Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ዩኒቨርስቲ ኤክስ-ኤን-ፕሮቨንስ ምምሃር Aix-en-Provence

ምስ ምስ DU Passerelle - Etudiantes et étudiants en exil

ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , Aix-Marseille Universitéኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 16 jours

እዚ ብ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) Passerelle ሓተትቲ ዑ ኮነ፣ ከምኡውን ፡ ተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ዘይብሎም ሰባት ኮኑ፣ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎምዘኽእሎም መስርሕ እዩ።

እዚ መደብ ስልጠና እ ኣብ እዚ ዝስዕብ ነገራት ይነጥፍ፤

  • ፈለማ ትምህርቲ ፈረንሳ፣
  • እንደገና ባህላውን ስፖርታውን ንጥፈታት፣
  • ኣብ መወዳእታ ኣብ ፈረንሳ ኣካዳሚያውን ሞያውን ፕሮጀክት ንምህናጽ ዝግበር ደገፍ ወዘተ...
ኣዝዩ ምፍላጡ ዘገድስ እቲ ኮርስ ጽንሕቱ ን2 ሰሚስተር (2 ግዜ ብግምት 3 ኣዋርሕ) ይወስድ፣ ካብ መስከረም ክሳብ ግንቦት።
ፈረንሳ ንዘይተዛረብቲ ዝዓለመ እዩ።

ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ኮርሳት ኣለዉ። እዚ ገጽ እዚ ብዩኒቨርሲቲ ኤክስ-ማርሴ ዝወሃብ l’Université d'Aix-Marseille. ኮርስ ዘቕርብ እዩ።

ብዛዕባ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) ኣብ Refugees.info ዝያዳ ፍለጡ፤

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብሳላ እቲ ኣብ DU Passerelle ናይ ዩኒቨርሲቲ ኣገልግሎት ቋንቋ (SUL) ዩኒቨርሲቲ ኤክስ-ማርሴ ፡ ኣብ ሓደ ሰሚስተር 266 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ ኣሎ።

ኣብ ሰሙን 20 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ ኣለካ ፡ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ።

ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ ንምርካብ ፈተና ትወስድ ኢኹም።

ከምኡውን ኣብ መወዳእታ ስልጠና ቲሲኤፍ ምውሳድ እውን ይከኣል እዩ።

ምፍላጡ ዘገድስ ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ወይ ተጠቃሚ ግዝያዊ ሓለዋ እንተኾይንኩም እሞ ዕድሜኹም ትሕቲ 28 ዓመት እንተኾይኑ፣ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ገንዘባዊ ሓገዝ (ብማሕበራዊ መዐቀኒታት ዝተመርኮሰ ድጋፍ ወይ ፍሉይ ዓመታዊ ሓገዝ) ክትረክብ ትኽእል ኢኹም።

ኣብ እዋን ስልጠና ድማ፤

  • ኣብ ፈረንሳ ናይ ዩኒቨርሲቲ ህይወት ምርካብ: ተማሃራይ ምዃን: ምውዳብ ኮርሳትን ፈተናታትን: እንታይ ዓይነት ዲግሪታትን ኮርሳትን ኣለዉ: ኣብ እዋን ኣስተምህሮታት ምውሳድን ካብ ክፍሊ ወጻኢ ምኽላስን ምምሃር: መግለጺታት ምሃብ: ንፈተናታት ምድላው...
  • ምእታው ናብ ቤተ መጻሕፍቲ ዩኒቨርሲቲ ምእታው
  • ምህላው ምምሕዳራዊ፣ ማሕበራዊ፣ ሕክምናዊ ደገፍ
  • ብመምርሕን ዳግማይ ምጅማር መጽናዕትን ደገፍ ክህልዎ።

ከም ስርዓተ ላዕለዋይ ትምህርቲ ፈረንሳ ዝተሓላለኸ ምዃኑ መጠን ።

ኣብ እዋን ስልጠና ሰብ ሞያ ንተምሃሮ ብመሰረት ተኽእሎታት ኣካዳሚያውን ሞያውን ፕሮጀክቶም ንኸስተንትኑ ውልቃውን ጉጅለኣውን ደገፍ ይገብሩ።

ሰብ ሞያ ኣብ ምጽሓፍ ሲቪን ናይ ሽፋን ደብዳቤታትን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ምምዝጋብ ኣብ ዝምስጠካ ኮርሳት’ውን ይሕግዙ።

ምኽኣል ኣብ እዋን ስልጠና ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ክትረብዎ ትኽእልሉ፤

  • ምኽኣል ስፖርታዊ ንጥፈታት፣
  • ምስታፍ ባህላዊ ምውጻእ፣
  • ዝያዳ ዕምቆት ምስ ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ምትእስሳር፣
  • ምስታፍ ናይ ዕላል ዓውደ መጽናዕትታት
  • ምስታፍ ባህላዊ ንጥፈታት፡ ደርፊ፡ ሙዚቃ፡ ስእሊ...

ከመይ ንገብሮ?

መመልከቲኻ ምስ ኣቕረብካ ፋይልካ ተቐባልነት እንተረኺቡ ንደረጃ ፈተናን ቃለ መሕትትን ዕድመ ዝሓዘ ኢመይል ይመጸካ።

Lieu d'accueil

29, Avenue Robert Schuman, Aix-en-Provence, France métropolitaine, 13621, France

0413944470

laurence.jacquin@univ-amu.fr

Chargement de la carte...

8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • DU PASS AMU SULኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት

Liens utiles