ምስራሕ ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝረኸብክሞ ወይ ኣፍልጦ ብዝረኸበ ዲግሪኹም ኣብ ጽላት ክንክን ጥዕና
ምልዋጥ ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝረኸብካዮ ወይ ኣፍልጦ ዝረኸበ ናይ ጥዕና ዲፕሎማ፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽትሰርሕ ኣፍልጦ ወይ ፍቓዱ ከተመልክቱ፣ ከምኡ’ውን ከከም ሞያኻ ከም ርእሰ-ተኣማንነት ዘለዎ በዓል ሞያ ክትሰርሕ ወይ ክትምስርት ትኽእሉ።
መድለዪ - Réfugiés.info
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 77 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምልዋጥ ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝረኸብካዮ ወይ ኣፍልጦ ዝረኸበ ናይ ጥዕና ዲፕሎማ፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽትሰርሕ ኣፍልጦ ወይ ፍቓዱ ከተመልክቱ፣ ከምኡ’ውን ከከም ሞያኻ ከም ርእሰ-ተኣማንነት ዘለዎ በዓል ሞያ ክትሰርሕ ወይ ክትምስርት ትኽእሉ።
ምርካብ ፣ ብወግዒ ኣፍልጦ ዘለዎ ዲፕሎማ ንምርካብን ምስ ሓይሊ ስራሕ ፈረንሳ ብዝበለጸ ንምውህሃድን ብቕዓት ኣፍልጦ ንምሃብ ዝግበር ደገፍ መስርሑን።
ምርካብ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ዝረኸብዎ ዲፕሎማ ቴክኖሎጂ ራድዮሎጂ ዘለዎም ሰባት ዝጥዕሙ ስልጠና ንምርካብን ኣብ ፈረንሳ ክሰርሑ ንኽኽእሉን ክኽተልዎም ዘለዎም መስርሕ።
ምኽኣል ንላዕለዋይ ትምህርቲ ንምምዝጋብ CVEC(Contribution de vie étudiante et de campus) ምኽፋል ግዴታ እዩ። ሓደ ተማሃራይ ከከም ኩነታቱ ክኸፍሎ ወይ ነጻ ክኸውን ።
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) Passerelle ምርካብ።
Critères, étapes, sujets de thèse, financements pour faire un doctorat, explication des cartes de séjour, perspectives de recherche
ምኽኣል ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽ ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ተኸተል፡ ብሳላ እዚ ድማ ኣብ ፈረንሳ ድማ ትምህርትኻ ጀምር ወይ ዳግማይ ትጅምሩ ።
ምምልካት ኣብ ዞባ ኢል-ደ-ፍራንስ፡ ንDU Passerelle (ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማታት ንፕሮግራማት ኣፍደገ) ዝኸውን ሓደ ናይ መመልከቲ መድረኽ ኣሎ።
ምርካብ ኣቀራርባን ደገፍን ኣፍልጦ ዲፕሎማ ኣብ ፈረንሳ፣ ብሕታዊ ምክትታል
ምምሃር ን 65 ሰዓታት ብኢንተርነት ኮርስ ንዩኒቨርሲቲ፣ ናይ ርሕቀት ስርዓተ ትምህርቲ ፍልጠት፣ ፍሉይ ትምህርቲ ምክዕባት
ምዝገብን ምልኣኽ ውላድኩም ናብ ማእከላይ ወይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ክትሰዱን ኣብ ኦሬንቴሽን ክትድገፉን፣ ምእንቲ ብደሓን መጻእኩም
ብቋንቋ ብፈረንሳ ክትስጉም ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ውሰዱ፣ ኣብ ፈረንሳ ድማ ትምህርቲ ምጅማር ወይ ዳግማይ ምጅማር
ምእንቲ ከም ተሓባባሪ ክሊኒካዊ ምርምር (CRA) ወይ ቴክኒሻን ክሊኒካዊ መጽናዕቲ (TEC) ኮይኑ ምስራሕ
ምኽኣል ንኣብ ስደት ንዝርከቡ ተምሃሮን ንዓወት ዝድግፍን ዝተመጣጠነ ኣገባብ መመልከቲ ክኽእሉ ምሕጋዝ ዘኽእል ናይ ትምህርቲ መደብ እዩ
ምእንቲ ንስኮላርሺፕ ወይ CROUS ናይ ተማሃሮ መንበሪ ከተመልክት ንኽትክእል ናይ ተማሃራይ ፋይል (DSE) ምፍጣር ክትእሉ
ምስራሕ ሞያ ነርስ ኣብ ፈረንሳ ከም ነርስ ክትሰርሕ ንኽትክእል ኣብ ፈረንሳ ተማሃር።
ምርካብ ስልጠና ናይ ኣብ ወጻኢ ሃገር ዝረኸብካዮ ናይ ኣመጋግባ ብቕዓት እንተሃልይኩም? ትምህርትኹም ከመይ ጌርካ ከም እትጅምር ምፍለጥ፡ ምቹእ መደብ ስልጠና ምረጽ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ፈረንሳ ክኢላ ኣመጋግባ ንምዃን ገንዘባዊ ሓገዝ ምርካብን
ምድህሳብ ምርካብ ኣብ ፈረንሳ ብ ኸመይ ፊዚዮቴራፒስት masseur-kinésithérapeuteክትሰርሑ ዝዓለመ ስልጠና ።
ምስራሕ ከም ፋርማሲ (DEUST) ንምዃንን ኣብ ሆስፒታል ኣብ ምስራሕ ፍሉይ ሞያ ዘለዎን ስልጠና ድሕሪ ምውሳድ
ዲፕሎማ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ስልጠና ውሰዱ
ምኳን ምስራሕ ኣብ ፈረንሳ ኣላዪ ወይ ሓጋዚ ኣለይቲ ሕሙማት ንምዃን ናይ ሓደ ዓመት ስልጠና ንምውሳድ ምስ እትደልዩ
ምርካብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ዘኽእል መአብ እዩ።
ምምሃር ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርስቲ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ
ምድህሳስ ዝተፈላለዩ ዝልጠናታት ምስልጣን ኣምቡላንስ ሰራሕተኛ ኣብ ፈረንሳምስልጣን ፓራሜዲክ ንምዃን ኣብ ፈረንሳ ብኸመይ ከም እትመሃሩ diplôme d’État ምእንቲ ክትፈልጡን ።
ምጥላብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርትቲ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ምርካብ መንበሪ ገዛ ነይ ተመሃሮ Crous ፣ ንተመሃሮ ቀዳምነት ዝገበረን ተመጣጣኒ ዋጋ(ወይ ዝሓሰረ ) ዘካሪን ዕድል ንምጥቃም
ምኽኣል ምስራከ ሓኪም ናይ ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን ኣብ ሃገርኩም ንዘለኩም ዲፕሎም ናይ ሕክምና ፣ ብ ኸመይ ፈረንሳ ከም ዘስርሕኩም ንምፍላጥ ዘኽእል ኣፍልጦ ።
ምምሃር ኣብ ፈረንሳ ከም ሓኪም፡ መሕረሲት፡ ሓኪም ስኒ ወይ ፋርማሲስት ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር።
መምህር ናይ ግሊ ቤት ትምህርቲ ኣብ ናይ ብሕቲ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ትምህርቲ ኴንኩም ክትሰርሑ ምኽኣል
ምስራሕ ከም መምህር ምዃን መምህር ኣብ ፈረንሳ ከም መምህር ንምስራሕ ዝተፈላለዩ ኣማራጺታት ርኸቡ።
ምኽኣል ኣብ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ህዝባዊ ትምህርቲ ብውዕሊ መምህር ምዃን
ምስልጣን ንምስራሕ ኣብ ናይ ብሕቲ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ትምህርቲ ተካኢ መምህር ብምዃን ምእንቲ ክትክእሉ