Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምትግባር ውልቃዊ መደብ ፣ ገንዘባዊ ሓገዝ ንምርካብ ዘኽእል ፍልጠት

ምስ ምስ l'Adie

ኣዳላዊ Adie Association pour le Droit à l'Initiative Economique ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ውልቃዊ ትካል ክህልወኩም ትደልዩ ? ወይ መምርሒ ፍቃድ ናይ መኪና ከተውጽኡ ትድጹ ኸት ፣ ትደልዩ ዶ ? ነዚ መደብ ናይ ሞያውያን ንምትግባር ማሕበር ናይ ነጻ ደገፍ ሕጽር ዝበለ ምወላ ሓገዝ ናይ ገንዘብ ክትረኽቡ ዘእእለኩም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ካብዘን 140 ወኪላትና፣ ብቆጸራ ምሓዝ ወይ ብተሎፎን ፣ መደብ ናይ ሞያዊ ንምህናጽ ሓገዝ ንገብር፣

ሓንቲ ትካል ንምኽፋት ገንዘብ ደላኻ ኣለኻ እንተኾነ ግን ፣ ባንኪ ምልቃሕ ኣይፈቐዱን ?

ማሕበርና ማሕበር l'Adie ሊ`ኤድ ክሳብ ናይ ኣስታት 12 000€ ለቃሕ ገንዘባዊ ንምርካብ ክትሕግዘኹም ኢያ፤፣

ነዚ ለቃሕ ናይ ገንዘብ ንምርካብ ሓደ ዋሕስ ዝፈልጠኩም፣ ክትረኽቡ ኣለኩም፣ ስድራ ወይ ዓርኪ ወይ ማንም ሰብ ዝፈልጠኩም ሰብ፣ ነዚ መደብኩም ኣማመነሉ ንልቃሕ ዋሕስ ፣ ምናልባት ኣብ ዝኾነ እዋን ክሳራታት ምስ ዘጋጥም ብውሑድ ፍርቂ ገንዘብ ክመልስ ኽእል ዋሕስ ክትረክቡ ኣለኩም፤፣

ልቃሕ ክንሕትት ንኽእልዶ ኣይንኽእልን ንምሕታት ? ንዝያዳ ተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ዌብ ሳይት ኣብዚ ዝስዕብ ሊንክ ብምጥዋቕ ይከኣል እንተኾነ ነዚ ንምግባር ብቋንቋ ፈረንሳ ክትፈልጡ ይግባእ ምሉእ ሓበሬታ ክንረክብ ንኽእል፣ le simulateur sur notre site

ገንዘብ ደሊኻ ንስራሕ ንምኻድ ?መምርሒ ፍቃድ ናይ ማኪና ንምውጻእ ወይ መኪና ንምዕዳግ ሊ`ኤድ ክሳብ ናይ 5 000 € ልቃሕ ምርካብ ይኽእል ፤፣

ነዚ ለቃሕ ናይ ገንዘብ ንምርካብ ሓደ ዋሕስ ዝኸውን ፣ ካብ ስድራ ወይ ዓርኪ ወይ ማንም ሰብ ዝፈልጠኩም ፣ መደብኩም ዝኣተኣማመነሉ ንልቃሕ ዋሕስ ክኽውን ዝኽእል ምንልባት ኣብ ዝኾነ እዋን ክሳራታት ምስ ዘጋጥም ብውሑድ ፍርቂ ገንዘብ ክመልስ ዝኽእል/

ክንልቃሕ ንኽእል ዶ ኣይንኽእልን ? ንምፍላጥ ንዝያዳ ተወሳኺ ሓበሬታ ኣብዚ ዝስዕብ ሊንክ ብምጥዋቕ ብቋንቋ ፈረንሳ z le simulateur sur notre site ተወከሱ

ብ ኣማኸርቲ ድጋፍ ናይ ሓገዝ ብነጻ ይግበረልኩም ።

ከመይ ንገብሮ?

ናይ ስራሕ ሰዓታት፣ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ፣ ካብ 8h ክሳብ 18h ዘሎ ግዜ ፣ ናይ ተሌፎን ብነጻ ብዘይ ክፍሊት ክንቀበል ንኽእል ፤፣

l'Adie ኣብ ሃገረ ፈረንሳ ከባቢ ኣስታት 140 ዝኾኑ ወኪላት ኣድራሻ ንምርካብ ኣብዚ ተውወከሱ notre carte interactive.

.

ግዜ ንምኽሳብ ኣብዚ ሊንክ ብምጥዋቕ ልቃሕ ገንዘብ ክንወስድ ንኽእል ዶ ኣይንኽእልን ሓበሬታ ብቋንቋ ፈረንሳ ከነረጋግጽ ንኽእል ኣብ ኢንተርኔትና ጠውቑ sur notre site internet

16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nalothmanተርጓሚ/ሚት
  • maya2020ተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • aman expertተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • denissተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • adieኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • adieauraኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles