Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምውሳድ ናይ ርሕቀት ንመጽናዕቲ ንምድላው ናይ ምእንታው ናብ ዩኒቨርሲቲ

ምስ ምስ Passeport EAD Étudiants

ኣዳላዊ Fédération interuniversitaire de l'enseignement à distance , Unisciel, Université Paris 8, Ministère de l’Enseignement Supérieur, de la recherche et de l’innovationኣቐድዲሙ ዝነበረ 7 місяців тому

እዚ ኣብ ኢንተርነት ዝውሰድ ብነጻ ዝቐርቡ ኮርሳት ኮይኑ፣ ምስ ሓያሎ ኣብያተ ትምህርታትን፣ ማለት

  • ፈለማ፣ ኣገባብ ስራሕ ኣብ ስልጠና ብርሑቕ ትምህርታት ዝህባ ዩኒቨርሲታት
  • ከምኡውን ሰነዳዊ መጽናዕቲ
  • ቋንቋ ፈረንሳዊ
  • ቋንቋ ኢንግሊሽ
  • ኮርሳት ናይ ሒሳብ ትምህርቲ
  • ምኽኣል መሰረታዊ ደረጃ ምድላው ሒሳብ
  • ኮርሳት ናይ ምዕቡል ደረጃ ምድላው ሒሳብ
  • ርኽበት ምሕደራ
  • ርኽበት ስነ-ልቦና ካምእን ዘጠቓለለ ምዃኑ’ዩ።

እዚ ብድምር ናይ 65 ሰዓታት ኮርሳት፣ ዘለዎ ኮይኑ ፣ ብሓያሎ ዩኒቨርሲቲታትን ብ ቋንቁ ፈረንሳ ዝቐርቡ፣ ቅድሚ ትምህርት ምጅማርኩም ወይ ዳግማይ ምጅማርኩም ክትሰምዖም ትኽእሉ መደባት ዘጠቓለለ ስርሓት እዩ።

ምፍላጡ ዘገድስ፣ እዚ መደብ ምስታፍኩም ኣብ መወዳእታ ወግዓዊ ዲፕሎማ ከም ዘይብሉ ምፍላጥ ይግባእ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምህላው ናይ ምሕዳስ ኮርሳት
  • ኣገደስቲ ዛዕባታት ምግምጋምን
  • ንመጽናዕትኹም ዝኸውን ኣርእስታት ምድላውን ዘጠቓለለ
  • እንተላይ ፣ ምርካብ ሓደስቲ ንዋት ትምህርቲ
  • ምርካብ ናይ ርሕቀት ትምህርቲ ኮርስ ብዓወት ንምክትታል ዝሕግዙ ምኽርታት።

  • ተዓጻጻፊ ስርዓት (ኣብ ዝደለኻዮ ግዜን ኣብ ዝደለኻዮ ቦታን ክትመሃርዎን ትኽእሉ ኢኹም)
  • ከምኡውን ዝኽፈል ነገር የለን
  • ብተወሳኺ ድማ ንኹሉ ወይ ንገለ ክፋል ናይቲ ኮርሳት ክትወስድ ምርጫ።

  • እዚ ብናይ ፈረንሳ መንግስታዊ ዩኒቨርሲቲታት ዝተዳለዉ ኮርሳት እዩ
  • ላምኡ ፣ ስግረ-ዶባዊ ክእለት (ኣብ ሓያሎ ናይ መጽናዕቲ ኩነታት ክትጥቀመሉ እትኽእል) መደባት እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

  1. ኣብዚ ዘሎ ሕቶታት ኣብዚ ici መልሱ
  2. ኢመይል ኣድራሻኹም ትኽኽል ምዃኑ ኣረጋግጹ
  3. ኣብቲ ሊንክ ጠውቕ እሞ ትምህርቲ ጀምሩ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ኣብዚ ሊንክ ፡ https://www.fied.fr/ressource/passeport-ead-pour-etudiants/

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • fiedኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • nour alhindiተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • nora42ተርጓሚ/ሚት
  • wukro.netተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • anihተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles