Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስራሕ ንዲጂታላዊ ስልጠና ምርካብ

ምስ ምስ Sistech

ኣዳላዊ Sistech ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እንተደኣ ናብ ዲጂታል ምስፍሕፋሕ መደብ ሃልይኩም ?

ኣብ መደብ ስፕሪንግቦርድ Springboard ተወከሱ እሞ ፍሉይ ሞያኹም ክትመርጹ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ምምዕባል መርበብ ሓበሬታDéveloppement web
  • ዲጂታል ማርኬቲንግ La gestion de projet digital
  • ሳይበር ሴኩሪቲLa cybersécurité
  • ዳታLa data
  • Le testing ፈተነ

ዕላማ ናይዚ ኮርስ ሓድሽ ሞያዊ ክእለት ንኽህልወካ ንምስልጣን እዩ።


ኣገዳሲ ሓበሬታ!
ንመሳርሒታት ኮምፒተርኩም፣ ናይ መጓዓዝያን ናይ ክንክን ህጻናትን ወጻኢታትኩም ንከሽፍን ንኽእል ኢና።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ናይ እቲ ሞያዊ ቋንቋ ተማሃር
  • ናይ ምዝርራብን ጽሑፋውን ናይ ቋንቋ ክእለትካ ኣሐይሉ።

  • ኣፈና ወይ ወይ ሂንቲ ናይ ሞያዊ ብቅዓት ኣሐይሉ
  • ናይ ስልጠና ፕሮጀክትኹም ኣረጋግጹን ኣውሕሱን።

  • ብቅዓት ኣብቲ ዝመረጽካዮ ፍሉይ ሞያ ቴክኒካዊ ክእለት ክትመሃሩ ምእኣል
  • ኣብ ስራሕ ናጻ ብምዃን ምስራሕ ።

  • ፈለማ ናይ ዓለም ስራሕ ዳህሰሱ።
  • ከምኡውን ምስ ቴክን ዲጂታልን ተጻወትቲ ተራኸቡ።

ከመይ ንገብሮ?

ንምስታፍ ነዚ ናይ ኦንላይን፡ france@sis.tech ክትመልእዎ ኣለኩም .

ከማኡ እውን ነዚ ቅጥዒ እዚ ብምምላእ ተወዳደርቲ ኩሉ formulaire en ligne.

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • sistechተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • jobamኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles