ምርካብ ሓበሬታ ከም መጠን ወላዲ ኣብ ዘለኩም ተራ
ምኽኣል ንስድራቤታት ስደተኛታትን ነቶም ሓደስቲ ናብ ፈረንሳ ዝኣተዉን ተቐባሊ ቦታ: ቆልዑን ወለድን ክጻወቱ ምኽኣል : ተመኩሮታት ከካፍሉ ይኽእሉ: ምስ ካልኦት ስድራቤታት ክራኸቡ: ከምኡውን ኣብ ናይ ወለዲ ተራኦም ደገፍ ።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 30 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምኽኣል ንስድራቤታት ስደተኛታትን ነቶም ሓደስቲ ናብ ፈረንሳ ዝኣተዉን ተቐባሊ ቦታ: ቆልዑን ወለድን ክጻወቱ ምኽኣል : ተመኩሮታት ከካፍሉ ይኽእሉ: ምስ ካልኦት ስድራቤታት ክራኸቡ: ከምኡውን ኣብ ናይ ወለዲ ተራኦም ደገፍ ።
ምርካብ ኣገልግሎት ሓበሬታ ብዛዕባ መሰላት፡ ደገፍ ኣብ ምዕባለ ሞያ፡ ምሕጋዝ ክንክን ህጻናት፡ ምቅላስ ጾታ መሰረት ዝገበረን ጾታዊ ዓመጽን
ምልውዋጥ ብዛዕባ ትምህርቲ፡ ቆልዑ፡ ስድራቤትን ተራ ወለድን ብቋንቋ ፈረንሳ ሓሳባት
ምድላብ ንቅሓት ኣብ 5 ክፍልታት ንሓደስቲ ዝመጻ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ናይ ንቕሓት ዓውደ መጽናዕቲ
ምስታፍ ኣብ ፈረንሳ ብቋንቋ ምልክት ንምምሃርን ምስ ካልኦት ወለዲ ንምርኻብን ዝግበር ስድራቤታዊ ዓውደ መጽናዕቲ ምስታፍ
ምውህሃድ ምስ ካብ ሓያሎ ባህልታት ዝመጹ ወለዲ ጉጅለ፡ ምልውዋጥ፡ ደገፍ፡ ምኽሪ፡ ንጥፈታት ምስ ህጻናት
ምህላው ሓገዝ ን ምግዛእ ዲጂታላዊ መሳርሒታት ብትሑት ዋጋ ምግዛእ፡ ላፕቶፕ፡ ጣብላ፡ ስማርትፎን ወዘተ።
ምኽኣል ምርካብ መጓዓዝያ ንምርካብ ወይ ውላድካ ንኽሕብሕብ ምስ ግዜ ብሕታዊ ደገፍ
ምርካብ ንስድራቤታ ዝቕበል ቦታ ንውላድካ ምእላይ፣ ሓበሬታ ብዛዕባ ኣተዓባብያ ወለድን መዓልታዊ ህይወትን።
ምኽፋት መስመር ተሌፎን፡ ተደዊልኩም ኣብ ኢንተርነት ምእታው፡ ሞባይልን ኢንተርነትን ክረዲት፡ ሲም ካርድ ምግዛእ
ምርካብ ደገፍ ን ምሓዝ ቆልዓ ስራሕ ንዝደልዩ ወለዲ ደገፍን መፍትሒ ክንክን ህጻናትን።
ምግዛእ ከም እዚ ሕሱር ክዳውንቲ፡ ኣቑሑት ገዛ፡ ስልማት፡ መጽሓፍቲ፡ መጻወቲ ኣብ ዲናርድ፡ ረን፡ ዶል-ደ-ብሬታንን ሴንት-ማሎን።
ምርካብ ኣብ ጸገም ንዝርከቡ ወለድን ህጻናትን ደገፍን ምርካብ ምኽኣል።
ምርካብ ምስማዕ፡ ምኽሪ፡ ሓገዝ ንመዓልታዊ ህይወት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ከቢድ ኩነታት ዓመጽ
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ እነሀልኩም ኣገባብ ኣፈጻጽምኡ ዝምልከት ኣገዳሲ ሓበሬታ
ናይ ገዛ ኤልከትሮኒካዊ መሳርሒታት (ፎርኖ፣ መሕጸቢ ማሽን፣ ፍሪጅ፣ ማይክሮዌቭ ወዘተ) ርካሽ ምግዛእ
ምእንቲ ካብ ኦፍፕራ ወይ ካብ ኣዳራሽ ከተማኹም መጽሓፍ መዝገብ ስድራቤት እትረኽቡሉ ጉዳያት ፍለጡ
ንምርዳእ ፍትሕ ኣብ ፈረንሳ፣ ናይ ጠበቓ ሓገዝ ንምርካብ ዘኽእል መስርሕ ንፍትሕ ዝምልከትኣፍልጦ ንኽህልወኩም ዝዓለመ።
ምርካብ ሓበሬታ ብዛዕባ ምምርዓው ፓክሰር ወይ ምጽማድ ኣብ ፈረንሳ ፣ እዚ ካብ ሓዳር ክልተ ዓበይቲ ዝያዳ ተዓጻጻፊ ውዕል እዩ።
ምፍላጥ ኣጋባብ መርዓን ፣ ሕጋዊ መስርሑን ግዴታት፣ ካልእን ኣብ ፈረንሳ
ምግባር ደሃይ ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ቤተሰብኩም ብ"Rétablissement des liens familiaux"ምዝተፈላለየ ምኽንያት ደሃይ ዘጥፍኡ ቤተሰብ ምርኻብ
ምሕታት ምኽኣል ፣ምሕታት ናይ ፈረንሳ ዜግነት ብ መገዲ ናቹራሊዛሽን ዝተባህለ መስርሕ
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ
ምሕዳስ ናይ መንበሪ ካርድ መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!
ምምልካት ናብ DCEM ንወጻእተኛ ትሕቲ ዕድመ ቆልዓ ዝኸውን ናይ ምዝውዋር ሰነድ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ወጻእተኛታት ኣብ ፈረንሳ (ANEF) ኣመልክቱ።
ምርካብ ርትዓዊ ዋጋ ዝኽራዩ ክራይ ገዛ
Déclarer sur le site de l'ANEF votre nouvelle adresse, la perte ou le vol de votre carte de séjour, puis demander un duplicata ou la fabrication d'une nouvelle carte si besoin
ምርካብ ተረኛ ፋርማሲ፣ ናይ ምሸት ለይቲ: ሰንበትን: ኣብ እዋን በዓላትን ክፉት ዝኾነ ፋርማሲ ምርካብ
ካርት ቪታል ንኽሉ ሰብ ናይ ኢንሹራንስ ማላዲ ውሕሰነት ናይ ጥዕና ተጠቐምቲ ዝኾኑ ብነጻ ይወሃቡ ::