ከ ?

ስደተኛ እንተኲይንኩም ፡ እቲ ናይ ቴሌፎን ስዊችቦርድ ከከም ኩነታትካ ሓያሎ መልእኽትታት ክህበካ ይኽእል እዩ።

ኣብዚ ዘሎደረጃ፣ እቲ ናይ ዕለተ ልደት ወረቐትኩም ተዳልዩ ወይስ ኣይፋሉን ንምፍላጥ እዩ ።

ኩነታት 1፤

እቲ ናይ ቴሌፎን መቐየሪ ሰሌዳ ከምዚ ይብለካ: “ናይ ልደት ወይ ናይ ሓዳር ምስክር ወረቐትኩም ኣይተረጋገጸን” . ስለዚ ዶክመንትኹም ገና ድሉው ኣይኮነን

ድሕሪኡ እቲ ናይ ቴሌፎን መቐየሪ ሰሌዳ “ እቲ ፋይል ኣበይ ኩነታት ከምዘሎ ክትፈልጥ ” ይሓተኩም ፤

  • ብድሕሪ እዚ እቲ እቲ ኣውቶማቲክ መልእኽቲ ፡ "Ofpra ብዙሕ ፋይላት በጺሑ ኣሎ፤ ንምስራሕ ዝከኣለና ኩሉ ንገብር ኣለና... " እንተኾይኑ ። ፋይልካ ኣብ ውሽጢ ንቡር ናይ መስርሕ ግዜ ኣሎ። ኣይትሻቐል ክትጽበዩ ።
  • እዚ ናይ ብቐጥታዊ ኣገልግሎት ናይ " OFPRA services ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 12:30. ከምኡውን ካብ ሰዓት 13:30 ክሳብ 17 ብተሌፎን ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም " እንተበጺሕኩም ወይ ድማ ምስ ወኪል ክትረኽቡ እንተዘይክኢልኩም ደብዳቤ ክትጽሕፉ ትኽእሉ ኢኹም። ናብ ማእከል ምክልኻል ካብ ኦፍፕራ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ፡ Ofpra - Pôle Protection - 201 rue Carnot 94136 FONTENAY-SOUS-BOIS CEDEX. መልሲ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክወሃበኩም እዩ።

2ይ ኩነታት፤

እቲ ናይ ቴሌፎን ብቐጥታ እዞም ዝስዕቡ መልእኽትታት የቕርበልኩም፡ " ካብ ኦፍፕራ ሰነድ ክትሓትት ትደሊ፡ ዓይነት 1። ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኦፍፕራ ምስክር ወረቐት ልደት ዝሓተትካዮ ኣይተዓወተን፡ ዓይነት 2... "።

ናይ ልደት ምስክር ወረቐትኩም ተዳልዩ ኣሎ ብምባል.

ብፖስታ ክትቅበሉ ኢኹም።

ኣዝዩ ዘገዳሲ ሓበሬታ!
ሰነዳትኩም ንምቕባል ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኦፍፕራ ኣድራሻኹም ከተመሓይሹ ተጠንቀቑ ፡ https://www.ofpra.gouv.fr/demarches-en-ligne-bpi/modifier-mes-coordonnees
> ኣንብብ: እቲ Réfugiés.info ዝብል ወረቐት “ንOFPRA ብዛዕባ ለውጢ ዝርዝር ርክብ ምሕባር”
ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
modernisation_protectionmodernisation_protectionኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
cm_ofpracm_ofpraኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
cathyw99cathyw99ተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
ibrahim salamaibrahim salamaተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት