ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ፓሪስ (7 ምምሓዳር)
ምስ ምስ Avec Sciences Po - Certificat professionnel en sciences sociales et humaines pour jeunes réfugiés
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , Sciences Poኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anእዚ ሰርቲፊካት እዚ ሞያዊ ምስክር ወረቐት ማሕበራውን ሰብኣውን ሳይንስ ንመንእሰያት ስደተኛታት ካብ ሳይንስ ፖ ብሪጅ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ Diplôme Universitaire (DU)ዝበሃል ዘሰልጥን ኮይኑ፡ ስደተኛታት ደረጃ ክእለት ቋንቋ ፈረንሳ ከማሓይሹ፡ ምስ ማሕበራውን ሰብኣውን ሳይንስ ክላለዩ ዝሕግዝ መደብ እዩ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ምውህሃዶም ከስፋሕፍሑ ዘኽእሎም እዩ። ሕብረተሰብ ፈረንሳ (poursuite d'études et/ou recherche d'emploi) (መቐጸልታ መጽናዕትን ስልጠናን/ስራሕ ምድላይን)።
ሰርቲፊኪርት ናይ Bac +2.
እዚ ስልጠና እዚ 3 ሰሚስተር ኮይኑ ን ናይ መወዳእታ 6 ኣዋርሕ ናይ ስራሕ ልምምድ ኣብ ምውዳእ ናይ እቲ ሰልጠና ድማ ይህብ።
እዚ Certificat ሰርቲፊኬት ዘውህብ ስልጠና እዚ ኣብ ናይ ስራሕ ዓለም ዘለዉ ሰብ ትካላል ዘላሊን፣ ከምኡ ውን ምስ ውልቀሰባትን l'ካልእዕት ተሳረፍቲ ኣካላት ከምኒ ናይ ባህሊን ስፖርቲን ስልጠናንታት ዝህብን እውን እዩ።
ኣብ መወዳእታ ኣብተን ክልተ ዓመት ትምህርቲ ንኹሎም ተምሃሮ ውልቃዊ ማሕበራውን ሞያውን ደገፍ ይወሃብ።
ኣገዳሲ!
እዚ ስልጠና እዚ ን ትሕቲ ዓመት እዚ ዕድሚኦም 28 . ዓመታት ዝጸንሕን ካብ መስከረም 2024 ክሳብ ነሓሰ 2 ዓመት ኮይኑ ኩሉ ግዜ ካብ መስከረም ይጅምር።
ከምዚ ዓይነት ስልጠናታት እንተወሓደ 40ዝኾኑ ትካላት ኣለዉ ኣብ ፍረንሳ
>ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባDU En savoir plus sur le DU Passerelle : voir la fiche Réfugiés.info ተወከሱ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሃር
ፈረንሳይ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
admin-du-paris-spኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
réfugiéተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
cooowlisseተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
jafariተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት