ኣብ ምዕቡላት ስልክኹም ተውርድዎ መርበብ ሓበሬታ ኣፕሊኬሽን l'application FACT፣ - ቋንቋ ፈረንሳ መዝገበ ቃላት ኣብ ኣፕሊኬሽን ንምጽናዕ፣ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ቋንቋ ፈረንሳ መዝገበ ቃላት ኣብ ኣፕሊኬሽን ንምጽናዕ፣

ምስ ኣብ ምዕቡላት ስልክኹም ተውርድዎ መርበብ ሓበሬታ ኣፕሊኬሽን l'application FACT፣

ኣዳላዊ Entreprendre Ensemble ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

እዚ ናይ FACT ኣፕሊኬሽን፣ ኣብ ምትርጓም ናይ ስራሕ ቋንቋታት ናይ ፣ ካይ ዝተፈለለዩ ዓውድታት ኢንዳስትሪን ሕርሻ ፣ ሄሮካልቹር። ካልእን የጠቓልል/

i

ኣገዳሲ ሓበሬታ እቲ ሊልክ ኣብዚ እንሀለኩም => Google Play / App Store

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ስርሐይ ብጽቡቕ እረዳዳእ፣

ኣብ ዓውደ ስርሐይ ዘለዉ ቓላት እመሃሮም።

ድምጽን ስእልን ወይ ስእሊ ናይቶም ዝጥቀሙሉ መሳርሕታትን ማሽናትን ኣሎ።

ኣብ ቋንቋታት ን ኔዘርላንድ : ፈረንሳ :እንግሊዝ : ዓረብ : ዳሪ : ፖሊሽ : ከምኡ እውን ናይ ሮማንያ ፖላንድን ። ትርጉማት ክትረኽቡ ከም እትኽእሉ።

ኣብ እዚ ኣፕሊኬሽን ብነጻ ኮይኑ፡ ኣብ App storeን Google playን ሓንሳብ ክትወርድ ትኽእል ኢኻ።

ከመይ ንገብሮ?

ኮንትራት የብሉን ብዘይካ፣ እንተደኣኣ ትሕቲ 2 ሰዓታት ትጥቐምሉ ኮይንኩም።

ብኢመይል : accueil@eedk.fr

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • Dunkerque
  • accueil@eedk.fr
Chargement de la carte...

Liens utiles