{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
ናይ ምምሕዳር ፋይላት
103ናይ ምምሕዳር ፋይላት
103
ምርካብ መንበሪ ገዛ ነይ ተመሃሮ Crous
መንበሪ ገዛ
ምምሃር
ቤት ጽሕፈታት
ምልጋስ ደም
ጥዕና
ምርካብ ተረኛ ፋርማሲ ኣብ እዋን ለይቲን በዓላትን
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
ምምልካት ን ስኮላርሺፕ ወይ ገንዘባዊ ሓገዝ ንትምህርቲ ።
ምምሃር
ቤት ጽሕፈታት
ምፍታሕን መስርሑን ኣብ ፈረንሳ
ስድራ-ቤት
ቤት ጽሕፈታት
ምሕታት መንበሪገዛ ናይ መንግስቲ (HLM)
መንበሪ ገዛ
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
ምምርዓው ኣብ ወጻኢ ሃገር
ስድራ-ቤት
ቤት ጽሕፈታት
ምኽፋት ፋይል ንጠለብ ክራይ ገዛ
መንበሪ ገዛ
ቤት ጽሕፈታት
ምርካብ ኣፍልጦ ሞያኹም Expérience sans Frontières
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምምሃር
ምስልጣን ሞያ
ምሕታት ዜግነት ናይ ፈረንሳ
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
'ካርት ሰጁኽ 'ምሓዝ ወይ መንበሪ ካርድ ምርካብ
ቤት ጽሕፈታት
ምምላእ ናይ ስድራቤት መወከሲ ወረቐት ብግቡእ
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
ምስራሕ ሞያ ነርስ ኣብ ፈረንሳ
ምምሃር
ምስልጣን ሞያ
ጥዕና
ድሉዋት ፋይላት
83ድሉዋት ፋይላት
83
Rencontrer et co-construire
Se rencontrer et co-construire à JRS Jeunes
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ምስራሕ ንዲጂታላዊ ዳግመ ስልጠና ምሃብ
ናይ ስልጠና ኣብ ዲጂታላዊ ሞያን ኮርሳት ፈረንሳን ንደቂ ኣንስትዮ
ብነጻ
ትኽኽል 3 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ስድራ-ቤት
ፈረንሳይ
ስድራ-ቤት
ፈረንሳይ

ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ኦን ላይን ብቐጥታ ምምሃር
ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ፣ ኣብ ኦን ላይን ንምምሃር ወይ'ውን ፣ ልዑል ክእለት ናይ ቋንቋ ክእለት ንምምላኽ
30€ ናይ ወርሒ
ፈረንሳይ

ምልላይ ምስ ሰብ ሞያ እስፖርት ኣብ ሓደ ኣብ መዓልቲ ስፖርት ብምስታፍ
እዚ ኣብ ሓደ ስታድዩም ኣብ ዝካየድ ናይ ምልመላ መዓልቲ ብምስታፍ ስራሕ ርኸብ
ብነጻ
ዳርጋ 7 ሰዓት
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ቋንቋ ፈረንሳ መዝገበ ቃላት ኣብ ኣፕሊኬሽን ንምጽናዕ፣
እዚ ናይ FACT ኣፕሊኬሽን ፣ ንስራሕ ዝጠቕም ናይ መዝገበበ ቃላት ናይ 8 ሃገራት ትርጉም ዝሓዘ እዩ።
ብነጻ
ፈረንሳይ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት

ተሳትፎ ወለንታዊ ተግባር
ኣብ ጥቃ መንበሪኹም ወለንታዊ ስራሕ ወይ ካብ ርሑቕ ኴንካ ምፍጻም
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብ ኦን ላይን
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳይ ምንባር ኣብ ፈረንሳን፣ ትምህርቲ ደረጃ ኣ
ሓደ"A1" ኣ ክልተ"A2" ወይ ን በ ሓደን "B1" ፣
ብነጻ
ዝተሓተ 3 ሰዓት
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ምርዳእ ንታሪኽ ናይ ስነ- ጥበብ
ምድህሳስን ምዕዛብን ኣብ ስነ-ጥበብ ስርሓት ናይ ኢድ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ሓገዝ ንኣቖልዑት ብሕማቕ ኣተዓባቢያ ዝዓብዩ ወይ ዝተሓዙ
ቆልዓ ኮንካ ዝኾነ ዓመጽ እንተ ዝወርደካ ሃልዩ፣ ናይ ማህረምቲ ይኹን ወይ ዓመጽ ን ካልእን ስጋዊ ርክብ በዚ ቁጽሪ ብቀጥታ ክተረክብና ትኽእል 119.
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት

ብ ስማርት ፎን ፣ ቋንቋ ፈረንሳይ ምምሃር
ብ ኣፕሊኬሽን ቋንቋ ፈረንሳምምሃር ፣ ወላ ምጽሓፍን ምንባብን ይኹን ::
ብነጻ
ፈረንሳይ

ንስራሕን መንበሪ ገዛን ስደተኛታት ንምርካብ ዘራኽብ ዓንኬል ሓበሬታ
ረለፍ፣ ሓደ መስመር ንመንበሪ ገዛ ንስራሕን ንረፍጂ ስደቴኛታት ኣብ ፍርንስ ቴር ድ ኣዚል፤፣
ብነጻ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
መንበሪ ገዛ

ምዑቋብ ንሓደ ወይ ሓንቲ ስደተኛ።
ስደተኛታት ንምዕቋብ ድሌት ኣለኩም'ዶ? ኣብ ምጽላል ወይ ምዕቋብን ምዕራፍን ዝግበር መደብ ከመይ ጌርኩም ኣብ ግብሪ ከምተውዕልዎ ዳህስሱን ኣናፍልጦ ርኸቡን፣
ብነጻ
መንበሪ ገዛ

ናይ ሓደ ስደተኛ ሰብ ኣባሊጋ ወይ ናይ ቀረባ ተሓታታቲ ምዃን፣
ንሓደ ስደተኛ ተኸታቲልካ ወይ ስፖንሰር ሺፕ ብምዃን፣ ኣብ ሕብረተሰብ ፈረንሳ ከም ዝወሀሀድ ምግባር እዩ።
ብነጻ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት

ንሓደ ስደተኛ ቅኑዕ ምኽሪ ዝተሰነየ ሓገዝ ብኻልእ ዘራርባ ምወላ ወይ ኣባሊግነት ዝተሓወሶ ምስላይ ወይ ምርሒት ምህብ፣
እዚ ምወላ ወይ ኣባሊግነት ማለት ፓሬናጅ (Le parrainage) ዝበሃል መደብ ኣብ ሂወት ሓደ ስደተኛ ዓቢ ተራ ንኽት ጻወቱ ቃል የእትወኩምን ነቲ ዝ ኣተኹሞ ቃል ኣብ ተግባር ናይ ምውዓሉ ሓላፍነት ወይ ኣርዑት ድማ የሰክመኩምን እዩ።
ብነጻ
ምምሃር

ንምርካብ ደገፍን ስልጠናን ስራሕን
ናይ ውልቂ ሞያኻ ምስ ክእለትካ ዝሰማማዕ መድደብ ንምህናጽ
ብነጻ
ዳርጋ 12 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
