ምስራሕ ምስ ንሓረስቶት
ምስ ዴ ብራ ፑር ቶን ኣስዬት
እንታይ ኢዩ?
ፕላትፎርም ዴ ብራ ቶን ኣሲየት Des bras pour ton assiette
ሓደ መደብ ናይ ጀማሪ ትካል ኮይኑ፣ ምስ ዝተፈላለዩ ማሕበራት መሻርኽትን ን ከምኒ ፣ ዊዚፋርም፣ ላ ኣነፋን ፣ ፖል ኣምፕልዋን ኣብ ሕርሻ ንኽሰርሑ ይምልምል
ንመን ኢዩ ፧
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ምስ ምሳኹም ዝዛመድ ሰብ ምስራሕ
እዚ ምስ ኣስራሕቲ ኣብ ሕርሻን ምስ ሰራሕተኛታትን ብነጻ ምርኻብ ይከኣል ማንም ኣስራሒ ኣብ ሕርሻ ናይ ስራሕ ዕድል ንኩሉ ዘድሊ ሓበሬታ ብዝርዝር ትውክሶም፣ ን ኣብነት፣ ኣድራሻ ናይ ቦታ፣ ብቅዓትን ድልየትን ብምውካስ። መታን ስምምዕ ብዛዕባ ኣሰራርሓ ብኸመይ ኣገባብ ክኸውን ይኽእል ፣ ሰዓታት ናይ ስራሕ ፣ ውሕሰነት ናይ ምክልኻል ፣ ዓቀን ፣ ሰራሕተኛታት ኣብ ምንታይ ዓይነት ስራሕ ከም ዝሳተፉ\ፋ ብግልጺ ምጽሓፍን ምዝራብን ፣፤
ንኩሉ ዓይነት ክእለት ብቅዓት ናይ ስራሕ ዘለዎም
- ምእራይ
- ምዝራእ
- ምህርቲ ምሕፋስ
- ምዝርጋሕ ኣገልግሎት ከም ማይ
- ኣብ ባይታምስራሕ
- ምዝዋር
- መካኒክ
- ውዕል ስምምዕ
- ምርባሕ እንስሳ
- ሓፈሳዊ ሓበሬታ
ምእንቲ ከነሰንየኩም
ዝኾነ ዓይነት ምኽሪ ወይ ሓበሬታ እንተ ደሊኹም ኪእላታት ናይ እዚ ፕላት ፎርም ከሰኒኹም ክሕግዝኹም ኢዮም ፤፣
ምስ እቶም ናባራ ናይ ገጠር ንምርኻብ
ኣብ ገጠር ምንባር ሰቡን ንፋሰን ጥዑም እዩ ፣ ምስ ምኽባር ናብራ እውን ኣብእዩ ብሕሱር ምንባር ከየውዝጻአ ኣይተርፍን እዩ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
እንትተነውሐን እብ ውሽጢ 2 ደቓይቕ ዝካየድ ምዝገባና ክሰብሉ
ብነጻ ንምምዝጋብ ኣብዚ ሊንክ ጠውቕ\ቒ ici .