ስልጠና ኣብ ሞያን መሸጣን ምውሳድ
ምስ ምስ ISEAH Formation
ኣዳላዊ ISEAH ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansኣብ ዓውደ ንግዲ፣ መሸጣን ጃምላዊ ምክፍፋልን ሞያታት ዘዳልወካ ብቑዕ ስልጠና እዩ ።
ስልጠና ኣብ ዝኾነ እዋን ዓመት ክጅምር ይኽእል።
ስልጠና ንምጅማር ኣብዞም ሞያታት ዲፕሎማ ወይ ፍሉይ ተመኩሮ ምህላው ኣየድልን።
ስልጠና ንምጅማር ኣብዞም ሞያታት ዲፕሎማ ወይ ፍሉይ ተመኩሮ ምህላው ኣየድልን።
እቲ ዝወሃብ ስልጠና ስራሕ-መጽናዕቲ እዩ . ኣብ ሰሙን ካብ 1 ክሳብ 2 መዓልታት ስልጠና (ሪሞት ቪድዮ ኮንፈረንስ) ኣሎ፡ ዝተረፈ ሰሙን ድማ ኣብ ድኳን ትሰርሕ።
እቲ ስልጠና ንሓያሎ ሞያታት የዳልወካ፤
- ሰራሕተኛ ርእሰ-ኣገልግሎት
- ካሻየር/ተቐባሊ ኣጋይሽ
- ድራይቭ-ትሩ ትእዛዝ መምረጺ
- ብዙሕ ዕዮ ዝዓዪ ሰራሕተኛ መሸጣ (ገንዘብ ቆጸራ/ክፍሊ)
- ሸያጢ ፍሩይ ፍርያት (ቻርኩተሪ፡ ሸያጢ ዓሳ፡ ድኳን በርበረ፡ እንዳ ዳቦ)
- ዘይመግቢ ፍርያት ሸያጢ (ድሉው ንኽዳን፣ ናይ ገዛ መሳርሒታት፣ DIY፣ ስፖርት)
- ሓራዲ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት